^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 142 guests and no members online

ተጃሃሪ፡ ደሞክራስያዊ’የ በሃሊ ስርዓት ኢሳያስ ኣፈ-ወርቂ፡ ኩሉ ካናለታት ማዕከናት ዜና፡ ናይ ረድዮ፣ ተለቪዥን፣ ጋዜጣታት ብሒቱ፡ ሓበሬታ የቕርብ ይዝርግሕ ኣለኹ ክብል ንሪኦን ንሰምዖን ኣለና።

Read more: ኤርትራ ቁንጣሮ ኢምባሲታትን ሓያሎ...

ኤርትራዊ ስምረት ንደሞክራሲያዊ ለውጢካልኣይ ክፋል

ኣብ ዝሓለፈ ትሕዝቶ ጽሑፍና ዓቕምታትን ስነ-ምግባርን ምሁር ኤርትራ ንሕጂ ዘይኮነስ ንመዓስ ክኸውን’ዩ? ኣብ ትሕቲ ዝብል ኣርእስቲ፡ ኩሉ-መዳያዊ ሰብኣውን ደሞክራስያውን መሰላት ህዝብና ንምርግጋጽ ኣብ ዘካይድ ዘሎ ፍትሓዊ ቃልሲ፡ እቲ ዕዙዝን መሪሕን ተራ ምሁራት ኤርትራ ቦኺሩ ኮይኑ፡ ስለ ዝተራእየና ንዕኡ ብዝምልከት ጽሑፍ ኣቕሪብና ምንባርና ዝዝኸር’ዩ።

Read more: ዓቕምታትን ስነ-ምግባርን ምሁር...

ተነጽሎ ብደረጃ ውልቀ ሰብ ይኹን ብደረጃ ህዝቢ፡ ብደረጃ ውድብ ይኹን ብደረጃ መንግስቲ ንለባም/ለባማት ከቢድ’ዩ። ደረጃ ዝፈጥሮ ሃሰያ ከቢድ’ዩ ኢልካ ጥራሕ ብፈኲስ ቃላት ገሊጽካ ትሓልፎ’ውን ኣይኮነን።

Read more: ቀዝሒ ተነጽሎ የንፈጥፍጥ ጥራሕ...

ሎሚ ኣብ ዓለምና ኣስታት 200 ዝኣኽላ ሃገራት እንተሃልየን ገለ ሃገራት ከም ሃገረ ( ከተማ) ቫቲካን ወይ ከተማ ቅዱስ መንበር ሓዲግካ፡ ብደቂ-ተባዕትዮን ደቂ-ኣንስትዮን ዝቖማ ሃገራት ’የን። ስታቲስቲካዊ ሓበሬታ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ከም ዘመልክቶ ከኣ፡ ብሓፈሽኡ ኣብ ነፍስ ወከፍ ሃገር ክህሉ ዝኽእል ብዝሒ ደቂ-ተባዕትዮን ደቂ-ኣንስትዮን ተቐራራቢ’ዩ።

Read more: ሃገራዊ  ማሕበር ደቂ-ኣንስትዮ...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox