^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 50 guests and no members online

መጸዋዕታ ንተቓወምቲ ንውድባት ኤርትራ,

በታ ሐሳዊት ልሳኑ, ንዑሱባቱ ኣእሚኑ, ሃይማኖታዊ መልክዕ ከየትሐዛ, ብእዋኑ ክንተሓሓዞ, ህዝባዊ ናዕቢ,ብሐይሊ ንረት ከይቀሃመ, እንታይ ትጽበዩ, ከም ተበግሶ, ጅግና ወዲ ዓሊ እንዳ ተደገመ,ንለውጢ ኣሎዶ ካብ ሕጂ ዝጠዓመ,,

ንተቃውሞ ህዝቢ እግሪ እግሮ እንዳ ሰዓበ,ኣብ ዝባን ህዝቢ ጥያይቲ እንዳ ዘነበ,ዘይትውስኑ ግዳ ተቓውሞ ደንበ,እዝጊ ጸሊኡሉ ሐገዝኩም ዝጽበ,ተቃውሞ ህዝቢ ናብ ኩሉ ሊሒሙ,እብዳ ሰማዕኩም,እዝኒ ከለኩም ትጸሙ, ንህግደፍ ክንጉሕፎ,ንኣኼባታት ንኹሉ ነወንዝፎ, ንኣሃዱታትና ኣብ ጎኒ ህዝቢ ነሰልፎ,

ህግደፋዊያን ሐሰውቲ ፈላለይቲ

ኤርትራ ንኤርትራዊያን ካብ ጥንቲ

ዓዲ ኣስላማይ ክስታናይ እያ ሐንቲ,

ኣቦና ሐጂ መሐመድ ኑር

ናይ ህዝቢ ቸ ናይ ሃገር

ኤርትራዊያን ሕጂ ንሕበር,

ፍታሕ ይርከብ ካብ ዓቢ

ዓቢ ነቪ ዓቢ ሽም ንህቢ

ዓቢ ቀልቢ ህዝቢ ሰሐቢ,

ናብ መላእ ኤርትራ ሊሒሙ ክተተ

ሎሚ ዘይከተተ ብደዉ ከም ዝሞተ

ኣብኣትደዮ ዓገብ ተባሂሉ ዝተዓመተ,

ሰብኣይ ሰበይቲ ኑኡስ ምስ ዓቢ

መጻዋዕታ ንኣብ ስደት ዘለኻ ህዝቢ

ንምልኪ ጃንዳ ህግደፍ ክትብሎ እንቢ,

ላ ሐርስና ላ ፋርስና

እንታ ገፈልክ መዳርስና

ኣዜማ ሻዓብ ብግሳም ህሌና,

ብኣምር ጋኔን ንህዝቢ ትሃድኑ

ምስ ውጹዕ ህዝብኹም ወስኑ

ጽባሕ ጊደኹም ከይትህደኑ

ንህዝባዊ ጭርሖ ዝጭርሖ

መንእሰይ ንናዕቢ ይመርሖ

ንዑሱብ ሰራዊት ይፍንጥሖ,

ህግደፍ ከበስ ሐዊ እንተ ኣጎደ

ኣስላማዩ ክስታናዩ ኩሉ ሐደ

ንፍትሒ ዩ ኣብ ጎደናታት ዝወረደ,

ንፕረስደንት ዓዲ ሃሎ ናብ ማሕስ

ከይኣተወ ዶ ህዝቢ ንድሕሪት ክምለስ

ሎምስ ማዓልትኻ ቁጽር ድያብሎስ,

ኣስላመይቲ ክስታነይቲ ኣዴና

ኤርትራዊት ኣደ ዝወለደትና

ብመንነት ብመበቆል ኣሐት ኢና

ህግደፍ ደጊም ዘበት ክትፈልዩና,

ኣታሐደጅግናከምኣብራምተኸለተሳኢንዋእዛሃገር፡በቶምዝጠለሙሕድሪ.ደም ደቕካ ክዛሪ, ክሳብ ማዓስ ተባህለ እንዳ በልና ክነውሪ፡

ኣታህዝቢናብረመጽዘይትቅየርናብጓህሪ፡እዚድያብሎስከታሪ፡ምኾነኣማሐዳሪ፡

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox