^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 43 guests and no members online

ሓጺር ኣስተምህሮ ብዛዕባ ጸላኢ

ንጸላኢኻ ብኹልንተናኡ ምፍላጥን ምግምጋምን፡ ጸኒሑ ኣብ ምብዳሁን ምምካቱን ኪጠቕመካ ይኽእል። ዘይትፈልጦ ምስ እትኸውን ግን፡ ብግቡእ ክትምክቶ ስለ ዘይትኽእል፡ ሓደጋ ከስዕበልካ ይኽእል። ምስ ዘይትፈልጦ ወይ ኣጸቢቕካ ዘይገምገምካዮ ጸላኢ ምቅላስ ማለት፡ ከምቲ ሓንቲ ዕውርቲ ኣንጭዋ ምስ ሓንቲ ነግራም ድሙ ክትገጥም ከላ ማለት እዩ። ፈንጠርጠር ኣንጭዋ ግን

Read more: ሓጺር ኣስተምህሮ ብዛዕባ ጸላኢ

ሕዱር ሕማም ፍሽኵልና-ብ ኣማኑኤል ሳህለ

ኣብ ከባቢ 1910 ኤርትራውያን ብገዛእቲ ጣልያን ተዓስኪሮም ናብ ሊብያ ምስ ከዱ፡ ወትሃደራዊ ግቡኦም  ፈጺሞምን፡ ባጤራ (ማርያ ተረዛ) ሒዞምን፡ ናብ ዓዳቶም ይምለሱ ነይሮም። ግንከ ጌና እግሮም ከይኣተወ ነቶም ደቂዓዶም ብንዕቀት የባጭውሎምን የሽካዕልሉሎምን ነይሮም።

Read more: ሕዱር ሕማም ፍሽኵልና-

ካድር ህግደፍ እምነቱ ኣብ ኣያኡ፡ ፖለቲካዊ ስድነት ማዕበያኡ፡-

ተደጋጊሙ ከም ዝተገልጸ ማዕበያ ወይ ኣተሃናንጻ ኣብ ህይወት ደቂ-ሰባት ልዑል ቦታ ኣለዎ። ንገዛእ ርእሶም ብኣወንታዊ ስነ-ምግባር ዝተሃንጹ፡ ሰብ ምዃኖም ብልክዕ ዝፈልጡ፡ ንካልኦት ሰባት ድማ ሰባት ብምዃኖም ጥራሕ ግቡእ ክብርን ቦታን ዝህቡ

Read more: ካድር ህግደፍ እምነቱ ኣብ ኣያኡ፡...

ምስ ገናን ምኽርን ንኣቶ ክብሮም ዳፍላ፡-

ኣብ ቋንቋ ትግርኛ “ ንዝገበረልካ ግበረሉ ወይ ንገረሉ” ዝብል ረዚን መልእኽቲ ዝሓዘለ ምስላ ኣሎ። ብሓቂ ተጸጊምካ ናይ ካልእ ደገፍ ኣብ ትደልየሉ ወሳኒ ወቕቲ፡ ናይ ሓሳብ ድዩ ናይ ጉልበት፡ ናይ ገንዘብ ድዩ ናይ ዓይነት ደገፍ ንዝገበረልካ፡ ኣጆዃ ኣለኹ ኣብ ጎኒኻ ኢሉ ንዘተባብዓኻ፡ በቲ ወረጃ ባህሊ ወለድና ብልባዊ ትሕትና የቐኒየለይ ክትብሎ፡ ኣመስጊንካ ንኣመስገንቲ

Read more: ምስ ገናን ምኽርን ንኣቶ ክብሮም ዳፍላ፡

እቶም ናይ በሓቂ ክርስቲያናት ዝኾኑ፡ ነቲ ዝኸበደ ፍርሒ ሞት ብምስዓሮም፥ ስለቲ ዘፍቅርዎ ኣምላኾም ክብሉ ብሓጎስ ሙማት ይኽእሉ እዮም።

ክርስትናን ፈተናን መኻይድቲ ስለ ዝኾኑ፡ ንቤተ-ክርስቲያን ተዋህዶ ጋሻ ነገር ከምዘይ ኮነ፡ ካብ መጽሓፍ ቅዱስን ታሪኽ ቤተ-ክርስቲያንን ብቐሊሉ ክንማሃሮ ንኽእል ኢና። እቲ መስራቲ ናይ

Read more: እቶም ናይ በሓቂ ክርስቲያናት ዝኾኑ፡...

እቲ ቁም-ነገር ተስፋ ምቑራጽ ዘይኮነ፡ ንዝበደልካዮ ህዝቢ ብወግዒ ይቕሬታ ሓቲትካ ምኽሓስ’ዩ።

ዝኸበርኩም ኣሕዋት ካብ ኩሉ ዝዓብን ዝቕድም ናይ ፈጣሪ ሰላምታዩ’ሞ ዝኸበረ ሰላምታይ ይብጻሕኩም። ቀጺለ፡ ንነዊሕ ዓመታት ኣባላት መንግስቲ ኢሳያስ ዝነበሩ በብግዜኡ ካብ’ቲ ብገበን ዝተኣሳሰረ ሰንሰላታዊ መርበብ ቀስ ብቐስ ነብሶም ሓራ ዘውጽኡ

Read more: እቲ ቁም-ነገር ተስፋ ምቑራጽ...

ምርቓ ኣብ ማሕበራዊ ጉዳያት ‘ምበር ኣብ ፖለቲካስ ምቓረት የብሉን።

ማሕበራዊ ጉዳያት ሓደ ክፋል ምናልባት’ውን ዝዓዘዘ ካብ ዕለታዊ ህይወትና ዝሕዝ ክፍሊ’ዩ። ጥዕናና ባህልና ሃይማኖትና ከኣ ኣብ’ዚ ዓውዲ’ዚ ዮም ዝሕቆፉ። ኣብ ዝተፈላለዩ ሕብረተ-ሰባት ምስናቶም ድሕረ ባይታን ምዕባለን ዝኸይድ ወይ ዝግለጽ ገዛኢ

Read more: ምርቓ ኣብ ማሕበራዊ ጉዳያት ‘ምበር...

ብርእይቶ ተጋዳላይ ስዩም መስፍን ቀኒአ፡

ኤርትራውያን ፖለቲከኛታት ካብ ሓፈሻውነት ወጺኦም ብመትከል ዝምድርሉ መድረኽ ናፊቐ

ሰላም ዝኸበርኩም ኣሕዋት፡ ኣዳለውቲ ሰሙናዊ መደብ እንታይ ይበሃል እንታይ ይጸሓፍ፡ ከመይ ኣለኹም ሰነይ ክትህልው ልባዊ ትምኒተይ’ዩ። እዛ ዝሰደልኩም ዘለኹ መልእኽቲ መሰረታዊ

Read more: ኤርትራውያን ፖለቲከኛታት ካብ...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox