^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

ህልዊ ዜና Latest News

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 31 guests and no members online

መኣዲ ሾሞንተ ታሪኽ ኣለዋ

ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ

ብ,በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

መኣዲ ሾሞንተ ትርጉም ስለ ዘለዋ፡ጀማሪ, ሰውራና ጅግና ሐምድ እድሪስ ዓዋተ,ኣብ ኣዳል ደይቡ ከይትትንክፍዋ ኢሉ ዝጀመሮ, ንነጻነት ቃልሲ ስለ ዝተዓወተ, ስዉእ ጅግና ሐምድ እድሪስ ዓዋተ ታርኹ ነባሪዩ, ኤርትራ ሐንቲ እያ ኣይኮነትን ክልተ፡፡ሕጂ ውን ናይ ሐርነት ቃልሲ ቀጻሊ እዩ, ብዘይ ቅዋም ህዝቢ ዘይመረጾ መንግስት፡ ያኣክል ኤርትራ, ኣይትግዛእን ብጉጅለ ገበተ, ዝበሉ ኣለዉና ኣለዋና፡፡

ከምቲ ኣባ ኣጎስቲኖ ዝበልዎ ኮይኑ

ብጉጅለ ኢሰያስ ህዝቢ ቅሳነት ሲኢኑ

ውሽጡ ሑሩር ቁሪ ወዲእዎ ኣስናኑ..

ብውዲት ከም ደቂ ዛግራ ፋሕ ምስ በለት ተሐኤ, ንሜዳ በይኑ ቢሒትዋ ድሕሪ ነጻነት, ህዝቢ ኤርትራ ኣያ ሲኢኑ, ንሃገር ምስ ጉጅሉኡ ወኒንዋ፡

ካብ ተቓውሞ ክድሕን መስሪቱ ሳዋ, ነዛ ኩላ መንእሰይ ኣብኡ ኣጃጁዋ ንዓቢ ኑኡስ ዓዳ ከም ተጸል ገርዋ, ብኢሰያስ ዝመራሒኦም ጭፍራ, ኤርትራ ንደቀባታ ናኹራ ተቐይራ ከላ, ኣስላምማይ ክስታናይ ኣይንበል, ንህዝብና በልማማ እዩ ዝደምዮ ዘሎ, ከም ህግደፍ ኣይትደልንያ ኤርትራ ናይ ጽባሕ, ንህዝብና ከይበታተኖ ኮሎ ንሐርነት ንዳሎ፡፡

መግዛእቲ ኢትዮጵያ ብቅልጽም ደቀባት ተሳዒሩ ምስ ወጸ, ካብ ሱሩ ስለ ዘይተቖርጸ, ብወዶም በቲ ስዉር ዕላማ ሒዙ ዝመጸ, ህዝቢ ኤርትራ ዳግማይ ተረግጸ, ካብ ሱር ክምሖ ንሐርነት እንዳ ተቓለስና, የእዳው በዚሑና ስኒት ሲኢና, እንሆ ንዳግማይ ን30 ዓመት እንታይ ተሪፉና፡፡

ሃገርና ኣይትደልንያ ጎደሎ መኣዲ, ብሐባር ንኺዶ ናይ ሐርነት መንገዲ, መኣዲ ሾሞንተ ትርጉም ኣለዋ, ኤርትራ ሾሞንተ ኣውራጃ ብሄራት ስለ ዘለዋ, ብስኒት ደምዮም ካብ መግዛእቲ ሐራ ዝገበርዋ, ኤርትራ መኻን ኣይኮነትን ሕጂ ውን ሰብ ኣለዋ ፡፡

ኣብ ዘመን ህግደፍ ካብ ዝተጋደለ, ምልኪ ይንገስ ዝበለ, ገለ ንክፈላሊ ዝተመወለ, መን ኣብ ልዕሊ መን ክዋራዘ, መን ኣሎ ከምቲ ዝድለ, ብጀካ ብጉጅለታት ዝተፈላለ, ኣብ ንሐርነት ነካይዶ ቃልሲ ዝተኻፈለ፡ ገለ ከም ዝተሰበረት ዲስኮ ኣብ ሑሉፍ ኮለል የብሉና, ገለ ንጅግንነትና ኣናኣኢሶም ንጅግንነት ዓዲ ሃገር ዝውድሱ፡, ኣብ ሐንቲ ቅርሺ ክለተ ገጽ ንህዝቢ በታቲንካ, ሐርበኛ ክትከውን ምምናይ ንዕዘብ ኣለና፡፡

መኣዲ ሾሞንተ ትርጉም ኣለዋ፡ ህዝቢ ሐማሴን ኤረ የ እንዳ ፈለጥክዮ እቲ ቆለይ እቲ ሕማመይ እንዳ በለ,ኣብ ናይ 30 ዓመት ቃልሲ ከም ህዝቡ ንደቁ ዝኸፈለ, ከም ህዝቡ እንዳ ተበደለ, ሕጂ ብዉሑዳት ጉጅለ ዝያዳ ኹሉ ብከዳዕት ክግለጽ, ዝድለ, ካብ ሾሞንቲኤ ኣውራጃታትን ቢሄራትን, ምሱኡ ዝሕተቱ ኣለዉ መን ንኢሰያስ ዘየገልገለ፡፡

ንብርቱዕ ማይ መራሒኡ ግመ

ደቂ ኤረይ ኣቶም ሰብ ቀደመ

ኣይንጣለም ግዜ ክይጠለመ

ገና ሕድሪ ኣሎና ዘይተዛዘመ..

ሽግር ኤርትራዊያን ብኤርትራዊያን እዩ ዝፍታሕ, እዚ ኣይኮነን ህዝብና ካብ ተቓውሞ ደንበ ዝተጸበዮ, ኣብታይ ካብ ጸጊበን ዝዕንድራ, ክዕንዳራ ሪኢየን ዝዕንድራ ይበዝሐ, ኢሰያስ ምስ ጉጅሉኡ ሃገርና ብሐይሊ ብረት እንዳ መርሐ, ሰራየ እባ, ሐማሴየን እባ, ኣከለጉዛይ እባ, ሰንሒት, እባ ሰምሃር, እባ ባርካ,እባ ሳሕል, እባ ደንከል እባ እንዳ በልካ, ንህዝቢ ምፍልላይ ንመን ረብሐ፡፡

ንዓሻን ጢዒምዎ,ሎ ዘመድ ዓሻን ከፍእዎ,ሎ ደላይ ፍትሒ ተመሲልካ, ነቶም ኣብ ብረታዊ ቃልሲ, ካብ ሰቦም ንላዕሊ እንበር, ካብ ሰቦም ንታሕቲ ዘይሰርሑ, ኣብ ቃልሲ ዝበየዩ ሐርበኛታት ንዋዕሮታት ምንእኣስ፡ ያኣክል ናይ ሐርነት ቃልሲ ንድሕሪት ምጉታት፡፡

ዘንጊ ሐቂ ትቀጥን እንበር ኣይትስበርን፡ መኣዲ ሾሞንተ ትርጉም ኣለዋ፡ ንህዝቢ ዝበታትኑ ኣብራኾም ምስ ተሐምሸሹ, ኤርትራ ብደቀባታ ምስ ተወነነት, ድሕሪ ሐርነት ኣሎ ራህዋ, ኣሎ ቅሳነት፡፡

ወይለኹም ዕንቅፋት ቃልሲ, ህግደፍ ተሐግሒጉ ምስ ነገሰ ደሞክራሲ, ምስቲ ደም ኤርትራዊያን ዝፍሰሰ, ኣቦኻ መርቕ ኣቦኻ ርገም ጸሐይና መሊኣ ክትበርቕ, ንወዶ ሎሚ ሐቂ ምትንታን,ዩ ጽቡቕ, ዝቐደሙ ከይኣኽለናስ ብዝደሐሩ, መግዛእቲ ኢትዮጵያ ዝናፍቑ, ታሪኽ ዝደባልቑ፡

እንታይ ይፈልየኩም ካብ እኒ በቀለ

ንታሪኽናን ንጅግንነትናን ዝበለለ

ቦታ የብሉን ንስዉኣትና ዝወንጀለ..

ዘይሐሰብካዮ ርኸብ ኣይመርገም ኣይምርቓ፡ ወጮ እንተ ገምጠልካዮ ወጮ ኮይኑ ዕጫና፡ ኣማርኛ ታውቃለ ተባሂሎም ምስ ተሐተቱ, እቶም ተባዓት ኣቦታትና,,ወይለ ኣቦኻ ሎሚ ዶ ጽባሕ ትኸዱ እንዳ በልንስ ኣየርከብናሉ ኢሎም መለሱ፡ ሕጂ ውን ኣለዋና ኣለዉና ንሐርነት ዝቃለሱ፡ ህግደፋዊያን ቀሲንኩም ኣይትደቅሱ ,ከም ሃይለስላሰ ደርጊ ብቕልጽም ህዝብና ጽባሕ ትፈርሱ፡፡

ተቓላሳይ ትሕሾ, ክበር ሐው ወድ ዓድ ካብ ስደት, ኣበ ኢንበደ ውላድ ዓዋተ, ኣጆኹም ኣጆና,

ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ, ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና፡፡ ዕንወት ንጃንዳ ህግደፍን ኮራኹሮምን፡

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox