^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 59 guests and no members online

ደረጃታት ንቕሓትን መንነትን

ኣማኑኤል ሳህለ

መንነት፡ ቀስ እናበለ ዚጥረ እምበር ምሳኻ ዚፍጠር ንቕሓት ኣይኮነን። እዚ ድማ ምስቲ ሕብረተሰብኣውን ባህላውን ቁጠባውን ኣከባቢኻ ብምውሳእን ብተግባርን ብግብረመልስን ይከናወን። ንሃገር ብዚምልከትውን፡ ሓንቲ ሃገር ንመንነታ ቀስ እናበለት ደኣምበር ብሓደ ግዜ ኣይተጥርዮን እያ። ሓንቲ ሃገር መብዛሕትኡ ግዜ ብእተፈላለየ ባህልን እተፈላለየ ታሪኻውን ፖለቲካውን

Read more: ደረጃታት ንቕሓትን መንነትን

The role of military and security forces in transition  from dictatorship to democracy

 

                                                 By Fesseha Nair

 

The role played by the Zimbabwe military and security forces shows that how much the military leadership who led the downfall of the Mugabe dictatorship

Read more: The role of military...

ባህልን መንነትን ኤርትራ

ባህሊ ናይ ኩሉ ሕብረተሰብ ማተሪያላውን ማሕበራውን መንፈሳውን መንነት ዘንጸባርቕ ብምዃኑ፡ ዓድን ማይቤትን ሃገርን ከይተፈጥረ ኸሎ ዝነበረን፡ ኩሉ ግዜ ድማ ንወድሰብ ከም ጽላሎቱ ኾይኑ ዘሰንዮ ዝነበረን ዘሎን ተርእዮ እዩ። ባህሊ ዘይብሉ

Read more: ባህልን መንነትን ኤርትራ

ዕጫ ኤርትራውያን ንደላዪ ሰላም ማሕበረ-ሰብ ዓለም ሰብኣዊ መቕዘፍቲ፡ ንህግደፍ ግን መዘናግዒ’ዩ።

ኣብ ዓለምና ኣብ ጥንቲ ይኹን ሎሚ ኣንጻር ህዝብታቶም ዝተሰለውፉ መራሕቲ ኣይነበሩን ኣይተራእዩን ክበሃል ኣይከኣልን። ኣንጻር ህዝብታቶም ደው ዝበሉ መራሕቲ ነይሮምን ኣለውን’ዮም። ካብ’ዞም ጥንታውያን ሓደ ንጉስ ነገስታት ኒሮ ዝበሃል ነበረ።

Read more: ዕጫ ኤርትራውያን ንደላዪ ሰላም...

ናይ ምውሳን ትብዓት ዝጎደሎ ተቓውሞ ደምበ, ግብራዊ ስራሕ እንበር, ፕሮባጋንዳ ኣይኮነን ዘድልዮ ንህዝቢ,

እምኒ እንተ ወደቕካያ ትሃስየካ, ኣንተ ወደቐትካ, ተንትዓካ,ጎላጉል ሃዞሞ, ዋላኻ ሰራየ ጎላጉል ጋሽ ባርካ, ክልተ ዝኽረምትኻ, ጋሕቴላይ

Read more: ናይ ምውሳን ትብዓት ዝጎደሎ ተቓውሞ...

እቲ ጌጋ ምእንቲ ከይድገም

ታሪኻዊ ምስሊ (ስእሊ) ኤርትራ እንታይ ይመስል ነይሩ? ህግደፋዊ ምስሊ ኤርትራኸ እንታይ ይመስል ኣሎ? ናይ መጻኢ ምስሊ ኤርትራኸ እንታይ ኪመስል እዩ? እዚኣቶም ገለ ካብቶም ሓሓሊፎም ኣብ ኣእምሮ መብዛሕትኦም ኤርትራውያን ዚለዓሉ ሕቶታት ኢዮም ኪብሃሉ ይኽእሉ።

Read more: እቲ ጌጋ ምእንቲ ከይድገም

ኣፍሪካዊ ሕብረት ናይ መን ድዩ?

ኣህጉር ኣፍሪካ ትማሊ ኮነ ሎሚ ብባህርያዊ ጸጋታት ዝተዓደለት ክፍለ ዓለም’ያ፡፡ ብካልእ መልክዑ ድማ ኣህጉር ኣፍሪቃ ትማሊ ኮነ ሎሚ ፖለቲካውን ጸጥታውን ርግኣት ዘይብላ፣ ልዕልና ግዝኣተ ሕጊ ዝረሓቓ፣ ብጽምኣት ደሞክራስን ደሞክራስያዊ ምሕደራን

Read more: ኣፍሪካዊ ሕብረት ናይ መን ድዩ?

 ትግባረ ፖሊቲካዊ ናዕቢ ኣንጻር ምልክነት ኣብ ኤርትራ ከመይ ክኸውን ኣለዎ

                   Applying Political Defiance in Eritrea

                                     ብፍስሓ ናይር

ሕዝቢ ኤርትራ ብኩሉ መነባብሮኡ በቲ ዘስካሕክ ጭቆናን ወጽዓን በቲ ውልቀ-መላኺ ስርዓት ሕጅስ ይኣክል ኢሉ ኣብ ከተማ ኣስመራ ሰላማዊ ሰልፊ ብምግባር ዘርኣዮ ተባዕ ተቃውሞ ብመን ካበይ ተበጊሱ ብዘይገድስ እቲ ሕቶ ሕዝባዊ ሕቶ ድኣ እምበር ሕቶ ሓደ ክፋል ሕዝብናን ወይ ድማ ናይ ሓደ እምነት ምእማናን ኣይኮነን፡፤ እዚ ከምዘይኮነ ድማ እቲ ስዒቡ ነዚ ተቃውሞ ደጊፋ ኣብ መላእ ዓለም ዝተኻየደ መንፈስ ሓድነትን ኤርትራውንትን

Read more: ትግባረ ፖሊቲካዊ ናዕቢ ኣንጻር...

እዚ ሎኽመኛ መዓስ ከ ሐቂ ተዛሪቡ ይፈልጥ፡

ኣብ ማእከልና ዑሱባቱ ሰኲዑ፡ ኣነ ኣይኣዘዝኩን እንዳ በለ፡ ንተጋድሎ ሐርነት ኤርትራ ኣዘንጊዑ፡ ሕጂ ግን፡ ከም ጸሐይ ቀትሪ ደሚቑ፡ ዓመታት በሊዑ ወጊሑ ኣድላይነት ህላወ ተሐኤ ሕጂ በሪሁ፡

Read more: እዚ ሎኽመኛ መዓስ ከ ሐቂ ተዛሪቡ...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox