^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

ህልዊ ዜና Latest News

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 41 guests and no members online

ጉጅለ ህግደፍ ተሐቢኡሉ ዘሎ

ኣብ ሕድሪ ጀጋኑና ኣይኮነን

ሕድሪ ሰማታትና ክቡር እዩ

ብበርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

ኢሰያስ መንሽሮ ዓደቦ ተኣለ

ጸባ ስተ ንጉሰ ሃይለ መንስዓይ፡ እዚኹሉ ጅግንነትን ተወፋይንነትን ተረሲዑ ቃልስና ብሰንኪ ንቑጽ ይነድድ ርሑስ፡፡

Read more: ኢሰያስ መንሽሮ ዓደቦ ተኣለ

ንዲክታቶር እንብዛ ዕድል ሂብናዮ

ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን..

ሚዛን ፍትሒ ሕጊ ርትዒ

ዝኸበርኩምን ዝኸበርክንን ደቂ ሃገርይ ንተቃውሞና መጽነቲ ህዝብና ንሕና ንሐይሽ ዝብሉሉ ግዜ ኣብጺሕናዮ፡ ንዲክታቶር እንብዛ ዕድል ሂብናዮ ነንነብስና እሞ ንሕተታ ደቂ ኤረይ፡፡

ድሕሪ ውድቀት ጃንዳ ህግደፍ ኣብ ሃገርና ኤረትራ ሕጊ ኣልቦ ምሕደራ ቦታ ኣለዎ ዶ፡፡መልሲ ናብቶም ንግዝኣተ ሕጊ ክነንግስ ንቃለስ እገድፎ ብወገነይ ግን

Read more: ንዲክታቶር እንብዛ ዕድል ሂብናዮ...

ተሞኩረይ ኣርባዓ ዓመት ኣብ ቃልሲ

ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

ካብ ተሞኩሮይ ተበጊሰ ከምዚ ክብል

ስለ ምንታይ ይድለ ሎ ሐዲሽ ጽላል

መልክዕካ ቀይርካ ተቓዋሚ ምምሳል

ውጺኢት ዘይስኒትና ወትሩ ምምቕቓል ..

ከይቀደመትኪ ሐባል በልያ

Read more: ተሞኩረይ ኣርባዓ ዓመት ኣብ ቃልሲ...

ሕጂ ውን መልሲ ንተስፋጽዮን ኣንጭዋ ክልተ ዓዴል

ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ

ብበርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

ዓዲ ስዉእ ጅግና ሐምድ እድሪስ ዓዋተ

ኤረትራ ሃገርና ወላዲት ሾሞንተ

ኤረትራ ሐንቲ እያ ኣይኮነትን ክልተ..

Read more: ሕጂ ውን መልሲ ንተስፋጽዮን ኣንጭዋ...

ዘበት ደቂስና ኢሰያስ ምስ ጭፍሩኡ ከይተፈደ

ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ

ብበርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

ብመግዛእቲ ህግደፍ ዝነደደት ዝነደደ

ካብ ካናዳ ኒውዮርክ ዝኸደት ዝኸደ

ከም ህግደፍ ከይተገደደት ከይተገደደ

ብሰብ ኒሕ ተሐቢና ኤረትራዊት ኣደ

Read more: ዘበት ደቂስና ኢሰያስ ምስ ጭፍሩኡ...

ሰለስተ ኣርእስቲ ዝሐዘት ግጥሚ

ለበዋይ ገለ እንተኾነ ጠቓሚ

ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ

ብበርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

ንዓሻን ደርጓሐሉ ኣበይ ከይእምቶ

ንለባም ኣምተሉ ኣበይ ክይስሕቶ

ዕድመን ጥዕናን ንሰነድ ግርማይ ኪዳነ ወዲ ፊሊፖ

Read more: ሰለስተ ኣርእስቲ ዝሐዘት ግጥሚ...

ጻዊዒት ንሰላማዊ ሰልፊ ኒውዮርክ

ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ

ብበርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርማን

ወሲና ብናይ ሐባር ስራሕ

ብስኒት ንጃንዳ ህግደፍ ኣቢልና ፋሕ

እወ መንገድና ናብ ኤረትራ ናይ ጽባሕ,

ንኒውዮርክ ንጉየ ኑኡስ ምስ ዓቢ

ደቂ ኤረይ ክነስምዕ ወጽዓ ህዝቢ

ናይ መወዳእታ ዕሰሉ ከም ንህቢ..

ኤረትራዊያን እንበዛ ዓሺና

Read more: ጻዊዒት ንሰላማዊ ሰልፊ ኒውዮርክ...

ዝብኢ ኣብዘይ ፈልጥዎ ዓዲ ከይዱ

ማእሲ ኣንጽፉለይ በለ

ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

ኣብ ዕለት ልደተይ ክብል ገለ

ብሕሹኽ በሃልቲ ዝተወከለ

ጅግና ዝመስሎ እንተ ዘንጠለ

ኣብ ፓል ሽምካ ሐቢእካ ለለ..

እዛ ዕለት ሕድሪ ሰማእታት ኣለዋ

ኣደታት ንስለ ሃገር ደቀን ዝበጀዋ

ንህልዋት ኣድሑኑና ዝብል ለበዋ..

Read more: ዝብኢ ኣብዘይ ፈልጥዎ ዓዲ ከይዱ...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox