^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 65 guests and no members online

ንመደረ ድራኩላ ሳሕል ተቀቢሉ፡«፡ መልሲ ካብ ዶክተር ኣብይ,, ንሉኡኻትካ ከም ኤርትራዊያን ዘኮኑስ፡«፡ከም ኢትዮጳያዊያን ክንቅበሎም ኢና፡«፡ እወ ቀደም ውን እንተ ኾነ, ወኪል ኢትዮጳያዊያን እንበር ኢሰያስን ጉጅሉኡን, ወከልቲ ህዝቢ ኤርትራ ኮይኖም ኣይፈልጡን፡«፡

ኣብ ዓላ ዝሐከለ መንደላይ

ኣብ ባዓቲ ሳሕል ቀንጻላይ

ን16 ዓመት ዝበለ ገዳይ

ንደቀባት ኣጽኒቱ ክንላዘብ ሕራይ፡«፡

ኣብ በዓቲ ኣዝጊቡ ጸኒሑ

ምስ ጃንዱኡ ተማራሪሑ

ኣብ መቃብር ሰማእቲ በጺሑ

ሎኽመኛ ንህዝቢ ኤርትራ ኣገሪሁ

ከም ኣመሉ ኣብኡ ቃሉ ሂቡ፡«፡

ኣይበልናን ዶ ኣለዎም ብልሐተ

ን27 ዓመት ህዝቢ ምስ ኣጽነተ

ብዘይናቶም ዝምነዩ ምስ ተሐተተ

ሉኡኻቱ ሰዲዱ ተዳልዩ ክዛተ፡«፡

ኣብ ዓላ ተመን ኣብ ሳሕል መንደላይ

ሉኡኽ ኣስረተ ካሳ ኢትዮጵያዊ ቀላሳይ

ናይ ህዝቢ ኤርትራ ኣይነበረን ተጋዳላይ፡«፡

ብዓወት ንሐፋሽ ንህዝቢ ዘደናገረ

መን ክኣምኖ ዝመድረ እንቲ መደረ

ዳግማይ ሱሩ ከይሰደደ ንዕጠቆ ስረ፡«፡

ሽግርና ምስ ህግደፍ ብቃልሲ ብስራሕ

ኣብ ባይታ ብኤርትራዊያን ዩ ዝፍታሕ፡«፡

ምስ ጉጅሉኡ ሕድሪ ሰማእቲ ከምዘይ ጠለሙ

ያኣኽለኩም ንበሎም ሕጂ ኸ እንታይ ክደግሙ

ደለይቲ ፍትሒ ንድሕነት ህዝቢ ኣቐድሙ

ሕልምን ምንዮት ህዝቢ ኤርትራ ክትዛዝሙ፡«፡

ወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና«ስዕረት ንህግደፋዊያን ዓንገልቶምን፡«፡ ካብ ዉሽጡ ሑሩር፡«፡ ሰናይ ጉርብትና ዝምነ ብኣባል ተሐኤ፡«፡በርሀ ዑቅባዝጊ ካብ ሃገር ጀርመን፡«፡

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox