^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 94 guests and no members online

ብኣባል ተሐኤ,ንምሉእ መሰል ርእሰ ውሳነ, መተካእታ የብሉን ብመትከል ብዕላማ ተሐኤ, ክሳብ ሎሚ ኤርትራ ንኤርትራዊያን እንዳ ጨረሔ, ኣብ ቀጽሪ ተ,ሐ,ኤ ክቃለስ ዝጸንሔ፡፡

ትማልን ሎምን ነውሊዔይ መለይ ይኣምን

ሕጂ ውን ጭርሖና ኤርትራ ንኤርትራዊያን,

ኣብ 2018 ከምዚ ክብል

ንጭፍራ ኣፍሪስና ክንዘልል

ኣብ ኤርትራ ቅዋም ክንተክል

ናተይ ትምኒት ነዚ ይመስል,

ንሕና ኣብ ስደት ደስ ደስ

ሳኣን ብስኒት ብግስ

ኣርዮስ ታሪኽና ይድምስስ,

ንኤረትራውነት

ን30 ዓመታት

ከፊልና ብሉጻት,

መንነትና ከህስሱ

ካብ ተበገሱ

ንፍለጦ ፈውሱ,

ኣቱም ሃገራዊያን

ሐደ ምዃን

ሕጂ ዩ እቲ እዋን,

ን27 ዓመት ደቂ ኤረ

ብኤሊት ምስ ተዘወረ

ንቃልና ሲኢናሉ ፍረ,

እዚ ካብ ኮነ

ዝመስለኒ ኣነ

ሕጂ ክንሳነ,

ኣብ ትጽቢት ዶ ይንበር

ንድሕነት ህዝቢ ሃገር

ንውዲተኛታት ክነባርር

ብስኒት ወሲና ንፈር,

ደጊም ብውዲት ብቓጻ

ንኤርትራ መን ክረግጻ

ብተንኮል ዘይኮነ ብነጻ

ክትመርጾ ክመርጻ,

ብሰናይ ሓሳብ

ከም ሰብ

ብፍቕሪ ክንዋስብ,

ብ,ሐደ ክንድ ሽሕ

ብስኒት ዝመርሕ

ናብ ዓወት ክንበጽሕ,

ብስኒት ብሐቦ

ካብ ገጠር ጎዶቦ

ዝመርሕ እዝገ ዝሃቦ,

ለውጢ ዝጸልእ

ንደቀባት ከጥፍእ

ሐስዩ ጅቡኡ ዝመልእ,,

ከይጀመረ እቲ ጉዕዞ

ከም ጠቢብ ዝሐዞ

ፈር ፈር ኢሉ ቲፎዞ,

ትጽቢት ነዊሑ

ወይ ምርሑ

ወይ ተመርሑ,

ብ,በርሀ ኣባል ተ.ሐ.ኤ

ምስ ብጾቱ ከይተሐብኤ

ብዕላማ ክቃለስ ዝጸንሔ,

ኣብ ጎቦ ዘሎ ንፋስ ይሰዶ

ኣብ ሩባ ዘሎ ውሕጅ ይሰዶ

ነዚ ዓመት ብስኒት ንኺዶ,

ዓመት እቕረ ንበሃሃለሉ

ካብ ጌጋና ንመሃረሉ

ዓመት ስኒት ምስ ኩሉ,

ሕልምና ዝሰምረሉ

ንዓድና ንምለሰሉ

ፍትሒ ዝነግሰሉ,

ዓመት እንካን ሃባን

ዓመት ምክብባርን

ንህዝብና ንምድሐን

ይግበረልና ኣሜን,,

ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ,ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ብበርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን፡ስዕረት ንጉጅለ ህግደፍን ዓንገልቶምን፡

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox