^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 81 guests and no members online

ዉሽጡ ሑሩር,እዛ ርጊቢት ምስ ዕንበባ ቀዳዊትና ይግበራ,

ብተመን ዝሰንበደ ብልሕጺ ተዳህለ,

ተሐጒሰ, ግን ካብ ተመኩሮ ተበጊሰ,

ሰናይ ተበግሶ ናይ 18 ውድባት ኣሞጒሰ,

ህዝብና ክጋላገል ካብ ጋሃንም ጸላም,ቀልጢፍኩም ግበሩ ገምጋም፡፡

 

መሰጋገሪ ባይቶ, እቲ ህዝቢ ዝሐቶ, ሕቶ ክፈትሕ,

ንዲክታቶር ኣልዩ ናብ ሕጊ ከብጽሕ,ዝተዛናበሎ ኣኽሎ,

ሕጂ ምውሳን የድሊሎ,ናብ ንቡር ንምለሶ,

ከም ትማሊ ዘይህቅን ከፍርሶ, ውዲት ገዲፉ ኩሉ ይተሐወሶ፡፡

ሑሉፍ ጌጋ ከይድገም ክላቦ

ከምቲ ናይ ትማሊ ናይ ዓንቶቦ

ብተልእኾ ከይወስዱና ጎቦ ጎቦ,

ሰላም ነስላማይ ክስታናይ

ብስኒት ብዘይ ኣፋላላይ

ባይቶና ንትከሎ ጥራይ,

ባይቶ ንኩሉ ከሳትፍ ምስ ተበደለ

ብዓንቀፍቲ ላዕሊ ታሕቲ ምስ በለ

ብተመን ዝሰንበደ ብልሕጺ ተዳህለ

ኣይትጽልእዎ ከይንህመል ንዝበለ,

ድሕነት ህዝቢ ቅድሚ ኩሉ

ተመኩሮኹም ተጠቐሙሉ

ብካድራት ተዃሉ ከይትህመሉ,

ካብ 61 መስከረም ክሳብ ሎሚ

ቃልስና ኣይወዓለን ንህዝብና ጠቕሚ

ብዓቅሊ ንፋስ ከይኣትወና ከም ዓሚ,

ኣነ ክመርሕ ኣየድልን ሕጂ

ደመኛታት ህዝቢ ከረግጹ ፈንጂ

ብረቂቕ ሃንድሱ ብሽምዓ ብሉሺ,

ቅድሚ ኩሉ ሃገር ንደቂ ሃገር

ደጊም ሸርሒ ኣይንደልን ንገር

ንድሕነት ህዝቢ ኩሉ እጃሙ ይግበር,

ንጻዊዒትኩም ሕልና ዘለዎ ይቕበሎ

ሕጂ ድሕነት ህዝቢ ሃገር ይድለሎ

ብውሽጢ ዘሎ መርሐባ ኢሉ ክቕበሎ,

ኢሂን ምሂን ብዓቕሊ

ዲል ኣይንሃቦ ንመታለሊ

ንባርነት ክንብላ ደሐን ወዓሊ,

ንጻዊዒት 18 ውድባት ዝሰምዔ ይምጻእ

ጋዓት ጠስሚ ክኣቱ ገዓት ሐምሊ ክወጽእ

ፈታውን ጸላኢን ኣለሊኻዩ ዓወት ዝመጽእ

ብሐባር ቃልሲዩ ፍትሕን ቃሳነትን ዘምጽእ,

-----------------------------------------

ዘል ኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና,ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝብና, ስዕረትን ንጃንዳ ህግደፍን ዓገልቶምን,ብበርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን፡፡

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox