^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 124 guests and no members online

ደም ስኒ ካብ ቱፍ ትብሎስ ትውሕጦ ይበዝሕ«

ብድፈኖ ድፈኖ ዝመጽእ ለውጢ ስለ ዘየሎ፡

ንሐቂ ሐቂ ንጌጋ ጌጋ እንተበልና ኣይትቀየሙና፡«፡

 

 

ያኣክል ተናዘዙ ንበሎም

ሐቂ ሒዝካ ምልምላም

ኣየብለካን ለባም

ተታሐሒዝካ ናብ ጸላም«

 

ኣብ ቃልሲ ህዝባዊ ግንባር ከም ውድብ« ብጀካ ውዲት እንበር፡«፡ ዝያዳ ህዝቢ ኤርትራን፡«፡ከም ውድብ ተጋድሎ ሐርነት ኤርትራን« እንታይ ሐለፋ ዝሰርሔቶ ኣለዋ፡«፡

መልሲ ብዉሽጡ ሑሩር፡ ነቶም ህዝባዊ ግንባር ፈሪሱ ትብሉና፡«፡ህዝባዊ ግንባር እንተ ዝፈርስ፡ ህዝቢ ኤርትራ ምወግሐሉ፡«፡ምስቶም ካብ ነሕዋቶም ንወያነ ዝፍቀሩ፡«፡ ንህዝቢ ኤርትራ ን27 ዓመት« ኣብ ባርነት ክነብር ዝገበሩ,ሎሚ ኣይኮናን ንተሐሳሰብ ምስ ወግሔ፡ ኤርትራ ካብ ጃንዳ ህግደፍ ሐራ ምስ ኮነት እንበር፡«፡

ካብ ዓላ ኣትሒዙ ውላድ ሰባዓ፡ ክሳብ 2018 መራሒኹም ንሱ, ህዝቢ ኤርትራ ንዝና ኢሰያስ መዓስ ተቃሊሱ፡«፡ሕቶ መዓስዩ ህዝባዊ ግንባር ፍሪሱ,ናብ ህግደፍ ክቕየር ከሎ, ክንደይ ካብ ሚእቲ እዩ ዘይተቐበሎ,ሕጅስ ምልኪ ያኣክል ኢሉ ዝተኻላኸሎ፡«፡

ጥንቅሊዒት ዝሸንካዮ ተመሊሲ ናብ ነብስኻ፡«፡እንተ ዝፍርስ ሕጊ ምነገሰ ለውጢ ምመጸ,እንተ ዝፈርስ ህዝቢ መራሕቱ ባዕሉ ምመረጸ, እንበር ዓዱ ገዲፉ መዓስ ምወጸ፡«፡

ሕቶ ክንደይ ካብ ሚእቲ እዮም ንእንቢታ ጉጅለ 15 ዝተኸተሉ,ብጀካ ከም እኒ ዕፉን ሽፉን፡ ንጭፍራ ህግደፍ ትንፋስ ክሰዂዑ፡ንደንበ ተቓውሞ ከፍርሱ ዝተሐወሱ፡«፡ ክንደይ ካብ ምእቲ እዮም ንሐቀኛ ለውጢ ዝቃለሱ፡«፡

መልሲ ካብ ህዝባዊ ግንባር ክንደይ ካብ ሚእቲ ዩ,እንቢ ንምልኪ ዝበለ,ህዝባዊ ግንባር ደሞክራስን ፍትሕን፡ ብሐቂ ድሕሪ ምፍራሱ, እቲ ሐቂ ኩሉ ከም ጸሐይ ቀትሪ ክበርህዩ«

 

መናእሰይ ሎሚ ኣይተሐዙለይ እንበር

ምስ መንእሰይ ትማሊ ብኸመይ ክዋዳደር

ምንእሰይ ትማሊ ተበጅዩ ሰንኪሉ ንሃገር

ናይ ሎሚ ግና ገለን ክንዲ እንታይ ንግበር

ከም ሽንቲ ገመል ንድሕሪት ምስ ኢትዮጵያ ንሕበር,

 

ከም ጲላጦስ ክትመስል ብጹእ

ዕምሪ ስልጣኑ ከናውሕ ዝወለዖ ውግእ

ብዘይ ዓገብ ከም ዘይበልኩም ድፍእ

ንኢሰያስ ተሰዊኡ ትብልዎ ንሃገር ነጻ ከውእ

ዝተሰወኤ ምስታ ዋዕሮ ዝወደቐ ስውእ,

 

ክንዲ ኣብ እንባታት ዓደቦኹም ኣብቲ በሪኽ ቦታ

ብረትኩም ደርቢኹም ኣደታት ብጃንዳ ክካላበታ

ሳሃራን ውቅያኖስን ሰጊርካ ኣብ ፓልቶ ፌስቡክ ቱታ,,

 

ንስኹም እንበር ንሕና መዓስ ኣጣቓዕና

ሕድሪ ሰማእታትና ኣይተተግበረን ኢልና

ፍትሐዊ ውግእ ኣኮነን ዓገብ ስለ ዝበልና

ምስ ህግደፍ ዝሰርዑና እንበር ሐጋዚ ሲኢና,

 

ኣብታይ ሲ ካብ ጸጊበን ዝዕንድራ

ክዕንዳራ ሪእየን ዝዕንዳራ ይበዝሐ

ውድባትና ሰልፊታትና ክንዲ ዝሰርሐ

ክንዲ ዝእከባ ዓመት መጸ ይራባሐ,

ኩሉ ስራሕና ንጭፍራ ህግደፍ ረብሐ,

 

ብድቁሱ ብሩህ መጻኢ ዝጽበ መንእሰይ

ሕመቑ ሐቢኡ ዘጸግዖ ናብ ተጋዳላይ

ግርም ከይተቃለስካ ፍትሒ ምምናይ,

 

ትማሊ ጸረ መግዛእቲ ብግብሪ ነሩ ዕዮ

ሎሚ ግና ኣብ ማእከልና ኣትዮም ዋህዮ

መልሐስና ናብ ሕድ ሕድ ሲሒልናዮ

ንኹሉ ብኾፍና ብዘረባ ወዲእናዮ,

 

ለበዋ ዉሽጡ ሑሩር ተቐበሉ

ናይ ሐባር ስራሕ እንተ ዝህሉ

ህግደፍ ኣይምወዓሉ ኣይምሐደሩ

ፍትሒ ምነገሰ ህዝብና ምወግሐሉ,

ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና፡«፡ ስዕረት ንህግደፋዊያን ንውልቀ መላኺ ኣሜን በሃልቲን፡«፡ብኣባል ተሐኤ፡«፡በርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን፡«፡

 

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox