^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 56 guests and no members online

(መልሲ ነቶም ካባና ንላዕሊ ደሞካራስያዊያን ክኾኪ ዝፍትኑ)

ተር ከም ዓተር ዕላማይ ራኣያ

ገለ ዘይብላ ኣብ ናታ ዙያ

መትከለይ ኣውሊዔይ ቀጠልያ,

መንነተይ በርሀ ኤርትራዊ

ዕላምይ ንጹር ዩ ሃገራዊ

ተጃሃሪ ኣይኮንኩን ኣንቀድዓዊ,

ሱቕ ካብ ኣበኻ

ዕላማይ መትከለይ ከብራሃልካ

ኣነ ከምቶም ዝብሉ ያላኻ

ንፋስ ናብ ዘበለ የብል ከይመስለካ,

ከላእ ትም በል እንታይ ክተዛርበና

ኣነስ ኣይሽየጥን እየ ኣሎኒ ሕልና

ብሸፍኒ ሸፍኖ ኣብ ስደት ሰፊርና

መንነቶም ዝሐብኡ እንታይ ፈድዮምና,

ተቃላሳይ ናይ ስግር ዶብ

መምህረይ ዓቂንካ ተዛረብ

ፕሮፖጋንዳ ኣለዎ ገደብ,

ደላይ ፍትሒ ደላይ ሐርነት

ኤረትራዊ እዩ ናተይ መንነት

ረዚን ዋጋ ዘተኸፈሎ መስዋእትነት

ቅድሚ ኩሉ ይሰርዖ ንሃገራውነት,

እንተ ቲ ጉያ

እግርኻ ብጀካ ከማይ ኣብ ጽርግያ

ኣብ ኣየናይ ጎቦ ክትጎዩ ሪኢናያ

ንፕሮፖጋንዳ ዲኻ ትኸፈል መሃያ,

መንነተይ ሐቢኤ ኣይብልን ኮለል

ከይመስለካ ብቐሊል ዝድህለል

ንጹር ዕላማ ሰለ ዘለኒ መትከል,

ዓገብ በሃሊ እንበር ኣይኮንኩን ዘላፊ

ኣነ እሞ ናይ ዘረባ የብለይን ወልፊ

ደሞክራሲ ብዘረባ ኣይኮነን ብደርፊ

ብኣፍካ ክትከውን ናይ ህዝቢ ሐላፊ,

ቶባእ ካብ ሕማም ደሐር

ኣይንምህር ኣይንመሃር

ኣብ ደሞክራሲ ተሐቢእካ ብዙሕ ኣትጃሃር,

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና, ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ, ስዕረት ንጃንዳ ህግደፍ ዓንገልቶምን,ብበርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን፡፡

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox