^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 42 guests and no members online

ጅግና ስዉእ ሐምድ እድሪስ ዓዋተ ብዓል ሰረ«ንሙሉእ ነጻነት ኤርትራ ካልእ መተካእታ የብሉን ኢሉ« ኣብ ታባ ኣዳል«ብ61 መስከረም ሰውራ ዝጀመረ«ኣቱም ደቂ ኤረ«መንዩ ብውዲት ንርስትና ዘድፈረ«

ኣውሊዔይ መለይ ኣለኹኺ ባዕለይ

ከይተቆርመመታ ከይተሸርመመታ

ኤርትራ ንኤርትራዊያን ብምልእታ«

ዓዲ ጀጋኑ ክዝመት

ዶ ዓይንኻ ትዕመት

ብሸፋቱ ክዝየጥ ሜሬት«

መራሕቲ ውድባት እንታይ ትጽበዩ

መራሕቲ ሰልፍታት እንታይ ትዓዩ

ሲቢክ ከ ቃልስኹም እንታዩ

ብስኒት ንድሕነት ህዝቢ ዘይትጎየዩ«

እታ ሐራ ሜሬት ኣላትና

ንሐርነት ንቃለስ ኣለና

ንብላ ዘለና

ብሰንኪ ሕመቅና

ናብ ዋጋ ዕዳጋ ትወርድ ኣላ

ሐዲኡ ዘይንገብር ዘምዘምያ ዶ ጎዲላ«

ብዋጋ ህዝቢ ኤርትራ ባድመ ተዓዲላ

ቴንቤናይ ኣስመራ ዝፈረየ ዘርኢ ኣሉላ

ሕጂ ከኣ ይዳሎ ሎ ንዓሰብ ክዕድላ«

ይበሃል ኣሎ እንታይ ንግበር

ኤርትራዊ ዉሽጡ ሑሩር

ዝግ በል ሎሚ ኣይንጽንበር

ህዝባዊ ባርዕ ጽባሕ ይጅመር«

ንህዝቢ እንዳ ኣጥፍፉኡ

ዘይሜሬቶም ክሐዝኡ

ብስርቂ ጅቦኦም ዝመልኡ«

ኮር ተገልበጥ

ታሪኽ ህዝቢ ኣይትዕበጥ

ዲክታቶር ጽባሕ ይግልበጥ«

ወት ነቲ ደም ዝነብዕ ዘሎ ህዝቢ ኤርትራ« ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና«ስዕረት ንህግደፋዊያን ዓንገልቶምን« ካብ ዉሽጡ ሑሩር«ኣባል ተሐኤ«በርሀ ዑቅባዝጊ ሃገር ጀርመን፡«፡

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox