^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 38 guests and no members online

An Eritrean is never alone, Brhane

ጭርሖ ብርሃነ ተስፋማርያም (ወዲ ባሊላ)

ኣዝማሪኖ ሕድሩ ዘይጠለመ በዓል ማሕላ

ብጅግንነት እንዳ ተሳቐየ ንሃገሩ ተበጅዩላ

ኤርትራ ኣስላም ክስታን ብስኒት ዝወደቑላ,

ኪኪ ጸጋይ ዋዕሮ ኣጆኺ

ክንዲ ኣቦ ኣደ ኮንኪ ሐብሒብኪ

ዘዕበኽዮም ደቅኺ

ፈረይትን ጸገይትን ይግበሩልኪ,

ድሕሪ ነጻነት ዓገብ ተባሂሉ

ኤክስፖ ደቅና ዝተረሸኑሉ

ህዝቢ ኣይትሳዕስዕሉ ኢሉ

ኣርዮስ ፈዓራ መዓስ ገሩሉ,

ጭርሖ ዋዕሮ ጭርሖ ጀጋኑ

ንጸላእቶም ፍጹም ዘይደነኑ

እታ ክብርቲ ሂወቶም ዝመነኑ,

እወ ንሱዩ ቲ ሐቂ ስዉእ ብርሃነ ጅግና

ጀብሃ ሻዕብያ ንሐንቲ ኤርትራ ወዲቅና

ሸፋቱ ኣይኮኑን ጀጋኑ ሰማእታትና,,

ገባራይ ሸቃላይ ተማሃራይ ሙሁር

ኩሎም ወዲቖም ስለ ህዝቢ ስለ ሃገር

ዓደይ ዓዲ ጀጋኑ ተጠሊምኪ እንበር,

ተወሊጀ ምስ ኮኑ መራሕቲ

ካብ መግዛእቲ ናብ መግዛእቲ

ሐርነት ሐሪምዎም ደቂ ርስቲ,

መግዛእቲ ብደምና ተፋንዩ

ትምኒት ጀጋኑ ብኣርዮስ ተቖጽዩ

ይነብር ኣሎ ንህዝብና ፈላልዩ,

መልሲ ንልቦም ጠዋይ

ኣይፋልካን ዞማይ ካሕዳይ

ኮንቱ ሕልሚ ንዓባይ ትግራይ,

ተግባራት ገዛእቲ ተደገሙ

ቅሳነት ሐሪምዎ ፈጺሙ

ህዝቢ ካባኹም ነፊጹ ሃዲሙ,

በይኑ ዝማጎት ዝረትዖ ነይብሉ

በይኑ ዝጎይ ዝቕድሞ ዘይብሉ

ክልተ ካብ ሚኢቲ ዶ ጎዲሉ,

ኣውሮጳ ዶ ኣመሪካ እንዳ በሉ

በታ ሐሳዊት ልሳኑ ቲቪ ኣቢሉ

ካብ ተሐታትነት ክሃድም ኣምስሉ,

ተቃወምቲ ውድባት ካብ ደቀሱ

ኣስመላሽ ብልሳን ኢሱ ሐሱ

ግን ኣለዋና ኣለዉና ንስኻ ንሱ

ቀሲንኩም ኣይትደቅሱ,,

ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ, ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር

እዩ ብ.በርሀ ካብ ሃገር ጀርመን፡ ስዕረት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን፡፡

ዝብእስ ኣብ ዘይፈልጥዎ ዓዲ ከይዱ ማእሲ ኣንጽፉለ በለ

ሰራቒ ዶ ክብለካ

ብሐርነኛታት ተኣሚንካ

ምስጢራት ጀጋኑ ዘረከብካ,

ኤርትራ ን30 ዓመት ፈሲሱ ደማ

ሰማእታትና ሲኢኖም ጻማ

ድሕሪ ነጻነት ተሰዲዱ ህዝባ,

ሰራቒ ሞባእ ባዕሉ ይላፋለፍ

ተዓሲቦም ዝብሉ ቀጠፍጠፍ

ንህዝቢ ክፈላልዩ ዝብሉ ሃለፍ,

ኣብ ባህልና ዝተለምደ ኣሎ

ንዝለመነ እንተለካ ትተኹበሉ

እንተ ዘይብልካ ይርዳእካ ትብሎ,

ሕኑቕ እንታይ የውጽእ ዓፍራ

ርክቦም ምስ ጉጅለ ኤርትራ

ንቃልስና ተቛጻጺሮም ጭፍራ

ብቋራጭ ክኣትዉ ንስመራ,

ብሩህ መጻኢ ዶ ኣግኣዝያን ኢና

ሕጂ ኸኣ መዝሙር ሰላም ትግርኛ

እንዳበሉ ብ2,ኤሊተ ንዕቀፍ ኣለና,

ይርዳኩም እኒ መዳኸሚ

መን ወኪልኩም ሎሚ

ንናይ ትግርኛ ሰልፊ ሕልሚ,

ንሐድነትና መን ዩ ዝትንክፎ

ጮማ ኣደባኻ መረጽ ካብ ኩትፎ

ኤርትራዊ እንተ ኮንካ ነጸላኻ ንገፎ

መርገጽካ ነጽር ጎቦ ጎቦ ግደፎ,

እቶም ክልተ ጻሕሊ ዝበልዑ

ተቃወምቲ መሲሎም ዘዝንግዑ

ኩሉ ዘፍ ክብልዩ መዓልቱ በሊዑ,

ጭርሖኹም ክሳብ ምግንጻል

ግደፍዎ ኤርትራዊያን ኢና ምባል

ኤርትራ ኣይትደልን ምምቕቓል,,

ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ, ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር

እዩ ብ.በርሀ ካብ ሃገር ጀርመን፡ ስዕረት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን፡፡

እቶም ክልተ ጻሕሊ ዝበልዑ

ተቃወምቲ መሲሎም ዘዝንግዑ

ኩሉ ዘፍ ክብልዩ መዓልቱ በሊዑ,

ኤርትራ ን30 ዓመት ፈሲሱ ደማ

ሰማእታትና ሲኢኖም ጻማ

ድሕሪ ነጻነት ተሰዲዱ ህዝባ,

ኤርትራ ደንጒናኪ

ዕንቅፋት

በዚሕዎ ናይ ሐርነት ቃልሲ,

ሕማም ደሐር ኣትይዎ ደግሲ,

ዳግማይ መግዛእቲ

መሪርዎ ውላድኪ

ዘዝተወልደ ሐዲጉኪ

ከይዱ ውላድኪ

ጅግና መሪሕ

መድሕን ህዝቡ ሲኢንኪ,

ኤርትራ ብስደት ተፈሊጡ ሽምኪ፡

ንታሪኽ ስዉኣት ደቀባት ንጅግና ስዉእ ብርሃነን ክትፈልጡ ነዚኣ እንተርቨዩ ስምዑ፡፡

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox