^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 58 guests and no members online

ኣድላይነት ሕጊ ኣብ ሓደ ህዝቢ ኣብ ሓንቲ ሃገር ዘተሓትት ኣይኮነን። እንተኾነ ኩሉ ሕጊ ተባሂሉ ዝጽዋዕ፡ ዜጋታትን ህዝብታትን እታ ሃገር ክዳነይሉ፣ ክመሓደርሉ ዝግበር ሕግታት ኩሉ፡ ቅኑዕን ብቕኑዕ ኣገባብ ሓሊፉ ዝጸደቐን’ዩ ክበሃል ዝከኣል ኣይኮነን።

Read more: ካበይ ዝምንጩ፡ መን ዘርቀቖን...

ልዕለ ቅርጻኦም ፈሪሱ፡ ኣብ ዘይተሃደመ ሂላ ገዛ ክነብሩ ዝተፈርዱ ዜጋታትን ህዝብታት ኤርትራ፡ ኣብ’ቲ ሂላ ብደውና ካብ ንመውት ዕድልና ክንርኢ ብማለት፡ ንዓለም ብዘገርም ብዝሕን ቅልጣፈን ናብ ስደት ይውሕዙ ኣለው።

Read more: ብሓደ እምኒ ክልተ ዑፍ ምህራም...

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ጥቅምቲ ናይ 2015 ምሁራት፡ ላዕለዎት ኣመራርሓ ተቓወምቲ ውድባት ኢትዮጵያን ኣምባሳደራት ነበር ርእሰ ሓያል ሃገርን ዝተረኽብሉ፡ ብዓዳምነት ቪዥን ኢትዮጵያን ኢሳትን ዝተባህሉ ትካላት ሚዲያ፡ ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ኣብ ህልውን መጻእን ኩነታት ኤርትራን ኢትዮጵያን መሰረት ዝገበረ ዓውደ ዘተ ከምዘካየዱ ክቃላሕ ቀኒዩ።

Read more: ዝምድና ህዝቢ ምስ ህዝቢ ጥዑም ቃና፡...

ኤርትራ ብቐዳምነት ኣለኒ ትብሎ ጭቡጥ ሃብታ ህዝባ’ዩ። ምኽንያቱ ኣብ ኩሎም ብሄራትን ብሄረ-ሰባት ኤርትራ ዝንበብ ልዑል ሃገራዊ ፍቕሪ፡ ረሃጸይ ኣፍሲሰ ወይ ተማሂረ ተመራሚረ ርእሰይ ክኢለ ክነብር ኣለኒ ዝብል ሓቦን ባህሊ ስራሕን ኣሎ።

Read more: ህዝቢ ብመንገዲ ትካላዊ መስኖታቱ...

ሓደ መንግስታዊ ስልጣን ዝተቖጻጸረ ፖለቲካዊ ሓይሊ፡ ካብ ሰናይ ፍቃዱን ካብ ውልቀ ካዝናኡን ዘይኮነ፡ ካብ ህዝባዊ ካዝና፡ ዓቕሚ ዘፍቅዶ ንህዝቢ ዘድሊ ስራሓት ከሳልጥ ግዴታኡ’ዩ።

Read more: ናይ ዕውታት ዕውት መሲልካ ቅድሚት...

ብዓቕሊ ጽበት ካብ ፋሽስታዊ መቑሕ ህይወት ንምድሓን ዝግበር ህድማ ሓደ መልክዕ ናይ ተቓውሞ ብምዃኑ ድጉፍን ቅቡልን’ዩ። እንተኾነ’ቲ ዝግበር ህድማ ምሉእ ንምሉእ ተስፋ ብምቑራጽ፡ መሬትካ፡ ባህልኻን ክብረትካን ነቲ ጠንቂ ማለት ንጉጅለ ውሑዳን ገዲፍካሉ ኣርሒቕካ ምጥፋእ ንበይኑ ግን እኹል ኣይኮነን።

Read more: ህድማን ስደት ብዘይ ዳግመ ውደባን...

ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡ ኣብ ቀዳማይን ካልኣይን ኲናት ዓለም ዝተረእየ ኣሰቃቒ ደማዊ ኲናት፡ ዝበጽሐ ሰብኣውን ነዋታውን ዕንወት ኣብ ጸብጻብ ኣእትዩ፡ ማሕበረ-ሰብ ዓለም ካብ ዓመጽን ዓመጻዊ ኣተሓሳስባን ነጺሑ፡ ሃገሩ፣ ኣህጉሩ፣ ብሄሩ፣ ሃይማኖቱ፣ ቋንቋኡ፣ ሕብሪ ቆርበቱ፣ ባህሉ፣ ደረጃ ምዕባሌኡ መንን ኣበይን ብዘየገድስ፡

Read more: ኣዳራሽ ውድብ ሕቡራት ሃገራት፡...

ፖለቲካ ኣይደልን ኢልካ ክትርሕቀሉ ክትሃድመሉ እንተደለኻ’ውን ዘይለቅቕ፡ ምስ መዓልታዊ ህይወት ውዲ-ሰብ ወይ ህዝብን ሃገር ጥቡቕ ምትእስሳር ዘለዎ ዓውዲ’ዩ።

Read more: ብውዲት ተመስሪቱ  ኣብ ኣሉታ...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox