^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 52 guests and no members online

ሰላም ደቂ ኤረይ ደለይቲ ፍትሒ ኣለና ዶ

ሕጂ እዩ እዋኑ ክንጥርነፍ ከም ማእዶ፡«፡

ንጃንዳ ህግደፍ ስምዕታ

ርሑቕ ኣይኮነን ዝበሃለሉ ቱታ፡«፡

ክር እብለኪ ዓር እብለኪ

እንተ ኣበኺ ንዝብኢ እህበኪ፡«፡

ኣቦ ኣደ ሰማእታትና ዘንብዑ

ኣይነፍቅድን ትንፋስ ክሰኹዑ፡«፡

ዘይደቅስ ነጊሮምስ ድቅስ ይሐድሩ

ኤርትራ ንኤርትራዊያን ትግራይ ንተጋሩ፡«፡

ወከልትና ኣይኮኑን ጭፍራ ተዃሉ

ኣብዘይ ምልከተኩም ሃነፍነፍ ኣትበሉ፡«፡

ዋላ እንተ ሰገድኩም እንተ በልኩም እፍቲ

ንስኻትኩም ምስኔነ ናይ ሸፋቱ ምንግስቲ፡«፡

ደም ኑጹሃት ኣብ ዝባንኩም ኣሎ

ንተበግሶኹም ደላይ ፍትሒ ነይቅበሎ፡«፡

ኣብ ሳሕል ዝተኣኻኸቡ ጃንዳ ከዳዓት

ክዳን ተኸዲኖም ዝመስሉ ለባማት፡«፡

ንኢሰያስ ዝመርሖ ጉጅለ

ኢደይ ኢድካ ኢልና ንእለ፡«፡

ጭርሖና ናትና ኣይንህብ፡«፡ ዘይናትና ኣይንደሊ«ኤርትራ ንኤርትራዊያን፡«፡ኢትዮጵያ ንኢትዮጵያዊያን፡«፡

ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና፡«፡ዓወት ነቲ ንሐቀኛ ፍታሕ ብሃንቀውታ ዝጽበ ዘሎ፡«፡ ህዝብታት ኤርትራን ኢትዮጵያን፡«፡ብዉሽጡ ሑሩር በርሀ ዑቅባዝጊ ኣባል ተሐኤ ካብ ሃገር ጀርመን፡«፡

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox