^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 65 guests and no members online

ጉጅለ ህግደፍ ብመደብ ብዕድል ህዝቢ ይጣላዕ፡  ልኡላዊ መሬት የካሪ ኣሎ፡ ንሕናኸ እንታይ ንግበር?፡

ዝኾነ ጽግዕተኛ ስርዓት፡ ናይ ገዛእ ርእሱ ንጹር ዕላማን፡ ህዝባውን ሃገራውን ሓላፍነትን የብሉን፡፡ ውሽጣዊ ነጻነቱ ዓቂቡ፡ ብርእሰ

Read more: ጉጅለ ህግደፍ ብመደብ ብዕድል ህዝቢ...

ዝተወደበ ወፍሪ ንድሕነት ኤርትራውያን ስደተኛታት ኣብ ሃገረ እስራኤል

ናይ ሓንቲ ሃገር ህዝብታት ሕድሕዳዊ ሓልዮት፡ ስኒት፡ ሃገራዊ ፍቅሪ ከም ዘለዎም፡ ኣብ ሰላም ኣብ ራህዋ ኣብ ብላዕ ስተ

Read more: ዝተወደበ ወፍሪ ንድሕነት ኤርትራውያን...

ባህላውን ሃይማኖታውን ክብርታትን መትከላት ህዝባዊ ደሞክራስን

ልሳን ህግደፍ እሩምን እርኑብን ኣይኮነን። ምድንጋር፣ ምቁንጻብ፣ ምህዳድ፣ ምጥቛስ፣ ትዕቢት፣ ሓሶት …ወዘተ መኻይዲ

Read more: ባህላውን ሃይማኖታውን ክብርታትን...

ትራምፕ ስለምንታይ ጸሪፉና ዘይኮነ፡ ስለምንታይ ዜጋታት ኣፍሪቃ ሃገሮምን ኣህጉሮምን ይገድፉ ኣለው ዝብል ሕቶ መልሲ ክረክብ ኣለዎ።

ኣህጉራና ኣፍሪቃ ብባህሪያዊ ጸጋታት ሃብታም’ያ። ብዝሒ ክሰርሕ ዝኽእል ሓይሊ መንእሰይ፡ ንህይወታውያን ፍጡራት ዝሰማምዕ ክሌማ ወይ ኣየር፣ ገና ዘይተተንከፈ ድንግል መሬት ዝተዓደለት ክፍለ ዓለም እውን’ያ። ኣብ ፖለቲካዊ ምሕደራ መጺእካ ግን

Read more: ትራምፕ ስለምንታይ ጸሪፉና ዘይኮነ፡...

ትምክሕቲ ከም ኣረኣእያ ድሕረት’ዩ፡ ውጽኢቱ ከኣ ዕንወት።

ትምክሕቲ ኣተሓሳስባ’ዩ። ኣንጻር ሓቢርካን ተኸባቢርካን ምንባር’ዩ። ኣንጻር ስኒት’ዩ። ዝግለጸሉ ከኣ መን ከማይ ወይ ከማና ዝብል

Read more: ትምክሕቲ ከም ኣረኣእያ ድሕረት’ዩ፡...

ህልዊ ፖለቲካዊ ምዕባለታት ዞባና ኣይንረብሓናን ንጉድኣትና

ትጎዪ ብርክን ንደላሎ ዝኽፈል ገንዘባዊ ዓቕምን ዝረኸበ ኤርትራዊ ካብ ኤርትራ ይወጽእ ኣሎ። ዶብ ዘስግር ዳንጋን መሰጋገሪ ዝኸውን ገንዘባዊ ደገፍን ዘይብሉ ከኣ፡ ብኣካል ኣብ ኤርትራ: ብሕልና ኣብ ምዕራባዊ ዓለም ይነብር ኣሎ። እዚ ዝተጋነነ ገምጋም ኣይኮነን። ኣብ ባይታ

Read more: ህልዊ ፖለቲካዊ ምዕባለታት ዞባና...

ንግዝያዊ ረብሓን ዝናን ክበሃል ሓሶት ምዝራብ፡ ወትሩ ዘየቕስን ዘይተኸፍለ ዕዳ’ዩ።

ንገዛእ ርእሶም ውሽጣዊ ነጻነት ኮነ፡ ናትና ዝብልዎ ዋሕስ ዝኾኖም ትካላዊ ኣሰራርሓ ዘይብሎም፡ ብኩለንተናኦም ኣብ ትሕቲ ምሉእ ምሕረት

Read more: ንግዝያዊ ረብሓን ዝናን ክበሃል ሓሶት...

ህግደፍ ብባህሪኡ ሰብኣዊ ዓቕሚ ክሃንጽ ኮነ፡ መሬት ከልምዕ ኣይክእልን።

ከም’ቲ ንውልቀ ሰብ፡ ኣወንታውን ኣሉታውን ጎኑ ክትመዝን እንከለኻ፡ ከምዚ ኣመል ኣለዎ፡ ከምዚ’ዩ ጠባዩ ወይ ባህሪኡ ኢልካ ትገልጾ፡ ንሓደ ፖለቲካዊ ውድብ ኮነ መንግስቲ’ውን ከም ናይ ሰባት ምትእኽኻብ መጠን፡ ከይተጋነነ ልክዕ ዝኾነ ንመሰረታዊ

Read more: ህግደፍ ብባህሪኡ ሰብኣዊ ዓቕሚ...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox