^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 92 guests and no members online

ላምፒዱዛ ኣይረሳዕናን እቲ ቃንዛ

ኣደ ምስ ደቃ ከምዛ ዋዛ

ምስ 368 ርእሳ ኮይና ቀለብ ዓሳ

ህዝቢ ኤርትራ ሲኢኑ ጓሳ..

(ደቂ ኤረይ ሃየ ድምጽና ንዶክተር ኣልጋነሽ ክንህብ ንጓየ)

ምሕደራ ጭፍራ ህግደፍ ውጺኢቱ እዚ ምዃኑ እንዳ ረኤናዮ, እቲ መርጫ ክዛዘም እንዳ ተቓራረበ, እንታይ ንጽበ,ጉጅለ ኢሰያስ ቀደም ውን እንተኾነ, ጭርሖኦ ጸረ ዕላማይ ሃገራዊ ኣይኮነን, ንዕላማይ, ዘይጻረር ፈታዊየይ ዋላ ሸጣን ይኹን,,  

ንዝኽርኹም ትኹን ኣዛ ግጥመይ

መግለጺ ሐዘነይ ከም ህዝበይ

ጽንዓት ያሃብኩም ያሃበና ደቂ ኤረይ,

ላምፒዱዛ ኣይረሳዕናን እቲ ቃንዛ

ኣደ ምስ ደቃ ከምዛ ዋዛ

ምስ 368 ርእሳ ኮይና ቀለብ ዓሳ

ህዝቢ ኤርትራ ሲኢኑ ጓሳ..

ኣስላማይ ክስታናይ ናይ ኤርትራ ህዝቢ

ፍትሐዊያን ከም ቆፉኡ ዝተሃረመ ንህቢ

ንዝኽሮም ንነብዕ ኣለና ኑኡስ ምስ ዓቢ

ላፒዱዛ ሕጂስ ያኣኽለና እባ

ኣሰሮም ክንደይ መንእሰይ ሲዒባ

ኤርትራዊት ኣደ ኣይረኸበትን ዓስባ,

ብጭፍራ ህግደፍ ኣብ ዓዱ ቅሳነት ሲኢኑ,

ህዝቢ ኤርትራ መዛረቢ ህዝቢ ዓለም ኮይኑ

ብህልቀት ላፒዱዛ ማሳና ነቢዑ ሐዚኑ

ገለ ክንዲ ዓገብ ኣብ ገዙኡ ነብዔ ደኒኑ,

ንመን ኣመኖ ርእሱ ክተድንኖ

ንህዝቢ ኤርትራ ወካሊት ክትኮኖ

ንሕልሚ ጋኔን ፋሕ ኣቢላ ክትብትኖ,,

ጽላኢና ጉጅለ ህግደፍ ዩ ነለልዮ

ብኽያትና ከብቅዕ ካላእ ትብከዮ

ብርዕና ናብ ዶክተር ኣልጋነሽ ነቕነዓዮ

ንዝኽሪ ላምፒዱዛ ብኸምዚ ዛዚመዮ..

ሃገራት ኣፍሪቃ ኣብ 52,ካብ መግዛእቲ ነጻ ክወጻ ከለዋ,እንግሊዝ ንሱዳናዊያን, ነጻነትኩም ክንበኩም ምስ በልዎም ባዕደል ፉጡር ኢሎም ይበሃል, ሕጂ ኸኣ ኤርትራውያን ናይ ቶም ህግደፋዊያን ስ, ደሐን,

እቶም ደለይቲ ፍትሒ እንታይ ንጽበ, ቁጽርና ኣኺልዎ ንሱ ጥራይ ድዩ, ንዶክተር ኣልጋነሽ ፍስሃ ጋንዲ, ዘይተድምጹ, ዶስ ከም ሱዳናዊያን ባዕደል ፉጡር ክትብሉ ኢኹም, ትጽበዩ ዘለኹም,,

ናይ ዶክተር ኣልጋነሽ ዓወት, ንቃልስና ሐደ ስጉምቲ ንቕድሚት, ንጃንዳ ህግደፍ ስዕረት,ካሳብ ሕጂ ክልተ ሽሕ ዘየብጻሕናዮ,መዓልትን ከልብን ከይጸዋዕካዮ ይመጽእ እዩ እሞ, ሃየ ላብቶብና, ከፊትና እቲ ፎሩም ንምላኣዮ,,ያኣኽለና ክሳብ ሎሚ ትም ዝበልናዮ, ምብላዕ ምብልዑ ዝብኢ ዓድና ይብላዓዮ, ዶክ ኣልጋነሽ ዋዕሮ, ኣብ ሑባራት መንግስትታት ወካሊታና ክትከውን,,ንጉጅለ ህግደፍ ከምቲ ደም ዘንበዓና ደም ነንበዓዮ,

ከም ትዕወት ኣራጋጊጸ, ሕጂ ውን ቪቫ ኤርትራዊት ዋዕሮ ወሲዳታ ክብል,,1681 መሊኣታ, ንክልተ ሽሕ ኢደይ ኢድካ ንበል እንዶታ,,

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና, ስዕረት ንህግደፍ, ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝብና, ,

  

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox