^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

ህልዊ ዜና Latest News

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 51 guests and no members online

ኣገዳሲ ሓቤረታ ንኤርትራውያን ከተማ ሲያትልን ከባቢኣን።

ጸብጻብ ናይ ዕለት 11 ነሓስሴ ናይ’ቲ ብጉልባብ ፈስቲቫል ኤርትራ ዝብል፡ ብህግደፋውያን ዘተኻየደ ናይ ሙዚቃ መደብ፡ ህዝቢ ሲያትል ነጺጉዎ፡ እዩ። ኣብ ቅድም’ቲ ቀጽሪ ኣደራሽ መደብ ሙዚቃ ሂግደፋውያን፡ ውዕዉዕ ዝኾነ ናይ ደለይቲ ፍትሒ ተቓውሞ ምስ ዝኽተል ጭርሖታት ከም፡ “ ህግደፍ ሃገርና ግደፍ፡

Read more: ኣገዳሲ ሓቤረታ ንኤርትራውያን ከተማ...

ዓመታዊ በዓል ንግደት ማርያም ደዓሪት

ጀኔቫ 03.06.2017

ኣዚኹም ዝኸበርክንን ዝኸበርኩምን ኣሕዋትን ኣሓትን ደቅናንመእመናን ኣፍቐርቲ ማርያምን፣ ከምቲ ልሙድ ዓመታዊ በዓል ንግደት ማርያም ደዓሪት ኣብ ከተማ ጀነቭ ንዕለት 03.06.2017 ክነብዕሎ ንዳሎ ኣሎና።

Read more: ዓመታዊ በዓል ንግደት ማርያም ደዓሪት

ሓበሬታ ንኹለን ቤተ- ክርስትያናት ኤርትራ፡ ከተማ ሲያትልን፡ ከባብጊኣን።

በስመ ኣብ ወወልድ፡ ዎመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ፡ ዎኣምላክ፡ ኣሜን።

ክቡራትን፡ ክህናትን፡ ምእመናንን፡ ናይ ክርስትያን ቤተ-ክርስትያናት ከተማ ሲያትል፡ ዋሺንግተን።

Read more: ሓበሬታ ንኹለን ቤተ- ክርስትያናት...

ናይ ምስጋና መግለጺ

ማሕበር ረዲኤትን ምዕባሌ ኤርትራ፡ ኣብ ኵለን ኣብ ኢትዮጵያ ዝርከባ መዓስከር ስደተኛታትን፡ ኣብተን ምስ ኢትዮጵያ ዝዳወባ ኪኒንን ቅኒቶን ዝበሃላ ክልተ ኤርትራውያን ዓድታት፡ ዘካየደቶ ስርሓትን፡ ዝተበቶ ሓገዛትን ብሰፊሑ ኣብ መራኸቢ ብዙሃን፡ ብቃለ መጠይቕን፡ ብቪደዮታትን፡ በኣሳእልን ተገሊጹ ኢዩ። ካብ መቕድም መን ይቕድም ከም ዝበሃል ከኣ፡ ሽግር ስደተኛታት ኣሕዋትና ንምቅላል ንኣብ ዲያስፖራ ዝነብር ህዝብና፡ ሓገዙ

Read more: ናይ ምስጋና መግለጺ

ሰላምክቡራትነበብቲ፡

ብመጀመርያምስእዛ 1ይቲታሪኻዊሰነዳትዝሓዘትመጽሓፈይኤርትራካብመግዛእቲናብመስራቲምንጋድደቂ-ሰባትንዘበናዊባርነትን” “Eritrea from colonialism to the Founder of Human trafficking and Modern slavery” ትብልከላልየኩምኣፍቅዱለይ፡መጽሓፈይብእንግሊዝኮይናክሳብ 718

Read more: “ኤርትራ ካብ መግዛእቲ ናብ መስራቲ...

አርባዓንተስካርንኣቦናሻንበል -ፓሻገብረሚካኤልኪዳነ

ኣቦናገብረሚካኤኪዳነ (ሻምበልፓሻ) ኣብዝሓለፈወርሒጥሪካብዓለምድሕሪምሕላፉ፡ኣሕዋትንፈተውትን፡ነበርቲሳንድያጎንከባቢኡንብኣካልተኻፈልቲሓዘንናብምዃን

Read more: አርባዓንተስካርንኣቦናሻንበል...

معلومات إضافية عن مراسم دفن

المناضل البطل الدكتور هبتي تسفاماريام

سيكون برنامج مراسم دفن المناضلالقائد الدكتور هبتي تسفاماريام يوم الجمعة الموافق 20-01- 2017 على النحو التالي:

Read more: معلومات إضافية عن...

ተወሳኺ ሓበሬታብዛዕባስነ- ስርዓትቀብሪ ጅግናሓርበኛዶር. ሃብተተስፋማርያም

ስነስርዓትቀብሪ ጅግናሓርበኛዶር. ሃብተተስፋማርያምንዓርቢዕለት 20/01/2017 ክካየድምዃኑሓቢርናምንባርናዝዝከርኮይኑ፣ብኸምዚዝስዕብክሰላሰልምዃኑ ነፍልጥ፦

Read more: ተወሳኺ ሓበሬታ ብዛዕባ ስነ- ስርዓት...

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox