^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 78 guests and no members online

በበይንኻ ዳሳት ተኺልካ,ቱታ ቦታኣ ሲሒታ

ንደቂ ኤረይ ክላቦ, ብስኒት ንዝብኢ ጎዶቦ ክንገጥሞ

ቅድሚ ኣውራጃዊያን ምዃና ኤርትራዊያን ኢና ሞ

ንጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ብሐባር ዳስዩ ርእሱ ዘሕምሞ

ሕድሪ ጀጋኑ ጠሊሙ ጋኔን ዘፍረሶ ህድሞ ክንዛዝሞ,

ቃልሲ ብሐደ ውድብ ምስ ተዛዘመ

ካብ ነጻነት ህዝቢ እንታይ ተጠቐመ

ብህግደፍ ወደባት ኤርትራ ባደመ,

ድሕሪ ነጻነት ዓዱ ገዲፉ ዝጸደፈ

ንስደት ሲዒቡ ገንዘቡ ምስ ገፈፈ,

ህዝቢ ብጉጅለ ህግደፍ ከየዕረፈ,

ፓርላማ ሆላንድ ኣይኮኑን ከም ጭፍራ

ንህግደፍ ሆላንድ መሲልዎም ኤርትራ

ጭፍራ ፈንጣሕጣሕ ጀሚሮም ፈኸራ,

ንኑኡስ ንዓቢ መተሓሳሰቢ

ንሐራ ኤርትራ ዩ ወዲቑ ህዝቢ

እንዳይ እንዳኻ ግደፎ ተዛራቢ,

ገለን ካብ ናይ ህግደፍ ባርነት

ገለ ብሐገዝ ኣሐታ ዝዘቕበበት

ገለን ብስራሕ ኣልቦ ድኽነት

ብስእሊ ሮማ ኒውዮርክ ዝሰኸረት,

ክንዲ ኣብ ዓድኻ ቱታ ምባል

ብገጠርን ከተማን ምቅብባል

ተመሊስካ ንማፍያ ገንዘብ ምኽፋል,

ተሰዲድካ ኸ ክንዲ ጥንቃቐ

ንጓይላ ህግደፍ ንመሰልካ ዝሰረቐ

ንሐቂ ረጊጽካ ናብቲ ዳሱ ዘጸበቐ,

ንኤርትራ ኣስላም ክስታን ደቀባታ

ብሾሞንተ መኣዲ ዝቕረቡ ህዝብታታ

ኣቦሐጎታትና ቱታ ኣባረሩም ንወረርታ

ናይ ሐባር ዳስ ተኺሎም ኣብ ቅርዓታታ,

ዓደቦኻ ክዝመት ዶ ዓይንኻ ትዕመት

ከምቲ ናይ ትማሊ ኣይኮነን ንውልቀ ሰባት

ናይ ሎሚ ዓወት ንመላእ ህዝብና ሐርነት

ጸላእትና ኣባሪርና ነርክበሉ በበይንኻ ዳሳት,

ጀጋኑ ኣቦታትና ኣብቲ በሪኽ ቦታ

እንበር ኣብ ኣዳራሽ ኣይበሉን ቱታ

ደቆም ደቂ ደቆም ገጠሞም ንጸላእታ

ንኤርትራ ሐራ ገሮም ካብ ወረርታ,

ሕጂ ግን ዓዲ ጀጋኑ ተኻላቢታ

ከላ, ሎሚ ግን ቱታ ቦታኣ ሲሒታ

ነዚ ይመስል ናይ ሎሚ ሃናጺ ነቄፌታ,

                                                                

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና, ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝብና,ስዕረት ንጃንዳ ህግደፍ ዓንገልቶምን፡ በርሀ ዑቅባዝጊ ካብ ሃገር ጀርመን፡፡

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox