^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 48 guests and no members online

“ገደናኻ እንተዘይቀደወካ ገደና ካልኦት ምቁማት ዘይተርፍ’ዩ” ዝብል ኣበሃህላ ኣለዎም ኤውሮጳውያን። ናብ’ቲ ዝቖጸለ ገደና። ናብ ለምለም። ኣደራዕ ኤርትራውያን በዚ ትዕዝብቲ ክግለጽ ዝኽእል ኮይኑ ይስመዓኒ።

Read more: ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ...

ሰብ ወይ ሰባት ብዛዕባ ሓደ ጉዳይ እኹል ሓበሬታ ወይ ኣፍልጦ ከይሓዙ፡ ኣብ ዝህብዎ ርእይቶ ወይ ገምጋም ጌጋ የጋጥም’ዩ። እዚ ከም’ዚ ዓይነት ግጉይ ገምጋማት ብደረጃ ውልቀ ሰባት ዝፍጸም ጌጋ እንተኾይኑ ብዙሕ ክብደት ኣይወሃቦን።

Read more: እዚ ጃንዳ ድኽ ድኽ ክነሱ፡...

መንግስታት ዝምርኮስሉን፡ ዝምዘንሉን ኣብ ውሽጢ ሃገር ዝኽተልዎ ፖለሲ’ዩ። ፖሊሲ ዝምድናታት ወጻኢኦም ድማ በዚ ውሽጣዊ ፖሊሲኦም ተገዚኡ ዝሰርሕ’ዩ።

Read more: ህግደፍ ካብ ዘይመትከላዊ ኪዳናት...

ክፍለ-ዓለም ኣፍሪቃ፡ ሓደ ካብ ሸውዓተ ክፍለ ዓለማት እዚ ግሎብ ኮይኑ፡ ብዙሕ ዘነይት ባህሪያዊ ሃብቲ ዘለዎ’ዩ። ንስፋሓቱ ዝምልከት ጂኦ-ፖለቲከኛታት ክድህስስዎ እንከለው፡ እቲ ካብ ቱኒስ ( ሰሜን) ናብ ኬፕታውን ( ደቡብ) ካብ ምጽዋዕ (ምብራቕ) ናብ ፍሪታውን ( ምዕራብ) ዝዝርጋሕ ክፍለ ዓለም ኢሎም የላልይዎ።

Read more: ዋዕላ ኣፍሪቃን- ኣመሪካን

ዒራዒሮን ቀይሕ ኮኮንን፡፡ እታ ሓንቲ ኣብ ከባቢ ፍልፍል ሰሎሙና እታ ካልአይቲ ኣብ ካባቢ ናቕፋ፡ ክልቲአን ኣብ ዞባ ሰሜናዊ ቀይሕ ባሕሪ ዝርከባ ኣብያተ ማእሰርቲ ’የን፡፡ ኣብዚ ሕጂ እዋን ክልቲአን መቐፈዲ ወለድን ህጻውንትን ዜጋታት ዝኾና መዓስከራት ኣብ ትሕቲ ናይ ቀረባን ርሑቕን ሓለዋ ክ/ሰ 61 ዝመጸውዒዖም ኣሃዱ ዕቑር ሰራዊት ይርከባ፡፡

Read more: ኣያታትና ዝሓቅሉ ስፍራ ዒራዒሮ፤...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox