^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 34 guests and no members online

ውድብ ወይ ግንባር ምምስራት ቀሊል’ዩ። እቲ ፈታኒስ፡ ኣብ መኣዝን መትከላቱ፡ ቀጻልነቱን ተዓዋተይን’ዩ።

ኣብ ሓንቲ ሃገር ዝኽሰት ጨፍላቒ ፖለቲካዊ ምሕደራ፣ ካብ ግዳም ዝመጽአ ድዩ ዘቤታዊ፣ መሰረቱ ደርባዊ ድዩ ብሄራዊ፣

Read more: ውድብ ወይ ግንባር ምምስራት...

ሕሱር ግን ከኣ ማንታ ተልእኾ ዘለዎ ጽንብል መበል 181 ዓመት ሩስያዊ ደራሲ ኣሌክሳንደር ፑሽኪን ኣብ ኣስመራ፡

ታሪኽ ህዝብታት ኤርትራ ታሪኽ ሰንሰለታዊ መግዛእቲ፡ እምቢ ኣይግዛእን ሕረና መስዋእትን ዓወትን’ዩ። ኣብ’ዚ ናይ ከባቢ 100 ዓመት ቃልስን ዓወትን መስርሕ ብቑጽሮም ብዙሓት፡

Read more: ሕሱር ግን ከኣ ማንታ ተልእኾ ዘለዎ...

ሰብኣዊ ክብሪ ዘይብሉ፡ ሓቀኛ ሃገራዊ ስምዒት ክውንን ኣይክእልን።

ሰብ ንሰብ ይፈቱ’ዩ። ሰብ ንሰብ ይኽብር’ዩ። ከምኡውን ዜጋታት ሃገሮም ይፈትው’ዮም። ሰብ ንሰብ ክፈቱ ወይ ከኽብር እንከሎ፡

Read more: ሰብኣዊ ክብሪ ዘይብሉ፡ ሓቀኛ...

ገንዘብ ከፊልካ ጎይታ ምግዛእ፡

ወዲ-ሰብ ከፍርየሉ ኣብ ዝኽእል ዕድመ ምስ በጽሐ፡ ጉልበቱን ፍልጠቱን ክንዲ ዝኸኣሎ ክሰርሕ ኣለዎ። እንተሰሪሑ ከፍርዩ። ገንዘብ ክረክብ’ዩ። ገንዘብ እንተረኺቡ ከኣ ዘድልዮ ነገራት ክሽምት’ዩ። ገንዘብ ብዝተፈላለየ ሕጋውን ዘይሕጋውን መንገዲ ናይ ምርካብ ዕድላት’ኳ ዘጋጥም እንተኾነ፡ ብወሳኒ መልክዑ ግን፡ ፍልጠትካ ወይ ጉልበትካ ኣፍሲስካ’ዩ ዝርከብ። ፍልጠትካን

Read more: ገንዘብ ከፊልካ ጎይታ ምግዛእ፡

ጠንቂ ምድኻም ደለይቲ ደሞክራስያዊ ለውጢ ውድዓዊ ድዩ ባዕላዊ?

ኣንቱም ሰባት ንበይነይ ድየ ተሃዊኸ ወይስ ኩሉኹም ከም’ዚ ከማይ ኢኹም? ኣነ’ኮ ብዛዕባ ፖለቲካዊ ጸገም ኤርትራ ብሓፈሻ

Read more: ጠንቂ ምድኻም ደለይቲ ደሞክራስያዊ...

Eritrea: Exploring the divisions rooted in its past history

By Fesseha Nair

The process towards unifying all the forces for democratic change in the Eritrean Opposition Camp failed in all its efforts in the past two decades. The struggle from dictatorship to democracy requires skills and knowledge about the identity rooted divisions and their management.

Read more: Eritrea: Exploring the...

ንቀታሊኻ ምምጓስ ውጽኢት ሕሉፍ ፖለቲካዊ ድንቁርናን ራዕድን መሰለይ ኢልካ ንመንግስቲ ምጭናቕ መርኣያ ደሞክራስያዊ ምዕበለ

ህዝብታት ከም ህዝብታት ዋላ ናይ ቋንቋ፣ ዓሌት፣ ማሕበረ ኢኮኖሚያዊ ምዕባለ፣ ባህሊ፣ ሃይማኖት፣ ቦታ ፍልልያት ይሃልዎም፡

Read more: ንቀታሊኻ ምምጓስ ውጽኢት ሕሉፍ...

ዘተ መራሕቲ ሰለስተ ሃገራት፡ ተስፋ ሰላም ንዞባና፡ ፖለቲካዊ ጽፍዒት ንጉጅለ ህግደፍ፡

ዞባና ጸጥታዊ ርግኣት ዘይብሉ ኩሉ ግዜ ኲናትን ወረ ኲናትን ተፈልይዎ ዘይፈልጥ ተሃዋሲ ዞባ’ዩ። ዘለዎ ክሳዳዊ ኣቀማምጣን ስትራተጂካዊ ዓለማዊ ፖለቲካውን ቁጠባውን ኣገዳስነትን

Read more: ዘተ መራሕቲ ሰለስተ ሃገራት፡ ተስፋ...

ምስ ነብሱ ዝተባእሰ ምስ ካልእ ብሰላም ክነብር ኣይክእልን።

ዘይምርድዳእ ምስሕሓብ ምጉናጽ ምግርጫው ኣብ መንጎ ክልተ ሰባትን ልዕሊኡን ካብኡ ሓሊፉ ድማ ኣብ መንጎ ጉጅለታትን መንግስታትን ‘ምበር ኣብ ሓደ ሰብ ከምዘጋጥም ብዙሓት

Read more: ምስ ነብሱ ዝተባእሰ ምስ ካልእ...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox