^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 82 guests and no members online

ኣበየናይ ክፍለ ዓለምን ደረጃ ምዕባለን ኣላ፡ እንታይ ደረጃ ንቕሓታን ነጻነታን ብዘየገድስ፡ ኣንስተይቲ ከም ወላድ መጠን መምዘኒኣ ርህራሄ ደኣምበር ጭካነ ኣይኮነን። ኣንስተይቲ ወይ ኣደ፡ ብባህሪኣ ሰላም ትብህግ፡ ኣብ ሰላም ትቐስን፡ ስቓይን ደም ምፍሳስን ክትርኢ ዘይትደሊ ርህርህቲ ፍጥረት’ያ።

Read more: ተግባራት ሃማደኤ፡ ኣንጻር መሰረታዊ...

ኣብ ግዜ ወተሃደራዊ ምምሕዳር እንግሊዝ ማለት ኣብ ኣርበዓታት ዝጀመረ ረስኒ ዓደይ ዓደይ፡ ኣብ መወዳእታ ሓምሳታት ብማሕበር ሸውዓተ /ሓረካ/ ዝፈለመ ርጡብ ስጡም ፖለቲካዊ ውዳበ፡ ኤርትራዊ ሃገራዊ ስምዒት ኣለዓዒሉ፡ ካብ ሰላማዊ ኣገባብ ናብ ብረታዊ ቃልሲ ተሰጋጊሩ።

Read more: ባሕቲ መስከረም ኣብ ፖለቲካ ኤርትራ...

ርጉእ ፖለቲካዊ ህይወት፣ ብመሰረት ሃገራዊ ቅዋም ዝመርሕን ዝሰርሕን መንግስቲ፣ ክብረት ሰብኣውን ደሞክራስያውን መሰላት፣ ልባዊ ምትእምማን፣ ኣብ ህዝባውን ሃገራውን ጉዳያት እኹል ኣፍልጦ፡ ዕግበትን ድልውነት ንስራሕን ኣብ ዝሰፈኖ ኩነታት፡ ተማሃሮ ብሓባርን ብመደብን ኣብ ዝጥዕም ግዜ፡ ህዝቢ ኣብ ዝሕገዘሉ፡ ንሳቶም ባህሊ ሕብረ-ተሰቦም ዝፈልጥሉ፡ ተመክሮ ስራሕ ኣብ ዘጥርይሉ ክዋፈሩ ምግባር ምስ ኩሉ ብተግባር ክህልዎ ዝኽእል ሃጓፋት ደሓን ኢልካ ክትቅበሎ ሕማቕ ኣይኮነን።

Read more: መደብ ክረምታዊ ማእቶት ኣይንፍረን...

ኣብ’ዚ መድረኽ’ዚ ብኤርትራውያን ዝካየድ ዘሎ ቃልሲ፡ ካብ’ቲ ቅድሚ 1991 ዝነበረ ዝፈልዮ ረቛሒታት ከም ዘለዎ ብዝተፈላለዩ ወገናት ኣብ በበይኑ መድረኻት ክግለጽ ጸኒሑ ኣሎ። ብርግጽ ኣብ ፖለቲካዊ ባህሪ ናይ’ቶም ስርዓታት ፍልልይ የለን።

Read more: መንግስቲ፡ ካብ ተነጽሎ ክድሕን...

ንህዝብታት ኤርትራ ካብ’ዚ መድረኽ’ዚ ዝኸፍእ ሓደጋ ምብትታን ኣጋጢምዎም ኣይፈልጥን። ከም ህዝቢ ከም ሃገር ንኣስታት 100 ዓመታት ብዝተፈላለዩ ባዕዳውያን ገዛእቲ በደላት በጺሕዎም’ዩ።

Read more: ፈትዩ ንዛኣተዎ ሓባራዊ ስምምዕ...

ንዓመታት መሳርዕ ባህላዊ ምርኢት ኤርትራ ናብ’ዚ ናባና ናብ ካናዳ እናገሻ፡ ኣብ ዓበይቲ ከተማታት’ዛ ሃገር ምርኢት ብምክያድ፡ ኣብ’ታ ሃገር ንዘሎ ምልካዊ ወተሃደራዊ ስርዓት ዝዕንገለሉ ኣማኢት ኣሽሓት

Read more: ምርኢት ኣመኽኒኻ ዝግበር ገንዘብ...

ዓለምና ኣብ’ዚ ዝሓለፈ ኣስታት ሓደ ዘመን ትምህርትን ምርምርን ዝመበገሲኡ ሓያል ምዕባለ ኣመዝጊባ’ያ። ምዕባሌታት ኣብ ምህንድስና፣ ስነ-ቅመማ፣ ሕክምና፣ መጎዓዝያ፣ ሕርሻን ካልኦትን።

Read more: ኣካዳሚያዊ ትምህርትን ሞያዊ...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox