^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

ህልዊ ዜና Latest News

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 27 guests and no members online

እዚ ሎኽመኛ መዓስ ከ ሐቂ ተዛሪቡ ይፈልጥ፡

ኣብ ማእከልና ዑሱባቱ ሰኲዑ፡ ኣነ ኣይኣዘዝኩን እንዳ በለ፡ ንተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ ኣዘንጊዑ፡ ሕጂ ግን፡ ከም ጸሐይ ቀትሪ ደሚቑ፡ ዓመታት በሊዑ ወጊሑ ኣድላይነት ህላወ ተሐኤ ሕጂ በሪሁ፡

ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ ናይ ኣስመራ, ሰሚዕኩም ዶ መንእሰያት ብረት ዑሱባቱ, ከም ዝመንጠሉ, ኣነስ ተሐቢነ,ሐድሪ ሰማእታትና ከምዘይ ተጠለመ, ኣራጋጊጸ ደቂ ኤረ, ስራሕ ምስ ተጀመረ, ስሙራት ምዃና ከም እምኒ ዓረ, ወይሉኡ ንክብርታትና ዝደፈረ፡ ንሱዩ ትንቢ ሐርበኛ, ስዉእ ሐምድ እድሪስ ዓዋተ ዝነበረ፡

ኣስላማይ ክቕንጠጥ መሰሉ, ክስታናይ ክካላኸለሉ, ክስታናይ ክብደል ኣስላማይ ከእዊየሉ, ብ31, ጥቅምቲ ኣራጋጊጽናዮ,ነዚ ኹሉ,,  

ጭጉራፍሃሪማተእዊ,እዚ ሐሳዊ, ብሑጓወሊዑ ሐዊ፡ድያብሎስንብዓትሐርገጽነቢዑ፡ መንዩ ዓጽይዎ ክፈትዎ ክብል ተሰሚዑ፡ሰማዒየብልካንሕጅስ፡እቲዝፈሰሰድምእንስሳእኳኣይኮነን፡ደምለይለይዝብሉመንእሰያትእዩደምቆልዑ፡ትእዛዝካብጠያይትኣካላቶምተበሲዑ፡

ብሐሳዊ ሉኡኹ ኣስመካሽ ኣቢሉ፡ክሽፍኖ ንኹሉ፡ ስለ ዝፈለጡ ህዝቢ እንተ ተላዒሉ, ዓጋቲ ከም ዘይብሉ፡ ዓለም ዝረኣዮ, ቀቲሎም ኣሲሮም ኣሉ, ኣስላም ዶ ክስታን እንዳበሉ ንህዝቢ ክመቓቕሉ፡ ደጊም መን እሞ ክህመለሉ፡

ንደቂ ኤረይ ሐተታ ዶ ምልክታ

ዘይሕጋዊያን ሰባት ኣብ ሕጋዊ ቦታ

እኽብካብ ጃንዳ ነዛ ሃገር በተንታ

ንህዝቢ ንምጥፋእ ዝብሉ ሃታ ሃታ,

ዘይ ሐረስዎ ዝበልዑ ከም ኣንበጣ

ምስ ዘይ ሕጋዊያን ምንባር ንፍለጣ

ደጊም ምዝላቕ የለን ሸጥ ማዓንጣ,

ሕጂ ውን ኤርትራ ንኤርትራዊያን,, ዝብል ጭርሖ, ደጋጊምና ንሕበነሉ፡ ህዝቢ ኤርትራ ብስኒት ተላዒሉ, ድያብሎስ ወኪል ዓባይ ትግራይ፡ን26 ዓመት ዝሰርሐሉ ፈሺሉ, ሕልሙ ተበሊሉ፡

  

ዓገብነዘንረድዮታትናይተቓወምቲ፡ኣብኤርትራኣሎድዩመንግስቲ፡ንጉጅለጉሒላ፡ሕጊኣልቦ፡መንግስቲኤርትራእንዳበልኩምተቃልሑ፡ትምከይንብልሎምስበዚሑ፡

ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ, ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር

እዩ ብ.በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን፡ ስዕረት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን፡፡

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox