^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 85 guests and no members online

ንውዲት ንእከይ ተግባሮም ንኹሉ

ን,ንሕና ንሕና ዝብሉ በሊዖም ኣሉ

ኤርትራዊያን መዓስ ኢና ንነቕሐሉ

ኤርትራዊያን ብወርቂ ኣልማዝ ዘይትመኑ

ኣብ ከተማታት ኣኽራናት ሂወቶም ዝመነኑ

ጅግንነቶም መዛረቢ ዕረ መልሐሶም ኮይኑ,

ንሕና ኮና ብጾቶም እንበር

ጅርጋኑ ዝኸፈለት ሃገር

ብዒደር ልሳኖም ትድፈር

ነዚኦም ዝፈረየት ኣደ

ንሃጸይ ንደርጊ ዘሰንበደ

መተካእትኦም ተሳኢኑ ሐደ,

ድሕሪ ጀብሃ ኤርትራዊ ቆሪሩ

ውሽጡ ሑሩር ኣፋል ንተጋሩ

ኣብ ዘይምልከተኩም ትማጣጠሩ

ክንደይ ግዜ ሕቖ ህዝብና ክትሰብሩ,

ህዝቢ ጽቡቕ ገሩ ክነሱ

ኤርትራዊ እንታይ ኣቢሱ

ቁስሉ ዝጉዳእ መመሊሱ

ነዚ ኣይኮነን ደሙ ኣፍሲሱ,

ኣሉላዊያን ንባድመ ኣዘንግዕ

ብውዲት ንሕቖ ተሐኤ ግዝዕ

ሐጂ ድማ ንወደብ ዓሰብ ጽግዕ,

ገብሩ ኣስራት ትግራዋይ

መጽሐፍካ ነዓና ጽውጽዋይ

ምስ ዓሰብ ዓባይ ትግራይ

ንኤርትራ ቅበጽዋ ኦሮማይ,

ብክልተ ኤሊተ ቅሳነት ተሳኢኑ

ህዝቢ ኤርትራ ሕልሙ በኒኑ

ዋና ርስቲ ክነሱ ለማኒ ኮይኑ,

ኣርዮስ ብስዉር ሰሪሑ

ሕጂ ግን ጉዱ ተቐሊዑ

ናይ ኣግኣዝያን በዚሑ

ናይ ብሩህ መጻኢ ዘንቢዑ

እቶም ብትግርኛ ዝጽዉዑ

ኣንጊሆም ዝባኑ ዝቐልዑ

ብተልእኾ ንህዝቢ ክገዛዝዑ,

ኣማን ብኣማን ዛንጡይ ማንጡይ

ዕላምኦም ጸይቂ ንህዝቢ ዝጎዛዚይ

ምሸት ንግሆ ንዝና ዓዲ ሃገር ምውጣይ,

ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ, ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር

እዩ, ብ.በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን፡ ስዕረት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን፡

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox