^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

ህልዊ ዜና Latest News

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 103 guests and no members online

ኢሳያስ ኣፈ-ወርቂ ከም ሰብ ግሉጽነት ዘይፈልጥ ውዲተኛ ሰብ’ዩ። ካብ ግሉጽነት ዝሃድም ድማ ካብ ህሪኡን ተግባሩን’ዩ። ውዲት ዝፈቱ’ውን ካብ ዘለዎ ሕሉፍ ስሰዐ ነቒሉ፡ ንውልቀ ዝናኡን ረብሓታቱን ክረጋግጽ ክብል ካብ ሓቅን ሕጋውን መንገዲ ወጻኢ ክኸይድ ስለዝመረጸ’ዩ።

Read more: እዚ ስርዓት ኣብ ናይ ኣርበዓታት...

ፕሮፖጋንዳ መሳርሒ ዕላማ ደኣምበር ገዛእ ርእሱ ዕላማ ኣይኮነን። ፕሮፖጋንዳ ሓደ ወገን ጥራሕ ዘይኮነ፡ ወናኒ ቅኑዕ ዕላማ ዝኾነ ፈታውን፡ ጸረ-ህዝቢ ኣተሓሳስባ ዝውንን ጸላእን ከከም ደርባዊ ባህሪኦም ዝዓደሎም ዝግልገልሉ መሳርሒ’ዩ።

Read more: ብመትከል ዘይግራሕ ፕሮፖጋንዳ ካብ...

ኣብ ፖለቲካ ዕለታዊ ህይወትን “ሕጋውነትን” ልዑል ትርጉም’ዩ ዝወሃቦ። ምኽንያቱ ሕጋውነት ከም ደሞክራስያዊ ኣምር “ ተቐባልነት” ኣትኩሮትን ተማእዛዝነትን ንልዕልና ሕጊ ከም ምባል ስለ ዘስምዕን ስለ ዝስረሓሉን።

Read more: ህዝቢ ኣፈራሪሕካ፡ ኣደንቊርካን ተስፋ...

ምስእዛ መቕድመይአተሐሒዛዘመሐላልፈልኩም ዘለኹጽሕፍቲ ኣብውዲትምትራ ኤርትራከበሳንእትዮጵያመታሕት ከኣንሱዳንክምከር እንከሎ ዝተዘርገሔት ኣብ ናይ ኤርትራ ሰሙናዊ ጋዜጣ ብበዓል መምህር ወልደአብ ወልደማርያም ትሰናደው ዝነበረት ውፍሪ ትግራይ ትግርኛ ሐዛል ብዕለት 3 ነሐሰ 1944 ዝተዘርገሔት ኮይና፡

Read more: ታሪኽ  ይድገም  ኣሎ !!! ንጠንቀቕ...

ወ/ሮ ኢልሳ-ቤጥ ቢኤች ኣብ ምምዕባል ዝርከባ ሃገራት መሰረት ጌራ ምርምራዊ ስራሓት ኣብ ምክያድ እትነጥፍ ሰብ’ያ።

Read more: ኤርትራ ኣብ 25 ዓመታ - ርብዒ...

(ን25 ዓመት ምልኪ ባርነት ይኣክል) ሐቂ ንፍቶ ንሐቂ ሐቂ ክንብል እዩ ዘምሕረልና) ንረፈረንድም ኣይኮናን ን30.ዓመት ተቃሊስና ብደምና ዘረጋገጽናያ ቀያሕትን ጸለምትን ዝኸፈልናላ ነጻ ሃገር እንበር ነጻ ህዝቢ የብልናን፡፡

Read more: ህዝቢ ኤረትራ  ብደምና ኣራጋጊጽናዮ...

ህዝቢ ይመርሕ ኣለኹ ዝብል መንግስቲ፡ ካብ ካልኦት ኣወንታዊ ተመክሮ እናወሰደ፡ ካብ ናቱ ጉድለታት ድማ
እናተማህረ ደኣ ንቕድሚት ክግስግስ ኣለዎ’ምበር፡ ንሱ ብዕላማ ዝሓዞ ብውጥን ድማ ዝሰርሓሉ ካብ ሓቂ

Read more: እቲ ናታስ ንሓማታ

እዚ ሎሚ ኣብ ኤርትራ ኣጋጢሙ ዘሎ፡ ምስ’ቲ ን 30 ዓመታት ዝተኻየደ ቃልሲ ብምንጽጻር ክምዘን እከሎ፡
ምሉእ ንምሉእ ፈሽሉ’ዩ ‘ኳ እንተዘይተባህለ፡ ብዘሕዝን መልክዑ ግን ብጥልመት ኣንፈቱ ስሒቱ ይርከብ።

Read more: ኤርትራ ኣብ 25 ዓመታ፡ ናይ 30...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox