^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5

ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired

Since

Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 88 guests and no members online

ከላእ ኣሕሉፉኒ እዛ መስከረም ታሪኽ ኣለዋ

ክብል ንጓል ኣቦይ ፍስሃ ድምጽኹም ሃብዋ

ንዶክተር ኣልጋነሽ ዋዕሮ ድምጺ እኳ ዊሒድዋ,,

ንዶክተር ኣልጋነሽ ክገጥመላ እየ ደጋጊመ

ንዝጠመየ ትዕንግል ትፍውስ ንዝሐመመ

ለይትን መዓልትን ተጎይ ከይበለት ደኺመ

ንሳ ዋሕሱ ነቲ ብጃንዳ ህግደፍ ዝተጠለመ,,

ካብ ፍርሒ ወጺእኩም, ሃየ ንዶክተር ኣልጋነሽ ሐፍትና, ኣድምጹ, ኣጆኺ ዋዕሮ, ሰብኣይና ሰበይትና, ዓቢና ኑኡስና, ደለይቲ ፍትሒ ኣብ ጎድንኽ ኢና, ናዓኺ ሂብናዮ ኣለና ድምጽና, ጠበቓ ህዝባ, ጓል ኣቦይ ፍስሃ ጋንዲ ነብሮ,ኤርትራዊት ጓል ኣንስተይቲ, ንድሕነት ህዝቢ ለይቲ ምስ መዓልቲ, ትብል ላዕሊ ታሕቲ, ቀዳመይቲ ሕርይቲ, ወሲዳታ ይበሃል ኣሎ, ኣፍደገ ተኸፊቱ ከሎ ሐንጋፋይ ኢልና ንቀበሎ, ሃየ ንሐርንት ንዳሎ,,

ሕርር ኩምትር ክብሉ ደቂ ብጫ

ምንዮተይ ክገልጽ ወሲዳ ብልጫ

ፋል ክገብረላ ተዓዊታ ኣብ ምርጫ,,

ዶክ, ኣልጋነሽ ንህዝቢ ክትጣበቐሉ

ካብ ጃንዳ ህግደፍ ኩሉ ባዕሉ

ዘይረኸብካዮ መሰል ተጠቐመሉ,

ኤርትራዊት ዋዕሮ ኣደ ዉጹዓት

እንዳ ኣንጠብጠበት ንብዓት

ምድረበዳ ኮሊላቶ ብትብዓት,,

ቪቫ ዋዕሮ ጓል ኤርትራ ቤላ

ንፍትሐዊያን ወኪላ ትዋዳደር ኣላ

ኣደታት ብውሽጥን ብደገን ዓልላ,,

እልልታ ዶክተር ኣልጋነሽ ተዓዊታ

እልልታ ንኤርትራዊት ሃገራዊት ዋልታ

ከም ወዲ መንቆርዮስ መዓስ ሃውቲታ

ንድሕነት ህዝባ ኣውዒላቶ ትምህርታ,,

ጓል ፍስሃ ጋንዲ ኣልጋነሽ ሽማ

ዋዕሮ ናይ ደለይቲ ፍትሒ ግርማ

ኣልጋነሽ ኣልጋነሽ ኢላ ብዓለማ,,

ንመንእሰያት ካብ በደዊን ከተድሕን ምእንቲ

ዶክቶር ኣልጋነሽ ኣብ ሱዳን ግብጺ ፍልጥቲ

ህግደፍ ክሕመሱ ደለይቲ ፍትሒ ጸባ ክንሰቲ

ኤርትራዊት ዋዕሮ ክትወጽእ እያ ቀዳመይቲ,

ዋዕሮ ጓል ገዛባንዳ ጥልያን ኣስመራ

ኣብ ጎንኺ ኣለና ዋዕሮ ጓል ኤርትራ

ደላይት ሰናይ ረቢ ኣምላኽ ምስክራ

ኣጆኺ ክፈርሱ እዮም ናይ ህግደፍ ጭፍራ,

ዋዕሮታት ኣለዋና ንድሐነት ህዝበን ዝጊያ

ዘይ ከም በዓል ኣስካሉ ሶፍያ ንምኪ ዘርዊያ

ኣለዋና እኒ ዶክተር ኣልጋነሽ በኽየን ዘብክያ

ኣብ ዉዑይን ዙሑልን ኣብ ኩሉ ዝረኣያ,

ህግደፋዊያን ብፍርሒ ዝደንዘዙ

ገለ ዝተሐዙ ገለ ተይተሐገዙ

ብውልቀ መላኺ ካብ ትእዘዙ,,

ንዶክተር ኣልጋነሽ ግዳ ዘይትሕግዙ,

ቀሚሽ ኣደይ ሐንኲሉኒ ወጊድ ንበሎ

ንጋኔን ኣብ ሐጽቢ ዓዲ ሃሎ ኣዝጊቡ ዘሎ

ኣለዋና ኤርትራ መኻን ኣይኮነትን ክንብሎ

ኣፍደገ ተኸፊቱ ከሎ ንሐርነት ንዳሎ

ሃየ ኢደይ ኢድካ ንበል ይበሃል ኣሎ,

ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ, ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር

እዩ, ብ.በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን፡ ስዕረት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን፡፡

ካህናትና ሸኻትና, ጾሎትኩምኣይፈለየና,ተዓጽዩኣድባራትና መሳጊድና, ናብ ማእሰርቲቀይርዎዓድና፡እንዳሞተትምኢሉህዝብና፡ኣንታይእሞክንብልኡይምባልዩዓቕምና፡ከምማይይውሕዝ ኣሎንብዓትና፡ ኣብ ድያስፖራ ዘለና እንታይ እዩ ዓዚምና,ኡይ እባ ንበል ኣብ ቅርዓት ወጺና, ሰላምን ቅሳነትን ክሰፍኖ ዓደቦና, ኣስላማይ ክሰግድ, ክስታናይ ክጽሊ,

ኣብ ቁዱስ መጻሕቲ ዝመሐሉ,ኣብ ቁርኣና, ኣብ ዳዊትና, ስብ ሕልና ካህናት መሻይኽ ኣለዉና, ለይትን መዓልትን ዝጽልዩሉ ንህዝብና, ንጋኔን ዘየምልኹ, ካህናት ድያቆናት መዘምራንን ኣለዉና, ኮሪዖም ዘኹሩዑና,,ኣስላምና ክስታና ኡይ ንበል ኣማናይ ህዝቢ ተላዓል, ድያብሎስ ክደሃል, ኣብ ጋሃንም እሳት ኣትዩ ክብል ሃል ሃል, እንቢ ንምልኪ ኣላ ቀላል, ኡይ ንብል ንማህለል, ከም ማይ ኣይሂ ኮይኑ ክወስዶም ንጸላእትና፡፡

ኣስላምና ክስታና, ኤርትራዊያን ደቀባት ኣጆኹም ኣጆና, ብሎኽመኛታትን ብኢሰያሳዊያንን, ውሑድ ዶ ተታሊልና, ውዒሉ ሐዲሩስ, ንጃንዳ ህግደፍ ክንዕወተሎም ኢና፡  

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox