^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ
ኩሉ ፍጻመታት ብሓሳባት እዩ ዚጅመር፡ መበገሲ ሓሳባት ድማ ወድሰብ እዩ። ሓሳባት ድማ ካብ ኣእምሮ ይፍልፍል። እቲ ኣእምሮ ግን ካብ ባዶ ተላዒሉ ኣይኮነን ሓሳባት ዘመንጩ፡ ገለ ነገራት ኪነኽኦ ኣለዎ። ብርቱዕ ምትንካፍ፡ ብርቱዕ ሓሳባት ይፈጥር።
ብዛዕባ ኤርትራ ዚሓስብን ብዛዕባ ኩነታታ ዚግደስን ሰብ፡ ኩሉ ግዜ ካብ ክትዕን ትንተናን፡ ሓበሬታ ካብ ምሃብን ካብ ምውሳድን ኣዕሪፉ ኣይፈልጥን። ብዛዕባ ኤርትራ ክንደይ ተዘሪቡ፡ ተተንቲኑ፡ ተጻሒፉ፡ ክንደይ ፈላጣት ሓሳባት ወፍዮም፡ ክንደይ ደናቑር ድማ ሓሳባት ጸዪቖምን መሪዞምን። ረዘንትን መስተውዓልትን ተቓወምቲ፡ ምስ ዓዋናትን ተድግታትን ዕሱባት
ነገራት እናጠናነግካ ቃልሲ ምኽርዛዝ፡ ብቐሊል ዘይሓዊ ናይ ታሪኽ በሰላ’ዩ።
ብሕብረ- ብሄር፣ ሕብረ ሃይማኖት፣ ሕብረ ባህላዊ ብዙሕነት ኣብ ዝቖመት ሃገር፡ መሰረታዊ ሰብኣዊ ክብረት ናይ ዜጋታት ብመደብ ዝረግጽ፡ ዝጭፍልቕ፡ ሃብትን ጥሪትን ዝዘምት፡ ስሩት
ህግደፍ፡ ስርዓት ዘይብሉ ስርዓት’ዩ።
ህዝቢ ዝመርሑ መንግስታት ብባህሪኦም ደሞክራስያውያን ዲዮም ኣይኮኑን፡ ህዝባዊ ወገንነት ዝስመዖም ድዮም ዘይስመዖም ዝብል መፈላለዪ ረቛሒታት ከም ዘለዎ ኮይኑ፡ ንባህሪኦም ዘንጸባርቕ፡ መንግስቲ ዘብሎም፡ ብስርዓት ዘጸወዖም መርሆታት፣ ሕጋጋት፣
ኤርትራ ምድረ ገነት’ዶ ምድረ ሲኦል?
እዚ ብውልቀ መላኺ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዝምራሕ ጉጅለ፡ ንኽንድ’ዚ ዝኣክል ግዜ ኣብ ስልጣን ይጽናሕ ደኣምበር፡ ነቲ ነዊሕ ዕድመ ስልጣኑስ ንጉጅላዊ ረብሓኡ እንተዘይኮይኑ፡ ንህዝቢ ዝጠቅም እዚ ዝበሃል ቁም-ነገር ኣይሰርሓሉን። ንረብሓ ህዝቢ ዘይሰርሓሉ
ንመሰልካን ክብረትካን ደው ዘይምባል፡-
ኣብ ደቂ ሰባት ብድኽመት ብስንፍና ዝገለጽ ብዙሕ ነገራት ኣሎ። ብሕጽረት ኣፍልጦ፡ ጉልበት ድዩ ገንዘብ ክትገብሮ ዘይትኽእል፡ ካብ ዓቕሚ ንላዕሊ ዝኾነ ጉዳይ ዘይኮነስ፡ ክትብል እናኻኣልካ ዘይምባል፡ ክትገብር እናኸኣልካ ዘይምግባር ቀንዲ መግለጺ
ኣብ ውሽጢ 26 ዓመታት ክልተ ሜጋ ዋት ሓይሊ ጸዓት ኣፍሪዮም ኣብ ክንዲ ዝሓፍሩ ይጀሃሩ።
ብዙሓት መንግስታት ብተሓዳሲ ሓይሊ ጸዓት ምጥቃም ካብ ዝጅምሩ ነዊሕ ግዜ ኣቑጺሮም ኣለው። ተሓዳሲ ሓይሊ ጸዓት ካብ ብከላ ነጻ ዝኾነ፡ ካብ ንፋስ፣ ጸሓይ፡ ሃፋ ዝርከብ ኣዝዩ ምሩጽ ፍርያት’ዩ። ተሓዳሲ ሓይሊ ጸዓት ንምጥቃም ሞያዊ ኣፍልጦ፡ ዘመናዊ ቴክኖሎጂ፣ገንዘብ ይሓትት’ዩ። ብቐንዱ ግን ባህርያዊ ውህብቶ’ዩ። ኤርትራ ተደኲናትሉ ዘላ ድማ ናይ’ዚ ባህሪያዊ
ህዝባዊ ቃልስና ብቅኑዕ ህዝባዊ ዕላማን፡ ብቑዕ ደሞክራስያዊ ኣመራርሓን’ዩ ዝዕወት፣
ህዝብታት ኤርትራ ብናይ ግዳማውያን ተበራረይቲ ገዛእቲ ስርዓታት ፖለቲካዊ ስልጣንን ቁጠባዊ ረብሓታትን ንምርግጋጽ ክብሉ፣ ካብ ናይ ገዛእ ርእሶም ውሽጣዊ ዕቤትን፡ ብቕዓትን
ብሓቂ ተመክሮ ንምውሳድ ቅሩብነት እንተዝህሉ፡ ካብ ቻይና ኢትዮጵያ ይቐርብ።
ካብ ድኽመቱ መታን ክእርም፡ ካብ ካልኦት ተመክሮ ክወስድ ቅሩብነት ዘለዎ ፖለቲካዊ ሓይሊ፡ ምቑሉልነቱ ክፈልጥ ዘለዎ ድሌትን
ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ
ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ
ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን
ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን
ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ