^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 67 guests and no members online

መንግስትን ሃይማኖትን፡ ማዕዶ ማዕዶ

ብ ኣማኑኤል ሳህለ

ወድሰብ ብጥንቲ ማሕበራውን ፖለቲካውን ምሕደራ ከየማዕበለ ኸሎ፡ ኣብ ነኣሽቱ ጉጅለታት ተኸፋፊሉ ቀቢላዊ ንጥፈታቱ የካይድ ነይሩ። ኣብቲ እዋንቲ፡ እቲ ከሕብሮን ኪጠምሮን ዚኽእል

Read more: መንግስትን ሃይማኖትን፡ ማዕዶ ማዕዶ

ካብ ሃብቲ ሎሚ ድኽነት ትማሊ፡-

ሃብትን ድኽነትን ተጻረርቲ’ዮም። ከም ጸላምን ቀትርን፣ሓጋይን ክረምትን፣ ሕቖን ከብድን፣ ጓልን ወድን፣ ሰማይን መሬትን፣ ሓጺርን ነዊሕን፣ ቀይሕን ጸሊምን፣ …ወዘተ ፈጺሞም ዘይራኸቡ ተጻረርቲ’ዮም። ሃብትን ድኽነትን ተጻረርቲ ይኹን ‘ምበር ስራሓት

Read more: ካብ ሃብቲ ሎሚ ድኽነት ትማሊ፡-

ስነ-ልቦናዊ ኵናት (PsyWar)

ብ ኣማኑኤል ሳህለ

ኣደይ ማኑ፡ ኣብ ውሽጢ ካንቸሎ በይነን ይቕመጣ ስለ ዝነበራ፡ ነቲ ዝርካቡ ንብረተን ከይስረቐን ብማለት፡ ከልቢ ኣጥርየን ነይረን። ይኹን ‘ምበር፡ ነታ ኸልበን  ጣይታ ጥራይ ይድርብያላ

Read more: ስነ-ልቦናዊ ኵናት (PsyWar)

ተጽዕኖ ዝፈጥር መኻርን ምኽሪ ዝሰምዕ ወለዶን ዘይብሉ መድረኽ፡

ከም ሎም ከይኮነ እቲ ቀደም ቀደም ብዕድመ ዝደፍኡ ሰባት ክብሪ ነይርዎም። ብዕድመ ዓበይቲ ስለዝኾኑ ጥራሕ ዘይኮነ ፈሪሓ እግዝኣብሄር ነይርዎም። ቅኑዓትን ሓላፍነታውያንን ነይሮም። ናይ ጽቡቕ ደኣምበር ናይ ሕማቕ ኣብነት ከይኾኑ ይጥንቀቑ ነይሮም። ንደቆም ደቂ ደቆም ጽልእን ደምን ከይገድፉሎም ሓላፍነታዊ ፍርሒ ይፈርሑ ምንባሮም፡ ድሕሪ ድራር ብፍላይ ወርሒ

Read more: ተጽዕኖ ዝፈጥር መኻርን ምኽሪ ዝሰምዕ...

ጽላሎትነት ፍትሒ (The Illusion of Justice)

ኣስታት 20 ዓመታት ይገብር፡ ኣብ ኣስመራ፡ እቲ ኣብ ጥቓ ገዛይ ኣብ ቤትጽሕፈት ህግደፍ ተሰቒሉ ዝነበረ ታቤላ፡ ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን ዚብል ጽሑፍ ዝሓዘ እዩ ነይሩ። ብልበይ ድማ፡ እዛ ፍትሒ እትብል ቃልሲ ክሳዕ ክንደይ እያ ተናዒቓ ዘላ፡ ክሳዕ መኣስከ እያ ተናዒቓ ክትነብር ተመዲቡላ ዘሎ፡ ብምባል ደጋጊመ እሓስብ ነይረ። ናይ ደሞክራሲ ጉዳይውን

Read more: ጽላሎትነት ፍትሒ (The...

                                

                                                              

               ፖሊቲካን ሃይማኖትን- ናይ ኤርትራ ቅልውላው- Eritrean Opposition Crisis

 

                                                   ብፍስሃ ናይር

 

                              " Build A Wall between State and Religion"

                          

                                         Thomas Jefferson

                        

ኣብታሪኽኤርትራእንተረኤናካብፖሊካዊቃልሲክሳብብረታዊቃልሲቀጺሉድማድሕሪናጽነትኤርትራእቲቀንዲምንጪክሳብሕጂእውንክፍታሕዘይተኻእለፖሊቲካዊምሕደራንሃይማኖትንፈሊኻዘይምርኣይኢዩ፣ምንጪናይግርጭትኣብኤርትራኣብሃገራዊመንነትወይድማካብስነ-ሓሳብዝመንጨወዘይኮነስኣብትሕቲሃገራዊመንነታትከምሃይማኖት፣ዓለትቋንቋ፣ኣውራጃኢዩ፣እቲቀንዲመሃንድስናይዚመንነታትእቲኣብኤርትራነጊሱዘሎስርዓትውልቀመላኺኢሳያስኢዩ፡

Read more: ፖሊቲካን ሃይማኖትን- ናይ...

ቀቢላዊ ድራኸ (Tribal Urge)

ብ ኣማኑኤል ሳህለ

ኣብ ከባቢ 1962፡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዩኒቨርሲቲ ተምሃራይ ኣብ ዝነበርኩሉ እዋን፡ ኣብታ ከተማ ዚቕመጡ ኤርትራውያን ብዙሓት ኣይነበሩን። እቶም ዝነበሩ ግን፡ ካብ ሰቦም፡ ዓዶምን ባህሎምን ርሒቖም ብምንባሮም፡ ዚእክቦምን መንነቶም ዚሕልወሎምን፡ ስምዒት ውሕስነት ዚህቦምን መፍትሒ ንኺረኽቡ ነዊሕ ግዜ ኣይወሰደሎምን። ኣብቲ እዋንቲ እዩ ማሕበር ምትሕግጋዝ ሰም

Read more: ቀቢላዊ ድራኸ (Tribal Urge)

ስርዓት ህግደፍ፡ ስጋ ሰብ በሊዑ ደም ሰብ ስለዘጉስዕ፡ ተናዚዙ’ውን ኣይጸድቕን’ዩ

ማዕከናት ዜና ምልካዊ ስርዓት ህግደፍ፡ ብኣምባሳደር ዶናልድ ያማማቶ ዝምራሕ ልኡኽ መንግስቲ ኣመሪካ፡ ድሕሪ 14 ዓመታት ኣብ ኤርትራ ዑደት ብምፍጻም ምስ ሰበስልጣን መንግስቲ ኤርትራ ምርኻቡ ብምጥቃስ፡ “እቶም ‘ከነጥፍኣኩም ኢና፡ ኣይንፈትወኩምን ኢና’ ዝብሉና  ዝነበሩ ጸላእትና፡ ጽንዓትናን ሓቅነትናን ስለዝሰዓረ፡ ‘በጃኹም ተዓራረኹና ፍተዉና’ ይብሉና

Read more: ስርዓት ህግደፍ፡ ስጋ ሰብ በሊዑ ደም...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox