^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 41 guests and no members online

በትሪ ሐቂ ትቐጥን እንበር ኣይትስበርን,

ታሪኽባዓልቲ ቤቱ,ንስዉእብርሃነ ተስፋማርያም,ማየስትራኪኪ (ጸጋይን)

ታሪኾም ኣንቢበብዙሕ ተገሪመ

ጀጋኑሸፋቱክበሃሉ ርእሰይሐሚመ,

እንታይ ይፈልዮም ካብቲ ሕድሪ ዝጠለመ,

ሳምናታትንተዘክሮ, ብርሃነተሸኪማ,

ኪኪ ሔማሕድራማዓስጠሚማ,

ኦ,ኣምላኻኣርእየናናይሰማእታትናጻማ,,

ኣብ ዘይናቶም ታሪኽ ዝሃውተቱ ማንታ

ንዋዕሮን ንናቱ ሐድጊን ክንደይ ትደፍሩ,ታ

ነዚ ጅግና ዲኹም ክትብልዎም ነሩ ሽፍታ,,

ላሎየ ላሎ ወደባት ዓደይ ይራኣየኒ ሎ

ዜማ ኮኾብ የማነ ባርያ ይዝከረኒ ኣሎ

ወደባትና ባሕርና ንመን ክትዕድሎ

ሎምስ ዕላማ ኣለዋሃ ምላሽ ደምቑሎ,,

ጉያ ጉያ መንገዲ ጽርግያ

ሽም ለዋዊጥካ ጉያ ተዓዚብናያ

ንኤርትረያ መን ዘይተመነያ,

ከም ኣርዮስ ከይሐፈሩ

ታሪኽና ከፍርሱ ዝጽዕሩ

ተንኮል ክኣልሙ ዝሕድሩ,

ሐቀኛታት መሲሎም ክዛረቡ

ኣገሪሆም ልቢ ንጹሃት ክሰልቡ

ምኹሉያት ብግሉጽነት ይዛረቡ,

ሕልና ተቓውሞ ሰሮሞ

ንባይቶ ሐኒቖም ሒዞሞ

ክልተ ኤሊተ መቓቒሎሞ,,

ዝሰራሕክምዎ ፈንጥሑ ተባሂልኩም

ጽባሕ ውን ምስ መዝሙር ሰላም

ኣባ ብልሐቱ ክትሐብሩ ይእዝዝኹም,

ጫማኻ ዝመስል ኣብ እግርኻ ዘይኣቱ,

ንበጃ ህዝብን ሃገርን ዝወደቑ ሸፋቱ

ኣግኣዝያን ዶ ወዘተ ዝብሉ ዑሱባቱ,

መሰል ናይ መን ኢኹም ትጣበቑ

ነቶም ብውዲት ንሃገር ዝሸጡ

መሰሎም ዩ እንዳበኩም ዝሃውተቱ

ኩሉ ክሕልፍዩ ምስ ኣኸለ መዓልቱ,,

ተዃሉ ካድራቱ ኣዋፊሩ ብምስጢር

ተኣማሚኑ ታሪኽና ክሐክኽ ይጽዕር

ሐዳስ ኤረትራ እንዳ በለ ይጭድር,

ንሕና ክንዋጠጥ ኣፍና ደም የውጽእ

ንሱ ንደቀባ ለይትን መዓልትን የጥፍእ

ዕንቅፋት ቃልሲ ብመዓልቱ ጉድኩም ይወጽእ,

ንመሰል እንዳ ተቓለሰ, መሰል ካልኦት ዝገሃሰ የለን

ካብ ራስ ቄሳር ክሳብ ራስ ዲሜራ, ሃገር ንሃገራዊያን

ያኣክል ኤርትራ ሕንቲ እያ, ኤርትራ ንኤርትራዊያን,

ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ, ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር

እዩ ብ.በርሀ ካብ ሃገር ጀርመን፡ ስዕረት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን፡፡

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox