^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

ህልዊ ዜና Latest News

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 25 guests and no members online

ራኢ ዘይብሉን ዘይተወደበን መንእሰይ ኣብ ዝኾነ ጥርናፈ ኣትዩ ቁም-ነገር ክሰርሕን ከድምዕን ኣይክእል’ዩ። ዋላ ንነብሱ ንቑሕን ፈላጥን ጌሩ ዝመዝን ይኹን ብንጹር ራእይን ጭቡጥ ናይ ተግባር መደባትን ተገዚኡ ዘይኸይድ እንተደኣ ኮይኑ፡ ኣብ ማእከል ሜዳ ዕኒይኒይ ካብ ምባል ሓሊፉ ዘፍርዮ ነገር ኣይህሉን።

Read more: ዓወትና ክቕልጥፍ ትርጉም ደሞክራስያዊ...

ርእይቶ ጋዜጠኛን ተመራማርን ማይክል ፕላውት

እዚ ኢሳያስ ኣፈ-ወርቂ ኣብ ልዕሊ ዜጋታት ኤርትራ ዝፍጽሞ ዘሎ ዕለታዊ ሰብኣዊ ግህሰታት ብጸዓዱ ደቡብ ኣፍሪቃውያን ኣብ ልዕሊ ጸለምቲ ደቡብ ኣፍሪቃውያን ወይ ድማ ብእስራኤላውያን ኣብ ልዕሊ ፍሊስጤማውያን ዝዓረፈ በደል እንተዝነብር እንታይ ዝብል ክስን ሚዛንን ምተዋህቦ ኔሩ ብሩህ’ዩ።

Read more: ሕብረተ-ሰብ ኤርትራ በቲ ስርዓት...

ህዝብታት ኤርትራ፡ ምእንቲ ምርግጋጽ ሃገራዊ ነጻነቶም ሰብኣዊ ክብሮምን ክብሉ፡ ኣንጻር ዝተፈላለዩ ተበራረይቲ ቀጥታውያን ባዕዳውያን ገዛእቲ ስርዓታት፡ ንከባቢ ሓደ ዘመን ዝኣኽል ነዊሕን መሪርን ሓርበኛዊ ተጋድሎ ከም ዘካየዱን ሰፍ ዘይብል ከቢድ መስዋእቲ ከም ዝኸፈሎን ናይ ቀረባ ተዘክሮና’ዩ። እዚ ኣብ ታሪኽ ሃገራዊ ሓርነታዊ ተጋድሎ ህዝብታት ዓለም፡ ዓቢ ቦታ ዝሕዝ ቃልሲ’ዩ።

Read more: ሕቶ መንነት ህዝብን ሃገርን ኤርትራ...

ኣብ ከባቢ 1914 ኣቢሉ ይኸውን ኣብ እዋኑ ንሃገረ ቱርኪ ዝመርሕ ዝነበረ ዖስማናዊ ኢምበራጦርያ ወይ ሃጸያዊ ኣገዛዝኣ፡ ሃገራዊ ባይቶ ጸዊዑ ድሕሪ ዘካየዶ ኣኼባን ዝበጽሖ ሓባራዊ ውሳኔ ዓሌት ኣርሜናውያን ንምጽናት ይእውጅ።

Read more: ምጽናት ወለዶታት ቅድሚ ስርዓት...

ስርዓት ህግደፍ ንዓና፡ ቅዋም፣ ባይቶ፡ ምርጫ ጥራሕ ኣይኮነን ነፊጉና። እንታይ ደኣ፡ ግዳያት መባእታዊ መሰረታዊ መሰላት ጌሩ’ዩ ኣብ ኣብያተ ማእሰርቲ ክንማስን፡ ኣርሒቕና ክንስደድን ግዳይ ሳዕቤናት ስደት ክንከውንን’ውን ፈሪዱና።

Read more: ምድላብ ዘይተኣደነ ሃብቲ፡ ቅድሚ...

ስላም ደቂ ኤረ

ለበዋን መተሐሳሰብ ንኣዳለውቲ ሰላማዊ ሰልፍን ንተሳተፍቲ ሰላማዊ ሰልፊን ንመላእ ደለይቲ ፍትሒ ተቐማጦ ድያስፖራ..እዚ ለበዋ ካብ ባዶ ዝተበገሰ ኣይኮነን ኣብዘን ዝሐለፈ 12.ወርሒ ውይ ድማ ድሕሪ ሰላማዊ ሰልፊ ጀነቭ 2015 ንደሕር ኣብ ክንዲ ስንትን ፍቕርን ብሐባር ምቅላስን ኣብ ሕድሕድ ምትፍናን ንጅግንነት ህዝቢ ኤረትራ ምንኣስን ምቁንጻብን ኣሕሊፍናዮ፡

Read more: ለበዋ ንደለይቲ ፍትሒ ተኻፈልቲ...

ውልቀ-መላኺ ኢሳያስ ኣፈ-ወርቂ ኣብ ሓንቲ ቅዋማዊት፡ ፍትሓዊት፡ ደሞክራስያዊት ኤርትራ ክነብር ከምዘይኽእል ብተደጋጋሚ ደርጒሑልና’ዩ። ኣየሕፍሮ ኣየሰክፎ።

Read more: ናይ ሕቡራት ሃገራት መርማሪ ኮሚሽን...

" We are keen to keep religion separate from politics and we call for complete neutrality. We want a party that talks about everyday problems and not one that talks about the Last Judgment and Paradise. We want religious activity to be completely independent of political activity"

Read more: ሃይማኖት ኢስልምና ምስ ደሞክራስያ...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox