^ንላዕሊ ይመለሱ/ሳ

foto1 foto2 foto3 foto4 foto5


ኣንጻር ህግደፍን ሰዓብቱን ንሱር ነቀላዊ ለውጢ

ንምቋም ግዝኣት ሕጊ ዘኽብር ቅዋማዊ መንግስቲ

ንማሕበራዊ ፍትሕን ማዕርነትን ንምስፋን

ንምኽባር መባእታዊ ሰብእዊ መሰላትን ቅሳነትን

ጸረ ሰብ ብሰብ ምዝመዛን ቁጠባዊ ማዕርነትን ትቃለስ

ህልዊ ዜና Latest News

Side Module

ችድድድድድድድድድድድድ ድድድ ድድድድ This is a module where you might want to add some more information or an image, a link to your social media presence, or whatever makes sense for your site.

You can edit this module in the module manager. Look for the Side Module.

ክንደይ ጊዜ ተሪፉዎ

..ግዜ ሓሊፉ - : o'clock

Countdown
expired


Since



Kubik-Rubik Joomla! Extensions

ኣብ መስመር ዘለዉ

We have 43 guests and no members online

ሓበሬታ ንኹለን ቤተ- ክርስትያናት ኤርትራ፡ ከተማ ሲያትልን፡ ከባብጊኣን።

በስመ ኣብ ወወልድ፡ ዎመንፈስ ቅዱስ ኣሃዱ ፡ ዎኣምላክ፡ ኣሜን።

ክቡራትን፡ ክህናትን፡ ምእመናንን፡ ናይ ክርስትያን ቤተ-ክርስትያናት ከተማ ሲያትል፡ ዋሺንግተን።

ኩልና ከም እንፈልጦ፡ ዕለት 24 ግንቦት 2017፡ ነታ ብብዙሕ ኣሽሓት ዝቑጸሩ ጀጋኑ፡ ህይወቶም ዝኸፈሉላን፡ ዝሰንኪሉላን፡ ነጻነት ሃገርና፡ ህዝቢ ኤርትራ ብዘይተጸበዮ ኩነታት፡ ካብ ጥልመትን፡ ክሕደትን፡ ናይ ስዉኣት ብጾቶም፡ ዝተላዕሉ ውሑዳት ከዳዓት ደቂ ሃገር ተመንዚዓ፡ ኣብ መበል 26 ዓመት በዓል ነጻነታ ጌና ቅዋም ኣልቦ ኮይና፡ ህዝባ እምነቱን ፡ ባህሉን ስኢኑ፡ ብዘይ ፍርዲ እናተኣስረን፡ እናተረሸነን፡ ኣብ ገዛእ ሀገሩ፡ ጌና ኣብ ውሽጢ ገሃንመ- እሳት ዝኾነ መነባብሮ፡ ይነብር ኣሎ።

በዚ ምኺንያት’ዚ፡ ናይ’ዚ ዓመት ኣበዓዕላ በዓዕ ነጽነትና ፡ ከም’ቲ ዝጸንሔ ጉጉይ ዝኾነ ነቲ ኣብ ውሽጢ ኤርትራ ሃገርና ዘሎ ዘስካሕክሕ ኩነታት መነባብሮ ህዝብና ኣብ ግምት ዘየእቱ፡ ናይ ጭፈራን፡ ጓይላን ፡ ዳንኬራን፡ ዝዓብለሎ ኣገባብ፡ ዘይኮነስ፡ ዝግባእ ኽብርን፡ ዝኽርን ናይ’ቶም ጀጋኑ ስዉኣትና ሂብካ፡ ነቲ ዝተወፈዩሉ ቅዱስ ዓላማ ቅኑዕ ትርጉም ዝህብን፡ ከምኡ ከኣ ኣውያት ኣብ ኤርትራ ዝርከቡ ኣቦታትናን ኣዴታትናን ጽን ኢልና ሰሚዕና ፡ ድሕሪ ምምይያጥን፡ ምርድዳእን ፡ ብሓባር ፍታሕ አንድህስሰሉ ኣገባብ እዩ።          

ስለ’ዚ ኩልና ሰብ ሕልናን ፡ ኣኽበርቲ ስዉኣትናን፡ ስንኩላትናን፡ ኣፍቀርቲ ሃገርናን ህዝብናን፡ ብጥርናፌ፡ ንበዓል ነጻነትና፡ ሽምዓና ወሊዕና፡ ብጸሎትን፡ ዝኽርን፡ ስውኣትና፡ ኣብ’ዚ ዝስዕብ ኣደራሽ፡ 3515 South Alaska Street, Seattle, WA 98118,እነብዕለሉ ዕለት እዩ ። ዝግበረሉ ቦታን ዕለትን ከኣ ፡ 26 ግንቦት፡ 2017፡ ልክዕ ሰዓት 6 ድሕሪ ቀትሪ እዩ ።

ብፍላይ ከኣ ፡ መራሕቲ ሃይማኖትና ፡ መታን ኣብ ጸሎትን፡ ምህለላን ፡ ክትመሑና፡ ብኽብሪ ንዕድምን፡ ንምሕጸንን ፡ ኣሎና።          

                       ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንስዉኣትና !!

                       ክብርን፡ ሞገስን ንስንኩላንና።

ኤርትራውያን፡ ደለይቲ ፈትሕን፡ ደሞክራሲን ፡ ተቐማጦ ከተማ ሲያትልን፡ ከባቢኣን

                        

                        

ኣድራሻ መቓልሕ

Job Mekaleh pobox