^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

ህልዊ ዜና Latest News

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 104 guests and no members online

ቤት ፍርዲ ካናዳ ኩባኒያ ነብሱን ጊላዊ ጉልበት ብምጥቃሙ ኣብ ልዕሊኡ ውሳነ ክህብ’ዩ።

ጥቅምቲ 4 2016

ብ ጉጅለ ዓዋተ

ቤት ፍርዲ ካናዳ፡ ነቲ ሰለስተ ኤርትራውያን ኣብ ልዕሊ ኣብ ምዕራባዊ ክፋል ኤርትራ ምስ መንግስቲ ኤርትራ ተሻሪኹ ኣብ ምውጻእ መዓድናት ዝነጥፍ ነብሱን ሪሶርስ ዝተባህለ ናይ ዕደና ኩባኒያ ዘቕረብዎ ክሲ፡ ናብ ዝቕጽል ሕጋዊ መስርሕ ክሰግር እንተኾይኑ፡ ኣብ’ዚ ሰሙን’ዚ ውሳነ ክህብ ትጽቢት ይግበረሉ። እቲ ቤት ፍርዲ ሕጋዊ ስልጣን እንተደኣ ሃሊይዎ ናብ ዝቕጽል መስርሕ ሕጊ ከሰጋገሮ’ዩ። ወይ’ውን ከም’ቲ ኩባኒያ ነብሱን ዝምጉቶ፡ እቲ ክሲ ክስረዝን ፋይል ናይ’ቶም ሰለስተ ኤርትራውያን ከሰስቲ ብቤት ፍርዲ ኤርትራ ክረአ ክግደፍ ክውሰን’ዩ።

Read more: ቤት ፍርዲ ካናዳ ኩባኒያ ነብሱን...

መጸዋዕታ ንምክልኻል ሐይልታት ኤረትራ እንታይ ድዩ እቲ ማሕላ

ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

ኣብ መንነተይ ተሐቢኡ ሐርነተይ ዝግህሰኒ ዓማጺ ዘይ ደሞክራስያዊ ጥራይ እዩ፡ጥቕሲ ናይ ሐርበኛ ተጋዳላይ ስዉእ ሙሴ ተስፋሚካኤል፡፡

ኢሰያስ ደም እዚኦም ሰትዩ ምስ ኣተወ፡፡ ካብ ቀዳሞትን ዳሕሮትን ኤረትራ ተዛረብቲ እንበር ገና ጀጋኑ ከም እኒ ሙሴ መሰታ ቀዳሞት ኣይተከኤትን፡፡ ከምቲ ክንዳኻ ዘይኮናስ በኣኻ ይውዕላ ዝተባህለ፡ኣብ ልዕሊ ደቂ 60ን 70ን ቀሚሽ ኣደይ ሐንኲሉኒ እንዳበልኩም እንታይ ስለ ዝገበርኩም ክንድዚ ትዋራዘዩ፡፡ክንዲ ነዚ ዘሎ ተክኖሎጂ ተጠቒምና እንታይ ንግበር ንብል፡ ዝዓበየን ዝነኣሰን ኣብ ቤላቤሎው እንዳ ኣሕለፍናዮ ግዜና፡፡

Read more: መጸዋዕታ ንምክልኻል ሐይልታት ኤረትራ...

Learning in Partnership Building inside the Eritrean Forces for Democratic Change

                                                 By Fesseha Nair

This article will deal with learning in partnesrhip building inside the Eritrean opposition diaspora either they are political or civil society organizations. The main point of this article is if we have learned over the past 15 years in building partnership and co-operation in our struggle to bring changes in our individual and organizational making.

Read more: Learning in Partnership...

ህግደፍ ሕጊ ጫካ ክብል ሰሚዐ፡ መበገሲኡ ተበዲለ ድዩ ወይስ ተቓሊዐ፡

ሰላም ዝኸበርኩም ኣሕዋት ከመይ ኣለኹም? ተሕልፍዎ መደባት ገለ ግዜ ብድምጺ፡ ገለ ግዜ ድማ ብጽሑፍ እከታተሎ’የ። ኩነታት ከመይ ይምዕብል ኣሎ፡ ፖለቲካዊ ኣንፈት ሒዝካ ክትስዕብ፡ ክትግምግም ዝሕግዝ

Read more: ህግደፍ ሕጊ ጫካ ክብል ሰሚዐ፡...

                                         ፍትሒ ይንገስ ምልኪ ይልገስ ማለት እንታይ ማለት ኢዩ ?

                                                         ብፍስሓ ናይር

ኣብዚ ግዜዚ ዝኾነ ኣብ ደንበ ተቃውሞ ዝሳተፍ ነዛ ጭርሖ፣ "ፍትሒ ይንገስ፣ ምልኪ ይልገስ" እናበለ ኢዩ ዝጭርሕ ግን እንታይነቱን ትርጉሙን ግን ብግብሪ ኣየርእን ኢዩ፣ ፍትሒ ክበሃል ከሎ ነቲ ኣብ ሰነዳት ኣድማሳዊ ሰብኣዊ መሰላትን፣ ኣህጉራዊ ወዕል ብዛዕባ ቁጠባውን፣ ማሕበራውን ባህላውን መሰላት ከምኡ ድማ ኣህጉራዊ ወዕል ብዛዕባ

Read more: ...

ደላዪ ሰላም ማሕበረ-ሰብ ዓለምን ህዝብታት ኤርትራን ንምድንጋርን ዝተኣልመ ውዲት፡ ብስዕረት ሃንደስቱ ህግደፋውያን ተዛዚሙ።

ኣብ ልዕሊ ህዝብታት ኤርትራ፡ ብእንኮ ሰባዊ ስርዓት ህግደፍ ክፍጸም ዝጸንሐን ዘሎን ጥሕሰት መሰረታዊ ሰብኣዊ መሰል ክትምርምር ዝተመዘት መርማሪ ኮሚሽን፡ ኣብ ዝሓለፈ 21 ሰነ 2016 ስርዓት ህግደፍ ኣብ ልዕሊ ህዝብታት ኤርትራ ካብ 1991 ጀሚሩ ኩሉ ዓይነት ብደላት ማለት፡ ብዘይ ፍርዲ ምእሳር፣

Read more: ደላዪ ሰላም ማሕበረ-ሰብ ዓለምን...

ብመሰረተ ሓሳቡ ኣብ መንጎ ክልተ ኣካላት ዘይምቅዳው ኣብ ዝተፈጥረሉ፡ ጉዳይኩም ብሰላም ብዕርቂ ኣደቅስዎ ዝብል ምኽሪ ምልጋስ ቅቡል’ዩ። እዚ ከም’ዚ ዝበለ ምኽሪ ተሰማዕነት ክረክብ ዘይክረክብ ዝውስን ግን፡ እቲ ባእሲ ዝተፈጥረሉ ምኽንያት፣ ጠለብን ባህርን ናይ ብኡሳት፣ ዝኾነ ግርጭት በዳልን ተበዳልን ክህልዎ ናይ ግድን ስለዝኾነ፡ ኣብ መስርሕ በዳሊ ኣብ ልዕሊ ተበዳሊ ዘብጸሖ ጉድኣት፣ እቲ ጽልኢ ሒዝዎ ዘሎ ኣንፈትን በጺሕዎ ዘሎ ደረጃን ኣብ ጸብጻብ ምእታው የድሊ።

Read more: ህግደፍ ልቦና ክገብር ምጽዋዕ፡ ካብ...

ዝቐደመ ትውልዲ ንዳሕረዋይ ትውልዲ፡ ታሪኹ፣ ባህሉ፣ ቋንቋኡ፣ ናይ ምሕደራ ጥበቡ፣ ሓርበኝነቱ፣ ጽንዓቱን ተወፋይነቱን ከፍልጦ፡ ክምህሮ፡ ዝነበረ ዘሎን ዝቕጽልን መስርሕ ምስግጋር ሕብረተ-ሰብ’ዩ። እንተኾነ ኣውራሲ እንታይ ኣውሪሱ ቅድሚ ምሕታት፡ እንታይ ዓይነት ባህሪ፡ ባህልን ተግባርን ኔርዎን ኣለዎን ምፍላጥ ኣገዳሲ’ዩ።

Read more: ተመክሮ ህግደፍ ተመክሮ ዓመጽን...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox