^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 72 guests and no members online

ሰላም ደቂ ኤረይ ደቂ ባሕሪ ነጋሲ

ንነጻት ንሐርነት ዝጀመርናዮ ቃልሲ

ናጤባ ወዲቑና ሕድ ሕድ ደም መፋሰሲ,

ኣስላም ክስታን ክንበልዕ ክንሰቲ

ብስሚላህ በስምኣም ንብል ኣመንቲ

ንሕና ስለ ዝኾና መታርፍቲ,

ብስኒት ነፍርሶ ንጉጅለ ፋሺሽቲ,

ብሂወቱ መን ርኢዎ ንድያብሎስ

ኣብ ኤርትራ ዝፈረ ተንቤናይ ኢሰያስ

ሰብ መሰል ኣብ ሃገርና ዘሎ ኣርዮስ

ኣብ ሜሬቱ ንህዝቢ ከሊእዎ ድቃስ,

ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ጠንቂ ናይዚ ኹሉ

ርትራ ትበሃል ሃገር ንኽይትህሉ

ጎራባብትና ካብ 52 ጀሚሮም ይሰርሑሉ,

ኣገልጋሊ ናይዚ ኢሰያስን ጃንዱኡን ባዕሉ,,

ድሕሪ ነጻነት ዝካየድ ዘሎ ስልቲ,

ብሕጊ ትምራሕ ሃገር ከትህልወና መእንቲ,

ኣብ ዞናና ዘለዋ ሃገራት ንኢሰያስ መወልቲ

ህዝቢ ኤርትራ ኣይንላዕሊ ኣይንታሕቲ,

ቅድሚ ብጉዳይ ህዝብን ሃገርን ምዝራብ

ዓጽሚ ዝሰብር ቃላት ካብ ምድርባይ ተቖጠብ

ሂወት ስዉኣትና ብወርቅን ኣልማዝን ዶ ይርከብ,

ብውሽጢ ውሽጢ እኩይ ተግባሩ

ካብ ሰልፊ ነጻነት ዝጥዕም ሽም ዶ ነሩ

ብሩህ መጻኢ እንዳ በልኩም ትጀሃሩ,

ኣብ ስደት ካብ ምልዮን ንላዕሊ

ኤርትራዊያን ኣሎና እየ በሃሊ

እዞም ተቓወምቲ ኢና በሃልቲ

ንክንቃለስ ዝጸናሕና መናኣኣስቲ..

ብኣሻሐት ተኣኪቦም ፈሺልኩም

እንተ ትብሉና ተዓወቱ ምበልናኩም

ግን ካብ ቁጽሪና ንላዕሊ ዘይብሎም

ክንዲ ኣጆኹም ምንእኣስ ጀሚርኩም,

ገለን ብጅግንነት ዝተሳዕረት ኢትዮጵያ ተድንቑ

ገለ ንህግደፍ ትንፋስ ክሰኹዑ ከይደቀሱ የንባህቑ

ገለን ንታሪኽ ጀብሃ ኣናኣኢሱ ቁልቁ ኣፉ ይንቁ

ብተልእኾ ውዲት ዝኣልም ዘይተርፍ ዩ ምውዳቑ,

ኤርትራዊያን በዞም ኣዛብእ

እንዳ ረኤና ዲና ክንጠፍእ

እንታይ ክደግሙና ካብዚ ዝኸፍእ,

ነቶም ምስ ህግደፍ ዝጠዓሞም

ኤርትራ ንኤርትዊያን ዘሕምሞም

ጭርሖና ንስዩ ደም ይጥዓሞም

ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ, ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር

እዩ, ብ.በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን፡ ስዕረት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን፡

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox