^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 67 guests and no members online

ደቂ ሐላፍነት ዘይስምዖም Y.P.F.D.J.ሕጂ ዶ ይሐይሽ

ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ

ብበርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

ብሰብ ሕልና ክወግሕ ዩ ለይቲ

ድሕሪ ነዊሕ ላዕሊ ታሕቲ

ሐተላ ተጸሚቑ ብመኹባዕቲ

ሕፍረት ተጎልቢቦም ህግደፍ ሐሰውቲ..

ከም ወትሩ ንህግደፍ እግሪ እግሮም

ብደቂ ኤረይ ዓወት ዝልማዶም

Read more: ደቂ ሐላፍነት ዘይስምዖም...

ኣለዉና ኣለዋና ልሳን ስውኣትና

ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

ናይ ህዝቢ ኤርትራ ሐልዮት ዘለዎ ባዕልና እንበር ኣይብልንእዩ በልዎ፡ክነድሕኖ እንበር ብዘይ ሃገራዊ ሐይሊ ድራር መዳፍዕ ክንገብሮ ትጽቢት የብሉን ህዝቢ፡ንዘይ ሃገራዊ ሐይሊ ምዕዳም እንትርፎ ንህዝቢ ከድሚ ንህዝቢ ኤርትራ ኣይኮነን ተጠቃሚ፡፡ስለዚ ዓገብ ክብል እየ ደጋጊመ ትም ኣይብልን ንጥፍኣት

Read more: ኣለዉና ኣለዋና ልሳን ስውኣትና...

ቲቪ ኤረይ ዶ ቲቪ ድያብሎስ

ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

መንዩ ተሐታቲ፡እቶም ኣብ ጎቦታት ሳሕል ዘገበልዎ፡ ዓዲ ምስ ኣተወ ኣንጊሆም ስልጣን ናይ ህዝቢ እዩ ዓገብ ክንዲ ዝብሉ ትም ምስ በሉ፡ከምቲ ንዝብኢ

Read more: ቲቪ ኤረይ ዶ ቲቪ ድያብሎስ

ጸባ ሰቲና ብመንእሰያት ኢስራኤል

ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ

በርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

ብሙዑታት መንእሰያት ደቂ ኤረ

ብስርሒት ዓርቢ ምሸት ተደሪረ

ብደለይቲ ፍትሒ ጸባ ሰትየ ሐዲረ..

Read more: ጸባ ሰቲና ብመንእሰያት ኢስራኤል 

ኩልና ነንነብስና እሞ ንሕተት ቃልስና ክዕወት

ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ

ብበርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

ደቂ ኤረይ ጽን እሞ በሉ፡ ኣቦሐጎታትና ክምስሉ ከምዚ ይብሉ: ሐሲኻ ኣታዓርቕ እንበር ሐሲኻ ኣይተባእስ ይብሉ፡ ሎሚ ግን ብግምጣሉ ሐሲዮም ከታዓርቑስ ይትረፍ፡ ከይቀደመትኪ ሐባል ብልያ፡፡ከስዔ ኣደ ጉራምራ ክንደይ

Read more: ኩልና ነንነብስና እሞ ንሕተት ቃልስና...

ከልቢ ህግደፍ ይነብሕ ገመል ንሐርነት ይግስግስ

ሕድሪ ሰማእታትና ክቡር እዩ

ብበርሀ ዑቁባዝጊ ሃገር ጀርመን

መዊጽካን ኣይስኒ ሚዒድካን ኣይልቢ

ንህላዌና ዝፋታተን ኣብልዕሌና ይዝንቢ

Read more: ከልቢ ህግደፍ ይነብሕ ገመል ንሐርነት...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox