^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 28 guests and no members online

ጸላእቲ ‘ምበር ገንዘብ ከፍሪ ዘይተዓደለ ባሕሪ፡-

ኤርትራ ብዙሓት ዝምነይዋ፡ ውሑዳት ንዝተወሰነ ግዜ ዝገዝእዋ ሃገር’ያ። ታሪኽ ህዝብታት ኤርትራ ድማ ታሪኽ ሰንሰላታዊ

Read more: ጸላእቲ ‘ምበር ገንዘብ ከፍሪ...

“ካብ ጸጊቦም ዝዕንድሩስ፡ ይዕንድሩ ኣለው ኢሎም ዝዕንድሩ ይበዝሑ”

ዘይምፍላጥ: ተፈጥሮኣዊ ውህብቶን ማዕርነት ሰብን ክሳብ ትዝንግዕ ይገብረካ። ወዲ-ሰብ ብዓይኒ ማሕበራዊ ስነ-ፍልጠት ምስ

Read more: “ካብ ጸጊቦም ዝዕንድሩስ፡ ይዕንድሩ...

ሎሚ ኣመት ዜጋታቱ ዘይገብር ኤርትራዊ ዳርጋ ዘየለ፡-

ትማሊ ማለት ኣብ ግዜ ብረታዊ ተጋድሎ ንሃገራዊ ነጻነት፡ ስርዓት ደርግ ብልዕለ ሓያል ሶቬት ሕብረት ተደጊፉ ንሰውራ ኤርትራ ሓንሳእን ንሓዋሩን ንምቕሃም ምድልዋት ወዲኡ፡ በቲ ኣብ

Read more: ሎሚ ኣመት ዜጋታቱ ዘይገብር...

ወደባትና ቃዲሩ ዕዳጋና ጾሙ ሓዲሩ።

ኣብ’ዚ መዋእል’ዚ ህዝቢ ምስ ትሕዝቶኡ እንክጠሚ፡ ናይ ካልኦት ጽግዕተኛ ክኸውን ዘደንጹ’ዩ። ስለምንታይ ከ ብምንታይ ምኽንያት ከ? ንዘለካ ጸጋታት ከተመሓድር ዓቕሚ ብምስኣን ድዩ ወይስ ካልእ ተንኮል ካልእ ስውር ዕላማ ኣለዎ? ዜጋታት ብሓደ

Read more: ወደባትና ቃዲሩ ዕዳጋና ጾሙ ሓዲሩ

ኣብ ህልው ፖለቲካ ኤርትራ ፍትሓውን መትከላውን መርገጽ ዘይብሎም ኤርትራውያን፡ ኣብ ፖለቲካ ኢትዮጵያ ሚዛናዊ ርእይቶ ክህቡ ትጽቢት ኣይግበርን።

ኣብ ኤርትራ ነጊሱ ንዘሎ ጸረ-ህዝቢ ኣረኣእያን ፋሽሽታዊ ተግባርን ዘይኹንኑ፡ ብኣንጻሩ ብቐጥታን ብተዘዋዋርን ዝድግፉ ዘተባብዑ

Read more: ኣብ  ህልው ፖለቲካ ኤርትራ ፍትሓውን...

ፖለቲካዊ ኣንፈት ዝጠፍኦ፡ ኣብ ቃሬዛ ኮይኑ ውድቀት ካልኦት ይምነ፡

ዝኾነ ሰብ ቅድም ቀዳድም ብዛዕባ ጥዕናኡ’ዩ ክሓስብን ክግደስን ዘለዎ። እዚ ናይ ሕርያ ጉዳይ ዘይኮነ ተፈጥሮኣዊ ግዴታ’ዩ። ምኽንያቱ ንነገራት ብልክዕ ዘንብብ ሰብ ብዛዕባ ጥዕናኡ

Read more: ፖለቲካዊ ኣንፈት ዝጠፍኦ፡ ኣብ ቃሬዛ...

ነጻ ኤርትራ ናይ መንኦም ህያብ ናይ ስውኣት’ዶ ናይ’ዞም ሸፋቱ?

ኣብ ናይ ኤርትራ ማሕበረ ፖለቲካዊ ዲስኩርስ ወይ ምብህሃል፡ ገና ዘይተነጸሩ ማለት በቦታኦም ዘይሓዙ ክልተ ኣዕኑድ ዘለው ኮይኑ

Read more: ነጻ ኤርትራ ናይ መንኦም ህያብ ናይ...

ውድብ ወይ ግንባር ምምስራት ቀሊል’ዩ። እቲ ፈታኒስ፡ ኣብ መኣዝን መትከላቱ፡ ቀጻልነቱን ተዓዋተይን’ዩ።

ኣብ ሓንቲ ሃገር ዝኽሰት ጨፍላቒ ፖለቲካዊ ምሕደራ፣ ካብ ግዳም ዝመጽአ ድዩ ዘቤታዊ፣ መሰረቱ ደርባዊ ድዩ ብሄራዊ፣

Read more: ውድብ ወይ ግንባር ምምስራት...

ሕሱር ግን ከኣ ማንታ ተልእኾ ዘለዎ ጽንብል መበል 181 ዓመት ሩስያዊ ደራሲ ኣሌክሳንደር ፑሽኪን ኣብ ኣስመራ፡

ታሪኽ ህዝብታት ኤርትራ ታሪኽ ሰንሰለታዊ መግዛእቲ፡ እምቢ ኣይግዛእን ሕረና መስዋእትን ዓወትን’ዩ። ኣብ’ዚ ናይ ከባቢ 100 ዓመት ቃልስን ዓወትን መስርሕ ብቑጽሮም ብዙሓት፡

Read more: ሕሱር ግን ከኣ ማንታ ተልእኾ ዘለዎ...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox