^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 55 guests and no members online

ስቕታ

ሃገር ኣልቦ ክትከውን ምስተፈረድካ

እንታይ ከይገብር ተባሂልካ ምስተነዓቕካ

Read more: ስቕታ

መንነት

መንነት ኣይጭበጥን ረቂቕ’ዩ ብልሓቱ

ኣይቅልጽም ኣይሃብቲ ውሽጢ’ዩ መሰረቱ

ገለ ግዜ ምሳኻ ይፍጠር ብጊሓቱ

Read more: መንነት

      ክተት ህግደፋዊ ጽባሕ ከይተኡዊ

                Tesfamariam Wel

                017/02/2018 Norway

                        oslo

            ካብ ኣብ ስደት ኮነካ ኲናት ትጽውዕ

           ባዕለኻ ክተት እቶዋ እታ እሳተ ባርዕ

           ኣብዘየለኻሉ ውግእ ሓዊ ኣይትወልዕ

Read more: ክተት ህግደፋዊ ጽባሕ ከይተኡዊ

ግሉጽነት ዘይብሉ መምህር

ካብ ሕማም ደሐር

ኣይትምህር ኣይትመሃር,

ደቂ ኤረይ ራኢ ጀጋኑ ኣሎኒ ኣነ

ኣይተርፍን ሕድሮም ጋህዲ ከይኮነ

ብጭፍራ ህግደፍ መን ኣሎ ዝቀሰነ

ዊዒሉ ሐዲሩ ክፈደ ዩ እቲ ሕነ,

ጌጋ ከይንደግም

ማዓስ ኢና ንልብም

ክነቅፍ የ ኣይብልን ትም,

ዝበልዔት ከብዲ

ኣይትደልን መዓዲ

ቦታ የብሉን ከሐዲ,

ኤርትራ ብስዉር ዕላማ

ብደቀባት ከይትፈሕ ጸገማ

ዋዕሮ ኣደ ወሊዳ ዝኽቲማ

ብውሽጢንብደገይ ተጠሊማ,

ህግደፍ ብተንኮል ይበልጹና

ብቀሊል ይበጽሕዎ ምስጢርና

ሕጂ ክንተዓጻጸፍ ይግባኣና,

ብሱዳንዩ ናብ ነጻነት ዝተበጽሔ

ንድሕነቱ ምልዮናት ከይዘርገሔ

ንለውጢ ሕጂዩ ግዜ ከይነውሔ,

ንደም ዘይብሎም ሃገራዊያንን

ንናይ ደምበ ተቓውሞ ሕማምን

ነዚኦም ሐዲግካ የድሊ ምውሳን,

ውድባት ስምረት ኣብየን ኣይትበሉ

ኣሉላዊያን ኢድ ኣለዎም ኣብ ኩሉ

ብቅልጽም ኤርትራዊያን ክወግሕዩ

ድሕሪ ስዕረት ጭፍራ ኩሉ ክበርህዩ,

መራሕቲ ውድባት ኣይግዶም

ገለን ብጌጋ ኣንፈቶም ስሒቶም

ገለን ብኣሉላዊያን ተላኢኾም

ቃልስና ንድሕሪት ጎቲቶም,

መንዩ መምህር

ክኸውን ዝፍትን ሽሙ ሕቢኡ

ኣብ ደምበ ተቓውሞ ዝተሐብኡ

ክፈላልዩ ብቑጠባ ጅቦኦም መሊኡ

ከይፍርሑ ንህላወ ውድባት ዝጻቡኡ,

Read more: መንዩ መምህር  ክኸውን ዝፍትን ሽሙ...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox