^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 66 guests and no members online

ሰላም ደቂ ኤረይ, ዘይከምቶም ዝበረቐ ጸሐይና ዝብሉ፡

ነጻነት ብተዃሉ ምስ ተመንዘዔ, ንዳግማይ መግዛእቲ ህግደፍ ዝበሉ እንቢ,

ኣብ 2018 ንዳሎ,እንተ ሰሪሕካ ክሕግዘካ እየ እዩ ዝበለ ኣምላኽ ረቢ, ን

ህግደፍ ኣፍሪስና ባይቶ ንተኽለሉ ዓመትና ይበሎ,

ክሕግዘና እቲ ኩሉ ዝከኣሎ፡፡

ደቂ ኤረ ዘይተነገረ እንበረ

ብኣርዮስ እንታይ ዘይተገበረ

ንመኸተ ከይተወፈረ

ብትንቢት መን ምስ ተሳዕረ,

ብሄሊ ኮብተር መራሒ ጭፍራ

ካብ ሐጽቢ ዓዲ ሃሎ ነስመራ

ዓዲ ፍትሒ ዝነበረት ኤርትራ

ዓዲ ሰማእታትና ተገፊፉ ኽብራ,

ኩሉ ብጭፍራ ተሃጊሩ

ንባህልና ክብትን ጻዕሩ

ጡብ ኣደ ንቒጹ ነዲሩ

ቆልዓ ጸባ ሲኢኑሉ ገሪሩ,

ኣባ ጎብየ ሐኾተ ንሱ

ንሕና እንብር ንሱ ዶ ደቂሱ

ይጽበሎ እከይ ፊሒሱ,

ገ እንዳ በሉኻ ዶ ትጋገ

ለውጢ ብዘይ ደገፍ ናይ ደገ

ብጉጅለ 15 ቀድም ምተረጋገጸ,

ናይ 31 ጥቅምቲ ህዝባዊ ናዕቢ

ኮይኑና ሎ መለበሚ መዛረቢ

ህዝቢ ከም ጅግና ወዲ ዓሊ

ብደገ ደገፍ ተቓወምቲ ከም ዝደሊ,

ምኽርና ከይስማዕ

ብሉኡኻት ንግፋዕ

በዚሑ ምግድዳዕ,

መንእሰይ ባእሲ ግደፎ

ነቲ ኣብ ዓዲ ዘሎ ክነናግፎ

ንህግደፍ ብስኒት ክነጽድፎ,

ቃልሲ ዘረባ ኮይኑ ተሪፉ

ናይ ሐባር ጸላኢ ክተጽድፉ

ካብ ዘረባ ግዳ ዘይትጥርነፉ,

ስለ ቶም ከም ሽምዓ ዝመኸኹ

ኣሉታዊ ቁስሊ ኣይትሕከኹ

ኣብ 2018 ከ

ክንሳነ ዶ ክንባኸ,

ናይ ድያስፖራ ተቓወምቲ ንሕና

ብዳውን ዳውን እንታይ ኣፍሪና

ካብ ማእሰርቲ ንመን ኣድሒና

ካብ ምስሕሐብ እንተ ወጺና

ፈተውትናን ጸላእትናን ኣለሊና

ኣብ 2018 ክራጋገጽ ዩ ዓወትና,

ብሸርሒ ዘይኮነ

ምስቲ ክምክት ዝወሰነ

ደጊም ፍቕሪ እየ ዝምነ

ሕነ ናይ ህዝቢ ክንፈዲ

ንሱዩ እቲ እንኮ መንገዲ,

ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ,ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ ብበርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን፡ስዕረት ንጉጅለ ህግደፍን ዓንገልቶምን፡

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox