^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 102 guests and no members online

 

ህዝቢ ኤርትራ ወትሩ ምስ ተገፍዔ,

ኣብ ከባቢ ሸግርኒ ብሐደጋ, ህልቀት መንእሰያት ምስ ሰማዕኩ,

ወየ ወየ ደቀየ እንዳ በልኩ ማንታ ማንታ ነቢዔ,,

ክብረት ዝሐረሞ ኤርትራዊ መንእሰይ

ወተሃደራዊ ማኪና ህግደፍ ረኣዩለይ

ከም ዕንጨይቲ ትንፋስ ከምዘይ ብለይ

ወይሉኡ ዝወለደ እንበር ኣነስ ንገደለይ,

ናይ ጃንዳ ህግደፍ ብደዔ

ሃገር ማዕቢላ እያ ክብሉ ሰሚዔ

ኤርትራዊ መንእሰይ እንዳ ተገፍዔ

ባርነት መሪርዎ ደም እንዳ ነብዔ,

ን27 ዓመት ዘይተጸገነ ጽርግያ

ከምታ ጥልያን ዝሰርሐ እንድያ

መንገዲ ሸግርኒ ከምታ ዝገደፍናያ,

ን27 ዓመት ብዘይ ቅዋም, ኣበይ ኣሎ ምዕባለ

ካብ ማእሰርቲ ናብ ማእሰርቲ ንዓገብ ዝበለ

መንእሰይ ከም ዕንጨይቲ, ክጓረት እንዳ ወዓለ,

ኣነስ ኡይ ይብል ኣለኹ,

ኡይ ኣባህሉኒ ደቂ ኤረ

ትም ኣይንበል

ንታሪኽና ከህስሶ እንዳ ጸዓረ

ኣለና ንበል ብሐደ ነድምጺ ንባራበረ

ምክልኻል ሐይልታት ኒሕ እንተ ገበረ,

ነቶም ዝመቱ ኣምላኽ ኣብ ገነቱ ኣብ ጀና ይቀበሎም,, ንቤተሰብ ግዳይ ዝኾኑ መናእሰይ ጽንዓት ያሃብኩም, ጠሊ ይግደፍልኩም,እንቢ ንምልኪ እወ ንፍትሒ ንብል ዘለና ኤርትራዊያን ,ኣብ ስደት ንርከብ ተኻፈልቲ ሐዘንኩም,,

-------------------------------------------------------------------------------------

ኣቦ ወንበራትን ካድራትን,ተቓውሞ ደንበ,ተሐኤ ግንባር ነበር,እንታይ ትጽበዩ, ብዘይ ህዝቢ እንዳ ተረፈት ሃገር፡፡

ዕዉት ስርሒት ኣብ ሩባ ዓንሰባ

ብግብሪ ኣብዚ ኣሎ ዘረባ

ብበዓል ጥሕሻ

ንብረት ጉሒላ ተሐምሺሻ,

ንመራሕቲ ውድባት

ሐጺር መልእኽቲ

ካብ ላዕሊ ንታሕቲ

ንናእሽቱ ንዓበይቲ,

ህዝብናንሕናኮናሰቡ

ብህግደፍተሰሊቡ,

መሰልና ምስ ተሐደገ

ባይቶናምስተዘረገ

ክንዲንዓዲንደገ,

ሃገርናንሕናኮናሰባ

ጥራይዘረባ

ፋሕይብልኣሎህዝባ,

ብጀካ ቶም ጀጋኑ

ግዳይ ኢሰያስ ዝኾኑ

ህዝቢ ምዕቆቢ ሲኢኑ

ጀጋኑ እንተ ትኾኑ

ዘይትውስኑ,

ተቓውሞ ደንበ, ትእዛዝ ናይ መን ንጽበ, ኣብ ሐቂ ዝተመርኮሰ, ሃናጺ ኮይኑ ዝስመዓኒ,ንዓይ ከም ዝመስለኒ, ብሽም ቶም ጀጋኑ, ትእዛዝ ተቐቢሎም,ዕርዲ ኣፍሪሶም ዝወደቑ,ሽም ረኺብኩም እንበር,ምውሳን ምስ ሰኣንኩም,ጀጋኑ ከምዘይ ኮንኩም, ሎምስ ምዚናኩም፡፡

ህዝቢ እንዳ ጸነተ

ከም ጅግና ዓዋተ

ዘይትብሉ ክተተ,

ድሕሪ ተሐኤ

ብደም ዝጸምኤ

ኤርትራዊ እንዳ ጠፍኤ,

ኣቱም ደቂ ኤረይ ደለይቲ ሰናይ, ንሕቶ ምልሹ,እዞም ኤርትራዊያን ክንደይ ንዕሹ,ዓዶም ገዲፎም ብእግሪ ኣያ ዑቑባይ ምስ ተሰደዱ,,ዝገደደ ብኢዱ እግሪ እግርና ስዒቡ,ስኒት ከሊኡና, እዋሕስ ኣግብእ ምባል ዶ ሕሹ, ገለ ንዝና ዲክታቶር ሽምና ንባላሹ፡፡

ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና, ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝብና,ናይ ቶም ደም ዘንብዕ, ዕንወቶም የርእየና, ኣሜን ኣሚን, ግጥሚ ብዉሽጡ ሑሩር በርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን፡፡

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox