^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 76 guests and no members online

ሰላም ደቂ ኤረይ ደለይቲ ሰናይ«ብውዲት ክሳብ ማዓስ ክልተ ህዝብታት ክነብዕ፡«፡ንብዓት ኣደታት ኤርትራን ኢትዮጵያን ከብቅዕ፡«፡ደጋጊምና ንሐቀኛ ፍታሕ ንጽውዕ፡«፡

ከምዚ እንዳ በልኩ ክላቦ

ሕጊ ኣሎና ሕጊ ዓደቦ

ኣብ ጽላል ዓርኮኮባይ ዳዕሮ

ኮፍ ኢልና ተዛቲና ሽግርና ንፈትሖ፡«፡

ቴንቤናይ ካብ ዓላ ሳሕል ኣዝጊቡ

ምስ ዞም ጃንዳ ዶ ፍታሕ ተረኺቡ

ንህዝብ ኤርትራ ከጽንቱ ዝተኣከቡ፡«፡

ዓገብ ኣቱም መዝሙር ሰላም

ኣይግድን ጌጋ ኣንድነት ምድጋም

ንቃልሲ ኣይትኹንዎ ሕማም፡«፡

ምስ ጸረ ህዝቢ ጉጅለ ገበተ

ብሐይሊ ስልጣን ዝዓትዓተ

ደቂ ኤረ ይካኣል ዶ ክትዛተ፡«፡

ሐለውቲ ቴንቤናይ ሽዋ ዓድዋ

ኣብ ልዕሊ ደቀባት ገሩ ዕልዋ

ዕባይ ኣስመራ ንሃገር ሐሚስዋ፡«፡

ዕምሪ ቴንቤናይ ክተናዉሑ

ምስ ዲክታቶር ክትሰርሑ

ምምራጽኩም እንታይ ዩ ብልሑ፡«፡

ናብ ስልጣን ደይብኩም ብናይ ህዝቢ ነድሪ

ንሐዋሩ ህዝብታት ፍታሕ ክረኽቡ ብግብሪ

ሕሹኽ ዝብል ዶ ሲኢንኩም ለባም መኻሪ፡«፡

ሉኩኻ ኣስራተ ካሳ ኣብ ዝወዓሎ ዘይሐድር

ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ውግእ እንዳ ጻሕተረ ዝነብር

ንሱን ጉጅሉኡን ከመይ ገሩ ፍትሕ ከተግብር፡«፡

ኣብ በረኻ ዝኸተሙ ክልተ ጃንዳ

ክልተ ህዝብታት ከፊሎሞ ዕዳ

ኤርትራዊት ኣደ ተዋሪዳ፡«፡

ኣብ መደምደምታ ንዶክተር ኣቢይ ኣሕመድ ለበዋ፡«፡ ንዲክታቶር ዝቃወማ ውድባት ኣብ ዓድኹም ኣለዋ፡«፡ ከየድማዓ ዝተገበረለንብ ዕልዋ፡«፡ሐቀኛ ፍታሕ ክትፈጥሩ« ካብ ሑሉፍ ፖለቲካ እህወደግ ተማሃሩ«ክልተ ህዝብታት ብሰላም ንኽነብሩ፡«፡ኣመት ንደለይቲ ፍትሒ ግበሩ፡«፡

ዓወት ነቲ ሐቀኛ ፍታሕ ሃረር ዝብል ዘሎ፡«፡ ክልተ ህዝብታት ኤርትራን ኤትዮጵያን፡«፡ነቲ ኣብ ሰላማዊ ሰልፊ ዘጋጠመ« ሞትን መቑሰልትን እንዳ ኮነንኩ«ነቶም ዝሞቱ መንግስተ ሰማይ ይዋርሶም«ነቶም ቆሲሎም ዘለዉ ድማ ምሕረት የውርደሎም እብል፡«፡

ዘለኣለማዊ ክብሪ ንጀጋኑ ሰማእታትና፡«፡ስዕረት ንጃንዳ ህግደፍን ዓንገልቶምን፡«፡ካብ ሰናይ ጉርብትና ዝመነ« ዉሽጡ ሑሩር በርሀ ዑቅባዝጊ ኣባል ተሐኤ ካብ ሃገር ጀርመን፡«፡

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox