^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 79 guests and no members online

ካብ ጀርመን ንኤርትራ ዶ ይቐርብ ንጃማይካ፡እቲ መልሲ ኤርትራ እኳ እንተ ኾነ፡ምርጫ የብሉን እንቢ ንምልኪ ዝበለ፡«፡

ደቂ ኤረይ መሰታ ቀዳሞት ሰለ ዝኾንኩ፡ከይተሰከፍኩ ሕልናይ ክቕስን እንተ ገጠምኩ፡ ኣይመስለን ዝተጋገኹ, ድሕሪ ሐራ ኤርትራ, ከምቲ

Read more: ካብ ጀርመን ንኤርትራ ዶ ይቐርብ...

ሕብረትን ታሪኻዊ ጕዕዞን (Forces of Unity)

ብ ኣማኑኤል ሳህለ

ወድሰብ ፈትዩ ጸሊኡ፡ ኣብ ውሽጢቲ ነንሓድሕዱ ዝተሓጋገዝ ሕብረተሰብ እዩ ኪነብርን ኪዓብን ህላወኡ ከውሕስን ዚኽእል። ሓድሕዳዊ ምትሕግጋዝን ምክብባርን ዘይብሉ ሕብረተሰብ ንኺፈርስ ዘለዎ ተኽእሎ ዓቢ እዩ። ሰብ ከም ደሴት ንበይኑ ኪነብር ኣይክእልን። ካብ ቀቢላ ጀሚሩ ክሳዕ ሃገርን ልዕለ-ሃገርን ደረጃ ኪበጽሕ ዝኸኣለ፡ ብናይ ሓድሕድ ምትሕግጋዝን

Read more: ሕብረትን ታሪኻዊ ጕዕዞን (Forces...

ን24 ጉንበት ንኽብሪ ስለ ቶም ንኤርትራ ሃገር ክትከውን ዝተበጀዉላ

እወ የኽብራ,እንታይ እሞ መዓስ ወጊሑላ,, ንኢሰያስን ጉጅሉኡን ገዲፋ ሐበላ,,

ትርጉም ህግደፍ, ህዝባዊ ግንባር ንደሞክራስን ፍትሕን«ዕላማ ህዝባዊ ግንባር ኣይተጨወየን፡«፡ነጻነት ህዝቢ ኤርትራ እንበር፡«፡

ብዉሽጡ ሑሩር መግለጺ ንሽማዊ ነጻበት, ን27 ዓመት ባርነት፡«፡ እታ ድሕሪ ናይ 30 ዓመት ቃልሲ, ብመስዋእትን ስንክልናን ንብሉጻት ደቃ

Read more: ን24 ጉንበት ንኽብሪ ስለ ቶም...

ዕንወት ከም መደብ (The Eritrean Trojan Horse)

ብ ኣማኑአል ሳህለ

ሰስኑ ሴፍን ዋልታን ኩኑ፡ ዝዓድና ከይኣትዎ ጓና፡ እትብል ጥንታዊትን ያታዊትን ከምኡውን ፍቕሪ ሃገር እትቕስቅስን ደርፊ፡ ኣብዚ ዘለናዮ እዋን ብተደጋጋሚ ክትድረፍ ኣገዳሲ እዩ፣ ይኹንምበር፡ እቲ ቓላታ ተለዊጡ ከምዚ ዚስዕብ እንተ ዚኸውን ኣብዚ ግዜናዚ ዝያዳ ኣድማዒት ምኾነት ነይራ፥ ማለት፡ ሰስኑ ንቑሓት ኩኑ፡ ኣእምሮና ከይኣትዎ ጓና። ኣብዛ ዓለምና፡ ብዙሕ

Read more: ዕንወት ከም መደብ (The...

ሃቀነ ስርዓት ህግደፍ፡ ፍርያም ሓመድ ጉሒፍካ ኣብ ከውሒ ፈልሲ ምትካል’ዩ!

ኣብዚ ጽሑፍ’ዚ፡ ንህዝባዊ ግንባር ክነቅፍ እንከለኹ፡ ነቲ መሰል ህዝቢ ኤርትራ ዓምጺጹ ዘዳኽር ዘሎ ውሑድ ክፋል’ቲ ስርዓት እምበር፡ ነቲ ሓፋሽ ተጋዳላይ፡ ግዳይ ግፍዕታት ህግደፍ ኮይኑ ዘሎን ንለውጢ ብሃንቀውታ ዝጽበን ዝምልከት ኤርትራዊ ከምዘይኮነ፡ ኣቀዲመ ኣንበብትን ሰማዕትን ክግንዘቡለይ እላቦ። ኣብ 1978፡ ብሰንኪ ምትእትታው ሕብረት ሶቭየት፡ ካብተን ብህዝባዊ

Read more: ሃቀነ ስርዓት ህግደፍ፡ ፍርያም ሓመድ...

መንግስትን ሃይማኖትን፡ ማዕዶ ማዕዶ

ብ ኣማኑኤል ሳህለ

ወድሰብ ብጥንቲ ማሕበራውን ፖለቲካውን ምሕደራ ከየማዕበለ ኸሎ፡ ኣብ ነኣሽቱ ጉጅለታት ተኸፋፊሉ ቀቢላዊ ንጥፈታቱ የካይድ ነይሩ። ኣብቲ እዋንቲ፡ እቲ ከሕብሮን ኪጠምሮን ዚኽእል

Read more: መንግስትን ሃይማኖትን፡ ማዕዶ ማዕዶ

ንፖለቲካዊ ጭቆና ምጽማም ስለምንታይ? ክሳብ መዓስ’ከ?

ሓሚምካ፡ ምኽንያት ሕማምካ ፈሊጥካን መድሓኒት እናወሰድካን ንዝስመዐካ ስቓይ፡ ንውሽጥኻ ጌርካ ክትጻወር ክትጽመም ዓቕሊ

Read more: ንፖለቲካዊ ጭቆና ምጽማም ስለምንታይ?...

ካብ ሃብቲ ሎሚ ድኽነት ትማሊ፡-

ሃብትን ድኽነትን ተጻረርቲ’ዮም። ከም ጸላምን ቀትርን፣ሓጋይን ክረምትን፣ ሕቖን ከብድን፣ ጓልን ወድን፣ ሰማይን መሬትን፣ ሓጺርን ነዊሕን፣ ቀይሕን ጸሊምን፣ …ወዘተ ፈጺሞም ዘይራኸቡ ተጻረርቲ’ዮም። ሃብትን ድኽነትን ተጻረርቲ ይኹን ‘ምበር ስራሓት

Read more: ካብ ሃብቲ ሎሚ ድኽነት ትማሊ፡-

ስነ-ልቦናዊ ኵናት (PsyWar)

ብ ኣማኑኤል ሳህለ

ኣደይ ማኑ፡ ኣብ ውሽጢ ካንቸሎ በይነን ይቕመጣ ስለ ዝነበራ፡ ነቲ ዝርካቡ ንብረተን ከይስረቐን ብማለት፡ ከልቢ ኣጥርየን ነይረን። ይኹን ‘ምበር፡ ነታ ኸልበን  ጣይታ ጥራይ ይድርብያላ

Read more: ስነ-ልቦናዊ ኵናት (PsyWar)

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox