^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ
ድሕሪ ተሐኤ ካብ 82 ክሳብ ሎሚ,
ቅሳነት ዝሐረሞ ህዝቢ,ዉሽጡ ሑሩር ክዛረብየ ኣይብልን ትም
መንዩ ኣቶ ዳዊት መዋሊ መዝሙር ሰላም ,ኢትዮ ኤርትራ,
ወያነ ካብ ኣፍደገ ኣስመራ እንታይ ዘምልስ ነርዎ,
መዝሙር ሰላም ዶ,መዝሙር ጥልመት ምድግጋም,
እንተ ነፊዕካ
መዓስን ብከመይን ሃገር ኮይንካ
ካብ መዓስ ‘ወ ብመነ መን ተገዚእካ
ፖለቲካዊ ስድነት፡-
ካብ ልዕልና ህዝብን ሕግን ዝሃደመ
ንተግባራት ግዳማዊ መግዛእቲ ከምዘለዎ ዝደገመ
ለበዋ ዉሽጡ ሑሩር
,,ጤየል መጠራ, ካብታ ምንጣራ ስ ምምጥጣራ,
ህዝቢ ኤርትራ, ንመገሻ ንሕክምና,, ንባኒ ኩሉ ብመስርዕ,,
ዓመት ተጸቢኻ እንደሞ ኮይኑ፡-
ተበግሶኽን ጽቡቕ ጭርሖኽን ጥዑም
ሕብረትክን ተስፋ ትብዓትክን ግርም
እቲ ጭርሖ ሸቶኡ ከይሃርመ፡-
ግዳማዊ መግዛእቲ ስዒርና ሃገር ተረኪብና
ኣብ ክንዲ ንላዘብ ንተሓላለ መሊስና ተበቲና
ካብ ዝሓለፈ ብዝኸፍአ ብኹሉ ተጎዲእና
ኣብ ዝኽሪ ቶጎሩባ, ኣብ ዝኽሪ 8 መጋቢት ክላቦ
ትም ኣይንበል ዓገብ ዝበለ ዓቕሉ እንዳ ጸበቦ,
ማፍያዊ ጉጅለ ኣይወድቕንዩ ባዕሉ,
ደቂ ኤረይ ኣብ ፍትሐዊ ቃልሲ ዕሰሉ,
ንእኽብካብ ኣዛብእ ፋሕ ክተብሉ,
ባሕርና ኣብ ቀረባ ርሑቕና
እምቢ ንመግዛእቲ፡ እወ ንነጻነት ኢልና እንክንጋደል
ብመን ሕራይ ነብስና ፈሪድና ክንቅበል መስገደል
ዉሽጡ ሑሩር,እዛ ርጊቢት ምስ ዕንበባ ቀዳዊትና ይግበራ,
ብተመን ዝሰንበደ ብልሕጺ ተዳህለ,
ተሐጒሰ, ግን ካብ ተመኩሮ ተበጊሰ,
ሰናይ ተበግሶ ናይ 18 ውድባት ኣሞጒሰ,
ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ
ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ
ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን
ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን
ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ