^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 48 guests and no members online

መስከብ ዶ በልካ ጊደሁን ሙሁር ደንቆሮ

ምህሮ ብዘይ ኣእምሮ ካብ ምህሮስ ኣእምሮ,,

ፍትሒ ይንገስ ዝበለ ዝረኸቦ, ብነዊሕ መልሐሶም ሕልና ኣልቦ, ጸረ ዓደቦ ኣገልገልቲ ዲክታቶር, በዓል እዚ እዮም,ሕማም ቃሐር, ሰሚዕኩም ዶ ልቦም ጠዋይ, ንኤርትራዊያን ከሊኦምና ምምባር, ኣነ እየ ፋጥና ኣብረሀት, ኣነ እየ ምሐመድ ብርሃነ,,ኣስላም ኣብ መስጊድ ንሰግድ, ክስታን, ኣብ ቤተ ክርስትያን, ጸሊና, ኩልና ንብል ኣሜን, እምነት እንታይ ኣፍሊጥኩም እኒ ጊደሁን ሰዓብቲ ጋኔን, መሰል ህዝቢ ኤርትራ ብኣኹም ማዓስ ይውሰን,,

ኣስላምና ክስታና

ምስ ዋዕሮ ታትና

እዚዩ ምልክት ሐድነትና,

ሰላማዊ ሰልፊ ኣስመራ ከረን ኣቁርደት ተሰነይ, ዓዲ ቐይሕ ኣፍዓበት ዓሰብ ናቕፋ, እዩ ምስክር, ኤርትራዊያን ብሐደ ከም ንነብዕ, ብሐደ ኣውያትና ከም ነስምዕ,,

ድምጺ ህዝቢ ካብ ኣስመራ ነጒዱ,ንጭፍራ ኣብ ድያስፖራ, ኣርዒዱ, ድምጽና ኣብ, ሽወደን ሎንደን ኣመሪካ,, ጀርመን, ግድጺ ኣውስትራልያ,ካናዳ ሆላንድ, ኖርወይ, ስዊዘርላንድ, ፈረንሳ,ኣብ ሮማ, ሱዳን ኢትዮጵያ፡ኣብ ቅርዓት ወጺና ብመስርዕ, ባርባራዊ,ተግባራት ጭፍራ ህግደፍ ነቃልዕ,, ምስ ሰዓብቱ ደም ከም ዝነብዕ ገርናዮ, ቀሪብና ኢና ንክርዳድ ካብ ግራትና ንጽህዮ, ደጊም ቦታ የለን ከም ጊደሁን ዋህዮ,

ምስ መራሒኦም ቢኢዱ

ተ, ሰሚዖም ዝርዕዱ

ጀ, ሰሚዖም ዝስንብዱ

ሃ, ሰሚዖም ዘዕበድብዱ,,

ብደም ጀጋኑ ከም ዝመጸት ሃገር,ማዓስ ብሙሁር ደንቆ ይንገር,ሕድሪ ስዉኣት እንተ ዝትግበር, ዶ ጀጋኑ ስኩላት ኲናት ማይ ሐባር, መሰል ሐቲቶም ምተረሸኑ, ሕድሪ ጀጋኑ እንተ ዝኽበር, ዶ ኣብ ዓዲ ኣበቶ, ብዘይ ሕቶ, ደቂ ስዉኣት ብረሻሽ ምኾኑ ህንኩቶ,ድፉን ጊደሁን, መስከብ ዶ በልካ, ጥንቅልዒት ዝሸንካዮ ናብ ነብስኻ, መስከብ እሺ ኢልካ ትሕሾ ባዕልኽ,,

ህግደፍ ብህዝባዊ ናዕቢ ሰንቢዶም

ኣብ ርእሲ ከተማና ወጺኡ ጉዶም

ህግደፋዊያን ምሱኡ ዩ ፍርዶም,

ትንፋስ ሰዄዕ ወዮ ከዳዕ ህግደፍ

ጽባሕ ኣብ ናይ ታሪኽ ጓሐፍ,

ክሳብ ዝጓሐፍ,

ሙሁር ደንቆሮ ጀሚሩ ሀለፍለፍ,

ህግደፋዊያን ጸረ ሐርነት

ጽባሕ ብሐለንጊ ዉጹዓት

ኣይትቕሰኑ ክወርደኩምዩ ማዓት,

ዝተደጎለ ሐዊ ዝጠፍኤ ይመስል,

ወይሉኡ ናባና ኢዱ ዊጥ ዝብል,

ሎሚ ዘመን ክትብሉ ኢኹም ቅምስል,

ከም መራሒኦም ብጸጋም ዝተንሱኡ

ንጽቡቕ ናይ ህዝቢ ዝጻቡኡ

ምስ መራሒኹም ኢኹም ተጠፍኡ,

ኣገሪሁ ኣብ ርእስና ደይቡ, ኣብ ሕንብርቲ ደቀባት ኣዝጊቡ,ምስ ሰዓብቱ ንህዝቢ ኤርትራ ዝኸድዔ,, ኢሰያስ ሳጥናኤል,, ማዓልትኻ ቁጸር ደጊም የለን, ብኣኻን ብጉጅለኻን ዝህመል,,

ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ, ኤረና, ሸዊት ለምለም ክኸውንዩ ዓድና, ክቡር እዩ ሕድሪ ሰማእታትና, ብበርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን,,

ስዕረት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን፡፡

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox