^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 44 guests and no members online

ውሽጡ ሑሩር ዓርከይ ኢሂ፡ እንታይ ዩ ሐሸሽ ዝብል፡

ትም ኢልካ ተሐባእ ስለያ ህግደፍዩ ዝመጽእ ዘሎ፡

ክንዲ ብሐባር ያዕ ንበሎ፡

ገለ ዓገብ ኢሉ ኣብ ማእሰርቲ ክልሎ,

ውሽጡ ሑሩር ገሪሙኒሎ,ክንዲ ዝኾለስኩ ኢደይ ተነኸስኩ፡

ህዝቢ ኤርትራ ብጭፍራ ህግደፍ ተዳሂኹ..እንዳ ሞተ ብፍርሒ ተዋሒጡ፡

ኣብ ስደት ዝነብር ህዝቢ ሕልንኡ ሸይጡ፡

መውጺኢኡ ሲሒቱ, ተገምጢሉ ንመንደዓት ህዝቢ ገንዘቡ የመጡ,,

እንተ ኣነሞ ኣይኮነን ዶ ሎሚ

ኣብቲ ጽንኩር ኩነታት ዓሚ

ኣብ ፍትሒ ዝነገሶ ዓዲ ተቐሚጠ

ዓሚ ውን ሕልናይ መዓስ ሸይጠ,,

ውድቀት ጭፍራ ክንርኢ

ከይተተከኤ ዝብኢ ብዝብኢ

ብእዋኒ ነለሊ ንከብዱ ገንኢ,

ህዝቢ ካብኦም ሃዲሙ እወ

ተሰዲዱ ንጭፍራ ምስ መጠወ

እንድዩ ህግደፍ ኣርሐ ኮኑ ዝነቀወ,

ግን ኤርትራ ወላዲት ሸሞንተ

መኻን ኣይኮነትን ዓዲ ሰማእታተ

ደለይቲ ፍትሒ ጸላእትኹም ኣለልዩ

ሕጂ ውን ብመኣዲ ሸሞንተ ክወግሕ ዩ,

ሹዑ እቶም ንህዝቢ ዘንብዑ

ኣኽላባት ህግደፍ ደም ክነብዑ

ኣብ ሕጋዊት ኤርትራ ክቕጽዑ,

ኣብ ቀይዲ ምስ ኣተወ ዝብኢ

ዕድመ ዝሃቦ ብርሃን ክርኢ

ሹዑ ህግደፍ ደቂ ሐደ ልቢ

እንተ ኮይኖም ንርኢ,

እቶም ብህግደፍ ዝነበሮም ሐለፋ

ንርኢ እቶም ካብ ባሕሪ ብጭልፋ

እንተ ኢሎም ፍርድኻ ንሕና ንሐልፋ,

ከልቢ ህግደፍ ይንባሕ

ገመል ጉዕዙኡ ይቕጽል

ኢደይ ኢድካ ንበል

ናይ 27 ዓመት ጽንብል

ኣብ ዓድና ከነብዕል,

ሹዑ ሕድሪ ስዉኣቱ ዘይጠለመ

እቲ ንጭፍራ ህግደፍ ዘይከደመ

ፍትሒ ይንገስ እንዳበለ ዝጓዘመ

ሹዑ ሕልኑኡ ይቀስን ምስ ተኣዘመ,

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና, ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝብና,ስዕረት ንጃንዳ ህግደፍ ዓንገልቶምን፡ በርሀ ዑቅባዝጊ ካብ ሃገር ጀርመን፡፡

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox