^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 103 guests and no members online

መኣዲ ሾሞንተ ታሪኽ ኣለዋ

ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ

ብ,በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

መኣዲ ሾሞንተ ትርጉም ስለ ዘለዋ፡ጀማሪ, ሰውራና ጅግና ሐምድ እድሪስ ዓዋተ,ኣብ ኣዳል ደይቡ ከይትትንክፍዋ ኢሉ ዝጀመሮ, ንነጻነት ቃልሲ ስለ ዝተዓወተ, ስዉእ ጅግና ሐምድ እድሪስ ዓዋተ ታርኹ ነባሪዩ, ኤርትራ ሐንቲ እያ

Read more: መኣዲ ሾሞንተ ታሪኽ ኣለዋ

ቀደሙስ ብዘተ ዘይፍታሕ ፍልልይ መዓስ ነይሩ

ካብ 2011 ክሳብ 4 ነሓሰ 2017 ዘሎ ናይ ግዜ ርሕቀት፡ ምስ’ቲ ውልቀ መላኺ ስርዓት ኢሳያስ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዝፍጽሞ ዘሎ ባርባራዊ ግፍዕታት ብምንጽጻር ክሪአ እንከሎ ኣዝዩ ነዊሕ

Read more: ቀደሙስ ብዘተ ዘይፍታሕ ፍልልይ መዓስ...

ምኽፋት መዓስከር ወጻእተኛታትን ምጭርራም መሬትን ንሕቶ ልኡላውነት ብቐጥታ ይጥሕስን የዳኽምን።

መሬት ኤርትራ ንመዓስከር ሓይልታት ወጻኢ ጋሻ ኣይኮነትን። ቅድሚ መግዛእቲ ጣሊያን ቱርክን ግብጽን ኣብ ኤርትራ መደበራት ከም ዝነበረት ታሪኽ የዘንቱ። ነገራዊ ቅርስታት’ውን ይምስክር’ዩ። ኣብ’ዚ ናይ ሎሚ መሬታዊ ግዝኣት ኤርትራ ናይ ቱርኪ ዑናታትን ቅርስታት ኣሎ። ከምኡ’ውን ናይ ግብጺ ዑናታትን ቅርሲታትን ኣሎ። ኣብ ምጽዋዕ፣ ማይ ጆግሮ፡ ጉራዕ

Read more: ምኽፋት መዓስከር ወጻእተኛታትን...

ኣብ ህላወ ብሓቲ ስርዓት ህግደፍ ሓቀኛ ዕርቂ ክረጋገጽ ኣይኽእልን’ዩ?

ክቡራት ኣንበብቲ ብቀዳምነት ዕዙዝ ልባዊ ሰላምታይ ብድሕሪ ምቕራብ፡-

ኣብ ጉዕዞ 26 ናይ ነጻነት ዓመታት ብሰንኪ በሓቲ ፖሊስታት ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ኤርትራን ህዝባን ብሓፈሻ ኣብ ልዕሊ መንእሰይ ወለዶ ድማ ብፍላይ፡ ክበጽሕ ዝጸንሐን ገና ዝቕጽል ዘሎን ከቢድ ፖሎቲካዊ፡ ቁጠባውን ማሕበራውን ዕንወት፡

Read more: ኣብ ህላወ ብሓቲ ስርዓት ህግደፍ...

ተጋ/ስብሓት ነጋ ምስ ጋዜጣ ወይን ካብ ዝገበሮ ሰፊሕ ቃለ-መጠይቕ ዝተወስደ

ቀዳማይ ክፋል

ዝኽበርኩም ሰማዕቲ/ኣንበብቲ፡ ነዚ ቃለ-መጠይቕ ብመጽር ረዚን ፖለቲካዊ ትሕዝቶኡን መልእኽቱን ፖለቲካዊ ኣገንዝቦ ኣብ ምስፋሕ ሓጋዚ’ዩ ካብ ዝብል ተበጊስና፡ ንገለ ክፋሉ ነቃልሕ ከም ዘለና ኣቐዲምና ንሕብር።

ወይን፡- ኣብ ቀዳማይን ካልኣይን ጽሑፍና ቤት ጽሕፈት ምስንዳእ ጋዜጠ ወይን፡ ብምኽንያት መዓልቲ ሰማእታት፡ ምስ

Read more: ተጋ/ስብሓት ነጋ ምስ ጋዜጣ ወይን...

ንቀጠር ብምጥላም  ምስ ኣሜርካ ዝርከብ ዕርቂ የልቦን !!

ኣብዚ እዋን’ዚ ብዙሓት ዜጋታት ኤርትራ ኩሉ’ቲ ብሓቲ ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝብና ዘካይዶ ዝጸንሐን ዘሎን ኣዕናዊ ሰነ-ሓሳብ፡ ብውጽኢቱ ድማ ዝተፈላለየ ግህሰታት ሰብኣውን ፖሎቲካውን መሰላት፡ ግፍዕታትን ግብረ-ሽበራዊ ተግባራትን ኣትሪሮም ዝቓወሙ

Read more: ንቀጠር ብምጥላም   ምስ ኣሜርካ...

ስለምንታይ ኤርትራውያን፡ ተቐማጦ ከተማ ስያትልን፡ ከባቢኣን፡ ንፈስቲቫል መደብ ህግደፍ ይቃወሙዎ ኣሎዉ?

ክቡራትን፡ ክቡራንን፡ ኤርትራውያን ተቐማጦ ከተማ ሲያትልን ከባቢኣን፡

እቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ሃገርና ዝቕመጥ ዘሎ ህዝብና ኣብ ተራእዩ ዘይፈልጥ ዘስካሕኽሕ ጭንቀትን፡ ጸቕጢን፡ ዝዓብለሎ መነባብሮ ይነብር ከም ዘሎ ካብ ነፍሲ ወከፍና

Read more: ስለምንታይ ኤርትራውያን፡ ተቐማጦ...

ሃገራዊ ፖለቲካ ዝሓመሱ ሰባት፡ ብፖለቲካዊ ባህሪኦምን ብተግባሮምን ደኣምበር፡ ካብ መንን ኣበይን ተወሊዶም ኢልካ ምኽሳስ፡ ድኽመትካ ካብ ምግላጽ ወጻኢ ዘምጸኦ ፖለቲካዊ ፍታሕ የለን።

ፖለቲካ ብመሰረቱ ንብዙሓት ዝውክል ህዝባዊ ደሞክራስያዊ መስመር ድዩ ወይስ ንውሑዳት ዘገልግል ውልቀ ምልኪ፡ በቶም ኣብ በብመድረኹ ዝዋስኡ ፖለቲከኛታት ዝውንንዎ ደርባዊ

Read more: ሃገራዊ ፖለቲካ ዝሓመሱ ሰባት፡...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox