^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 60 guests and no members online

ሰላም ደቂ ኤረይ ደለይቲ ሰናይ ኣለና ዶ፡

«፡ዓገብ እባ ንበል፡«

፡ጩጉራፍ ሃሪማ ተእዊ፡ጉዳይና ዓዚዙና እንበር ኣለና፡«

፡ካብ 81 ኣትሒዝኩም፡«፡ንህዝቢ ባደመ ሜሬቱ መንዚዕኩም፡

«፡ስለ ዝመቀረኩም ንውሳኔ፡«፡ ምቅባል ንተጋሩ ሕጂ ጸላዕላዕ ኢሉኩም፡«፡

መስደምም ካብ ኤርትራ ኢሮብ ይዓቢ፡«፡

ብድሕሪት መን ኣሎ፡ ስብሐት ምስ ጉጅለኻ ናይ ዓቕሊ ጽበት ከይከውን፡«፡

ብውሳነ ውዕል ኣልጀርያ ኣሚንካ ዲኻ ተገዲድካ፡«፡

ሕማቅ ከልቢ ኣዛብእ ምስ ከዱ;; ይነብሕ ከይከውን ምእንቲ፡«፡

ከም ኤርትራዊ ደላዪ ፍትሒ መጠን«ካብ ሑሉፍ ተመኩረይ ተበጊሰ ከምዚ ክብል«ካብ ናይ ጉጅለ ህግደፍን«ካብ ናይ ሕዋሐት ፖሎቲካን,,ክውዕየካ ብማንካ ክዝሕለካ ብኢድካ ንጠንቀቕ፡«፡

ኢህወደግ ደንጒኹም በቲ ውሳኔየ ጥራይ ዉጹ« ሜሬት ኤርትራ ናብቲ ይኺድ፡ ኤርትራዊያን ዘይሜሬትና ኣይንደልን ኢና፡«፡ ሜሬት ኤትዮጵያ ናብቲ ይኺድ«ኣብ ባይቶ ኮፍ ኢልካ ብኽልቲኡ ህዝብታት ይፍታሕ«ሹዑ ከብትና ምስ ሰናይ ጉርብትና ጽባሕ«ኣብ ሩባ ወሪደን ከም ቀደመን እንባሕ እንባሕ ክብላ፡«፡

ንኤርትራዊያን ወሪዱና መዓት

ንጠንቀቕ ካብ ክልተ ጎራሐት

ደቂ ኤረይ ካብ ህግደፍ ህዋሐት

ቃልስና ይኹን ብብልሐት፡«፡

ወኪል ዝሰኣነ ናይ ኤርትራ ህዝቢ

ሕንሳብ ካብ ኤርትራ ኢሮብ ትዓቢ

ክንዲ ዓገብ ተጋሩ ንህዝባዊ ናዕቢ

ቱታ ይብሉ ኣለዉ ኑኡስ ምስ ዓቢ፡«፡

እወ

ኢሰያስ ምስ ጉጅሉኡ ዝወለዖ

ምስ ጉጅለ ስብሐት ነጋ ዘባረዖ

ንኤርትራዊ ሜሬቱ ዝመንዝዖ

መን ድዩ

ንህዝቢ ባድመ ደም ዘንበዖ፡«፡

ክውዕየካ ብማንካ

ክዝሕለካ ብኢድካ

ን16 ዓመት ትም ኢልካ ጸኒሕካ

ንውሳኔ ኣልጀርያ ነጺግካ

ባድመ ናትና እንዳ በልካ

ኣብ ሕጂ በጺሕካ

ሰላማዊ ሰልፊ እንተ ገበርካ

ኣሕዋት ኢና እንተ በልካ

ትግራዋይ መንዩ ክሰምዓካ፡«፡

እዚ ኩሉ እንታይ ኣምጸኦ

ብያን ምቅባል ከሎ ዝፈትሖ

ባድመ ናትና ዝብል ጭርሖ

ንህዝብታት ንሰላም ዶ ይመርሖ

ብስኒት ምንባር መዓስ የብቀዖ፡«፡

ዘይሜሬትካ ምጥማት ፍታሕ ኣየምጽእን ዩ

ህዝቢ ኤርትራ ዘይሜሬቱ መዓስ ተመንዩ

ንነጻነቱን ንሐርነቱን ዩ ን30 ዓመት ደምዩ፡«፡

ካብ ሰናይ ጉርብታና ዝምነ

ወዲ ኤርትረያ

ቀልጢፋ ደንጒያ

ኤርትራ ብቅዋም ክትምራሕ እያ

ቀልጢፋ ደንጒያ

ባድመ ናይ ዋናታታት ክትከውን ያ፡«፡

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና፡«፡ካብ ዘይናቶም ዝምነዩን፡ካብ ጭፍራ ህግደፍን ዓንገልቶምን ኣጋላግለና፡«፡ ዓገብ እባ ንበል,, ብዉሽጡ ሑሩር በርሀ ዑቅባዝጊ ኣባል ተሔኤ፡«፡ ካብ ሃገር ጀርመን፡«፡

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox