^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

ህልዊ ዜና Latest News

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 40 guests and no members online

ኢሳያስ መርገጽ ኣልቦ ዕሱብ ወይስ ነቓጽ ኣብ መርገጹ?

ኢሳያስ ኣብ ገለ ኤርትራውያን ግጉይ ምስሊ፡ ግጉይ ስብእና ፈጢሩ’ዩ። እዚ ሰብ ማእከላይ ቤት ጽሕፈቱ ኣብ ዓራርብ ሳሕል ካብ ዝገብር ንድሓር ኣብ ሰውራዊ ስራሓት፡ መጻሕፍቲ ኣብ ምንባብ፡ ካድራት ኣብ ምምልማል፡ ፖለቲካዊ ንቕሓት ህዝቢ ዝጉልብተሉ

Read more: ኢሳያስ መርገጽ ኣልቦ ዕሱብ ወይስ...

ፖለቲካዊ ርእይቶ ኮይንካ ብምርካብ ‘ምበር፡ መሲልካ ብምቕራብ ኣይውከልን

ፖለቲካዊ ርእይቶ ከም’ቲ ብድሌት ቀይሕ ወይ ጸሊም፡ ሓጺር ወይ ነዊሕ፡ ጓል ወይ ወዲ ንምዃን ዘይከኣል፡ ካብ ደርባዊ ባህርን

Read more: ፖለቲካዊ ርእይቶ ኮይንካ ብምርካብ...

ሕማቕ ባህሪ ካብ መሰረቱ ብምእራም ‘ምበር ብምክልኻል ኣይፍወስን።

ደቂ ሰባት ብደረጃ ውልቀ ይኹን ብደረጃ ማሕበራት፡ ውድባትን መንግስታትን ዝውንንዎ ባህሪ ቅኑዕ ወይ ዘቅኑዕ ክኸውን ናይ ግድን’ዩ። እቲ ቅኑዕ ቅኑዕ ስለ ዝኾነ፡ ንድሕሪት ከይምለስ ምዕቃቡ፡ ምምዕባሉን ካብ ጸላእትን ተጻባእትን ክትከላኸለሉ ኣብ

Read more: ሕማቕ ባህሪ ካብ መሰረቱ ብምእራም...

ጸረ ህዝቢ ደርባዊ ባህርን ፋሽሽታዊ ተግባርን ህግደፍ ብኤርትራ ክጽዋዕ የብሉን?

ኣንቱም ሰባት እዚ ምስኪን ህዝቢ፡ ኣይብኢዱ ኣይብኣፉ፡ ኣይበልዐ ኣይሰተየ፡ ንገዛእ ርእሱ ተጨፍሊቑ እናነበረ ኤርትራ ከም’ዚ በለት ገበረት እናተባህለ ይሕመ፣ይኽሰስ፡ ይውቀስ ኣሎ። ሃገረ ኤርትራ’ኮ ናይ ህዝቢ ኤርትራ ‘ምበር ናይ ጉጅለ ህግደፍ

Read more: ጸረ ህዝቢ ደርባዊ ባህርን ፋሽሽታዊ...

ቅኑዕ ስነ-ምግባር ኣካል ሰብኣዊ ክብረት’ዩ።

ሰብ፡ እንታይ ባህሪ ወይ ኣመል ኣለዎ ብዘየገድስ፡ ናይ ተፈጥሮ ሰብ ብምዃኑ ጥራሕ ክኽበር ኣለዎ ይብል ኣድማሳዊ ቻርተር ውድብ ሕቡራት ሃገራት። ቅዱሳን መጻሕቲ ብተመሳሳሊ፡ ሰብ ሃብታም ይኹን ድኻ፣ ዝተማህረ ይኹን ዘይተማህረ፣ ጻዕዳ ይኹን

Read more: ቅኑዕ ስነ-ምግባር ኣካል ሰብኣዊ...

ህዝባዊ ውዳበታትን ኣብ ስርዓት ዘሕድሮ ስግኣትን

ሓደ ካብ ናይ ሕብረተ-ሰባት ማሕበራዊ መለለይታት ውዳበ’ዩ። መለለይ ሕብረተ-ሰባት ጥራሕ ዘይኮነ፡ መፍለይን መለለይን ክፍለ-ዓለማት፣ ዞባታት፣ ሃገራት እውን’ዩ። ስለዚ ውደባ ፍቱን መሳርሒ’ዩ ኣብ ደሞክራስያዊ ምሕደራ። ብዘይ ውደባ ዓለም ምስ ኩሉ

Read more: ህዝባዊ ውዳበታትን ኣብ ስርዓት...

ህዝቢ ኤርትራ ብሰንኪ‘ዚ ስርዓት ኩሉ ተፈጥሮኣዊ መሰሉ ዝሰኣነ ሕብረተ-ሰብ’ዩ።

ከም ምርምራማዊ መጽናዕትን መደምደምታን ጀርመናዊ ፕሮፈሶር ስነ-ቁጠባ ማርቲን ዎልፍ፡ እዚ ኣብ ኤርትራ ብእንኮ ሰልፊ

Read more: ህዝቢ ኤርትራ ብሰንኪ‘ዚ ስርዓት ኩሉ...

“እቲ ናታስ ንሓማታ”

                                                             ሻድሻይ ክፋል

ኣብ ሓምሻይ ክፋል ጽሑፍና፡ ውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ብተደጋጋሚ ኣብ ዝገበሮ ቃለ-መጠይቕ፡ ኤርትራ ከይትምዕብል ዓጊቶም ሒዞማ ዘለው፡ ናይ ደገ ሓይልታት’ዮም፡ ብፍላይ ከኣ ኣመሪካን መርጋበርያኡ ስርዓት ወየኔን’ዮም” ንዝበሎ መሰረት ገይርና፡

Read more: “እቲ ናታስ ንሓማታ”   ሻድሻይ ክፋል

መሰረታዊ ፖለቲካዊ ለውጢ ዘምጽእ ቅኑዕ ህዝባዊ ደሞክራስያዊ መስመር፡

ብድሑር ናይ ትምክሕቲ፡ ጽበትን በለጽን ኣረኣእያታት ዕሉም ተዋሒጡ ከይወድቕ ምርብራብ የድሊ።

ወዲ-ሰብ ጥዕና ምስ ሰኣነ’ዩ ንጥዕና ዝደልያን ዝምነያን። ሰላም ምስ ሰኣነዩ ብዝያዳ ኣድላይነት ሰላም ዝስቆሮን ዝናፍቕን። ዘይማዕርነታዊ ኣድላዊ ምልካዊ ምሕደራ ምስ ኣጋጥሞ’ዩ፡ ብዝያዳ

Read more: መሰረታዊ ፖለቲካዊ ለውጢ ዘምጽእ...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox