^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 89 guests and no members online

ኤርትራዊ ወደባት, ግርማይ ኪዳነ ወዲ ፊሊፖ,ሰማዒ ሲኢንካ እንበር, ንስኻስ ኣቐዲምካ ኣውጅካ,, ጥልመት ከይድገም, ተቃውሞና ብኤሊተ ከይህረም, ንዓመታት ጺሒፍካ, እወ ሰማዒ ሲኢንካ,ዘንበበ ዩ ምስክርካ,, ግርማይ ኪዳነ ወዲ ፊሊፖ ኣጆኻ, ካብ ቀደም ሕጹብ መዓንጣኻ,ናይ ታሪኽ ሰነድ ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ፡፡

(ሐርበኛግርማይኪዳነወዲፊሊፖ)

ዘሕምቖ ኣሎኒ በትረይ ኣቐብሉኒ

ዘዝከኣለ ሰልፊ ምንቅስቃስ ኣሊኒ

ወ,ሰማዒ ኣይረኻብካን ዘለዎ እዝኒ

ኩሉ ኣንቢቡ ትም እንታይ ገደሰኒ,

ሉኡኽኣስራተካሳሎኽመኛኣርዮስ

ኣይተ ኣርዮስ ዝመራሒኦም

ንሕልሚ ዓባይ ትግራይ ዘለዊም

ወዲ ፊሊፖ ቀደም ኣጋሊጽካዮም,

ንሱዩ ኣይተ እንዳበለ ጽውዖ

ብተልእኾ ንህዝቢ ከይገዛዝዖ

ተንቢህካ ንህዝቢ ከም ዘንብዖ,

ደቀባት ትብል ቃል ዘይፈቱ

እዚ ሎኽመኛ ሰለ ዝኾነ መተዓቢቱ

ወዲ ፊሊፖ ኢሉና ዓይንኹም ክፈቱ

ንደቀባት ከጥፍእ ከም ዝለኣኽዎ ጎይተቱ,

ምስ ምክልኻል ሐይልታት

ተቀባሊ ሕድሪ ሰማእታት

ርግጽ ዩ ከም ንዕወት ደቀባት

እወ ንሕና ተጋድሎ ሐርነት

ወ,ንሕና ህዝባዊ ሐይልታት

ጽባሕ ህዝቢዩ ወራሲ ዓራት,

(ንኤርትራ እወ ንሕና ደቀባታ)

ፈላሊኹም ግለጹ

ምስ ወግሔ,, ከይትግለጹ

ኣብ ጀብሃ ሻዕብያ ጅግና ዋዕሮ

በጃ ህዝቦም ሃገሮም ተበጅዮም,

ካብ በልማማ ሸፋቱ ምባል ተኣረሙ

ኣይፋል እንተ ኾይኑ መልስኹም

ንስኻትኩም ውን ተልእኾ ኣለኩም,,

ጀጋኑና ዝተበጀው ንዓደቦ

ምስ ሸፋቱ እንታይ የራኽቦ

ናበይ ዩ እዚ ኹሉ ጎቦ ጎቦ,

እወ ታሪኽ ህግደፍ ክጓሐፍዩ

ተቃለስቲ መሲልኩም ትፈላልዩ

ዑሩባት ሕልና ምሱኡ ትድርበዩ

ታሪኽ ህዝቢ ኤርትራ ግን ህያውዩ,

ዓወት ነት ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ, ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር

እዩ ብ.በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን፡ ስዕረት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን፡፡

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox