^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

ህልዊ ዜና Latest News

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 30 guests and no members online

ብስትራተጂካዊ ውጥን ዘይምራሕ፡ ፖለቲካዊ ውድብ ውድብ ኣይኮነን።

ፖለቲካ ምስ ህይወት ደቂ-ሰባት ቀጥታዊ ምትእስሳር ዘለዎ ገዚፍ ዓውዲ’ዩ። ብመንጸር ምስ ሰባትን ህዝብታትን ዘለዎ ቀጥታዊ

Read more: ብስትራተጂካዊ ውጥን ዘይምራሕ፡...

ሰራዊት ምልኪ ዋልታ ሃገር ኣይኮነን ክኸውን ድማ ኣይክእልን።

ብባዕዳዊ መግዛእቲ ድዩ ብዘቤታዊ መግዛእቲ፡ ሰብኣዊ መሰሉ ዝተጋህሰ፣ ልኡላዊ ስልጣኑ ዝተመንዘዐ፣ ቁጠባዊ ረብሓ ከይረክብ ዝተነፍገ ህዝቢ፡ መሰሉ ከረጋግጽ ክቃለስ ናይ ግድን’ዩ። እቲ ቃልሲ ሰላማውን ፖለቲካውን ክኸውን ይኽእል። ናይ ከተማ ዓመጽ

Read more: ሰራዊት ምልኪ ዋልታ ሃገር ኣይኮነን...

ንጭርሖኡ ዘይመስል ተግባር፡

ኣብ ዘመነ ብረታዊ ቃልሲ ህዝቢ ኤርትራ፡ መሪሕነት ህዝባዊ ግንባር ብሓቂ ብንጹር ንህዝብን ሃገርን ዘቐድም ኣጠማምታ ነይርዎ ኢሉ ደፊሩ ዝዛረብ ሰብ ዘሎ ኣይመስለንን። ኣብ’ዚ ነዊሕን መሪርን መድረኽ ታጋድሎ ግን፡ ሻዕብያ ሓደ መለለዪ ዝኾኖ ጭርሖ ከም ዝነበሮ ይፍለጥ። ጭርሖ “ዓወት ንሓፋሽ” እዚ ጭርሖ’ዚ ንክትሰምዖ ምቑር ገላጺ ፖለቲካዊ መልእኽእቲ ድማ

Read more: ንጭርሖኡ ዘይመስል ተግባር፡

መጋበርያ ሓደ ሰብ፡ ዓለቕቲ ሕብረተ-ሰብ፡-

ጥዕና ዘለዎ፡ ነጻ ህላወ ዘለዎ ሰብ ኣብ ልዕልና ግዝኣተ ሕጊ’ዩ ዝተኣማመን። ኣብ ሓቅን ፍትሕን ድማ’ዩ ዝምርኮስ። ዓቕሙ ክንዲ

Read more: መጋበርያ ሓደ ሰብ፡ ዓለቕቲ...

ህዝቢ ብቕልጽምካ ምምራሕ፡ መንቀሊኡ ፍርሓት’ዩ።

ኣብ’ዞም ዝሓለፉ 26 ዓመታት ጥራሕ ነቶም ኣብ መድረኽ ብረታዊ ቃልሲ ዘጋጥሙ ዝነበሩ ከይጸብጸብና፡ ንኢሳያስ/ህግደፍ ብዙሓት ካብ ባህሪኡ ዝመንጨው

Read more: ህዝቢ ብቕልጽምካ ምምራሕ፡ መንቀሊኡ...

ንኤርትራውያን ስደተኛታት ወግሐ ጸብሐ ግፋ መፍትሒ ኣይኮነን።

ኣብ ስነ-ኣእምሮ ጥራሕ ዘይኮነ፡ ኣብ ጂኦግራፊ’ውን ህዝቢ ኤርትራ ኣብ ፍጹም ከበባ ካብ ዝኣቱ ነዊሕ ግዜ በሊዑ’ዩ። ገለ ዓመታት ኣይኮነን ዓሰርተታት ዓመታት’ዩ ገይሩ። ህዝቢ ኤርትራ ካብ ምእዋጅ ነጻነት ሃገር ዝረኽቦ ነገር እንተሃለዎ፡ ካብ ነጻነት ዝምንጩ

Read more: ንኤርትራውያን ስደተኛታት  ወግሐ...

ሕብረትን ተግባርን ዝጠልብ ኣገዳሲ መድረኻዊ ፖለቲካዊ ውሳኔታት

ደሞክራስያዊ ግንባር ሓድነት ኤርትራ (ደግሓኤ) ድሕሪ’ቲ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣርእስታት ክዝቲ ዝቐነየ ውድባዊ ሰሚናር፡ “ህዝብን ሃገርን ንምድሓን ኩሉ ዓቕሚታት ተቓላሳይ ህዝብና ደመኛ ጸላኢና ጉጅለ ህግደፍ ንምውጋድ ይቕናዕ” ኣብ ትሕቲ ዝብል መሪሕ

Read more: ሕብረትን ተግባርን ዝጠልብ ኣገዳሲ...

ብኣምልኾን ፍርሕን ዝተቐርቀሩ ሰባት

ናቱ ፍሉይ መለለዪ ፖለቲካዊ መንነት ዘይብሉ ሰብ ብውሽጡ ቅሳነት የብሉን። ብደገ’ውን ኣይሕፈርን ኣይኽበርን። ካብ’ዚ ዝብገስ

Read more: ብኣምልኾን ፍርሕን ዝተቐርቀሩ ሰባት

ኣብ ጉዳይ ሃገር ተዓዛቢ ምዃን ነብሰ ምትላል’ዩ።

ሃገር ናይ ሓደ ሰብ ወይ ፖለቲካዊ ውድብ ናይ ብሕቲ ንብረት ኣይኮነትን። ሃገር ኣብ ትሕቲኣ ናይ ዝነበሩን ከም ልኡላዊት ሃገር

Read more: ኣብ ጉዳይ ሃገር ተዓዛቢ ምዃን...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox