^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 63 guests and no members online

ዉሽጡ ሑሩር ንኣብ ባርነት ዘሎ ህዝቢ ገዲፈ

በቲ ኣብ ስደት ኣብ ነጻነት ዘሎ ህዝቢ ክዛረብ

ብላንጋ ላንጋ ብስዉር ንጃንዳ ህግደፍ ዝምግብ፡

ኣብ ጀርመን ካብ 83 ክሳብ ሎሚ

ምስ ብጻተይ ተቓሊስና ብዘሎና ዓቕሚ

ሐገዝ ንቃልሲ መላዓሊ ወሲኸሉ ገጥሚ,

ኣብ ልዕሊ ህዝብና

ኣንጠልጢሉ ናይ ጥፍኣት ደበና

እቶም ዝበዝሑ ዝበረቐ ጸሐይና

ከም ወትሩ እቶም ዝወሐድና

ህግደፍ ኣይውከለናን ንብል ዘለና,

ኣይበዝሔን ዶ ኣይትበሉኒ

ሕልናይ ቅሳነት ከሊኡኒ

ኣጆኹም ኣጆና ጥራይ ኣስምዑኒ,

መጸዋዕታ ንመንእሰያት

ሕጂ ኣይተብዝሑ ምኽንያት

ብሐድነት ዘመዝገብናዮ ዓወት

ናብይ ከደ ናይ 2010 ብቕዓት,

ውሽጡ ሑሩር ኣፉ ዓርኢሩ

ጭፍራ ደስ ዝብሎም ይገብሩ

መንእሰይ ኣብ ዘረባ ተዋፊሩ,

ንቀርኒ ኣፍሪቃ ቅሳነት ክሰፍኖ

ቃልስና ብደገን ውሽጥን ነሕንኖ

መንሽሮ ቀርኒ ኣፍሪቃ ክፋኖ,

ንሱ ትርፉ ምስ ጋኔን ምምስሳል

ሴፍካ ናብ ፍትሐዊያን ምስሐል

ንሐደነት ኤርትራዊያን ምምቃል,

ካብ ሳዲስቲ ትኸውን

ጽቡቕ ክትገብር ፈትን

ዘይናትካ ትወስድ ኣይትሕንሕን,

ብውዲት ቅልጽሞም ሐቢጡ

ክብሪ ኤርትራውያን ቐንጢጡ

ህዝቢ ከይዛረብ ፈሪሑ ኣጽቂጡ,

እንዳ በልኩ ገ እንዳ በሉኻ ዶ ትጋገ

በዞም ለኽመኛታት ዓደይ ሐዲገ

ተዳልየ ኣለኹ መዓንጣይ ደግዲገ

ኣነሞ ዓጢቐሎም ኣለኹ ንኹሉ ሐዲገ,

ምስሌነታት ህግደፍ ብቀደሙስ, ወከልቲ ህዝቢ ዶ ኮይኖም ወከልቲ ጉጅለ ሸፋቱ እንበር, ብዘይ ሕጊ ንህዝቢ ገንዘብ ዘኽፍሉ, ኣብ ድያስፖራ ኣብ ዘዘለናዮ, ኣሰር ደለይቲ ፍትሒ ሆላንድ ንከተል,ጉጅለ ማፍያ ካብ ዲፕሎማሲ ዓለም ክንጸል,,

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና, ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝብና,ስዕረት ንጃንዳ ህግደፍ ዓንገልቶምን፡ በርሀ ዑቅባዝጊ ካብ ሃገር ጀርመን፡፡

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox