^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 178 guests and no members online

ሐርነትን መሰልን ህዝቢ ምስ ተራጋገጸ፡«.

ሰላምደቂኤረይደይቲሰናይ

ገለንብማይገለንሳኣንማይ

ኣጆናሰሰናዩ ጥራይ ምምናይ,

ነገር ዘይጸገበ ጓል ዋጣ ይሕጸ

ሐርነትን መሰልን ህዝቢ ምስ ተራጋገጸ

ህዝቢ ኤርትራ ቆጽሊ ኣውዲቑ ምስ መረጸ«

ናብቲ ዝማዕበል ኣሳራራሐ ትሰግር እንበረ

ሕጂ ደኣ ኣቱም ደቂ ኤረ

ህዝቢ ብጭፍራ እንዳ ተሸበረ«

እቶም ብቑጽሮም ዉሑዳት ይመርሕዋ

ንኤርትራ ዋጋ ዘይከፈሉላ እንዳ ኣንብዕዋ

እዚኦም ከለዉ ዓዲ ጀጋኑ ኣበይ ክርህዋ፡«፡

እቶም ብሂወት ዝተረፍና

ካብኩሉተኾሊፍና

ብውዲትዓድናከሲርና

30 ዓመታትደሚና

ክሳብሎሚሐርነትሐሪሙና

ንሐርነትከርተት ንብል ኣለና፡«፡

ክንዲ ንፍትሒ ንደሞክራሲ

ኢደይ ኢድካ ኢልና ንቃለስ

ስለምንታይ ንድሕሪት ንምለስ፡«፡

ዓሻ በጊዕ ምስ ተኹላ ዕርክነት

ቃልስና ንሐርነት ጸረ ባርነት

ብደምና ተራጋጊጺ ልእላውነት

ሕጂ እንታይ ኣምጽኦ ኣንድነት,

እንታይእሞ

እዛዓለምዚኣሞ

ንኣዳም፡ገረሞ፡«

ድጉል ዕላማ ሕጂስ በሪሁ

ኣብ እርጋኖም ኣስናኖም በሊሑ

ጥጁኡ ብውሽጥና ተደጒሉ ጸኒሑ,

ወዲ 80 ምስደለየጎርዞ

ኣንፊቱስሒቱጉዕዞ

ጉዳይናባዕልናንሐዞ«

ቅዋም ሐርነት ሐሪሙና ከሎ

መቓብር ሰማእታት የእዊሎ

ኤረና እንታይዝውረዘሎ

መንዩደላይ ፍትሒይበሃልኣሎ

ኦ ኣምላኽ ረቢ ባዕልኻ ኣቕልሎ«

ካብ መግዛእቲ ኮይና ሐራ

ኢሰያስብውሽጢ ኤርትራ

ብደገ ኣንድነት ምስ ኣምሐራ

ትንፋስሰዂዖምዎዮም ጭፍራ«

ምስ ሐንጎሉ ዝጸመመ

መንዩ ክድዓት ዝደጋገመ

ዕርክነት ምስ ኢሰያስ ዝፈረመ«

ናይ ሕጊ ሙሁራት ክሐተኩም ዶ

እንታይዩ ርክብኩም ምስ ስግር ማዕዶ

ን57 ዓመት ዝፈሰሰ ደም ተረሲዑ ዶ

ተጋጊኹም ጋዶ ኤርትራዊያን ፈራዶ«

ብጭርሖተጋሩኣምሐሩ

ኤርትራውነትሐሲሩ«

ኤርትራንኤርትራዊያን፡እንዳበልኩንሎሚብከምዚክዛዝሞ፡ክብርንሞጎስንንጀጋኑሰማእታትና፡ዓወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝብና፡ ዕንወት ንጃንዳ ህግደፍ ዓንገልቶምን፡በርሀዑቅባዝጊሃገርጀርመን፡«

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox